@kenz2354: far out tha way.

kenz🔥🖤
kenz🔥🖤
Open In TikTok:
Region: US
Wednesday 14 October 2026 10:47:27 GMT
273
37
3
0

Music

Download

Comments

1ov3.33
1ov3.33 :
I love you kenzie text me bby remember who you are YOU THE BEST THE GOAT THE WOMANN ain no man I mean no man deserve you ion care who it is literally my soulmate in bsf form
2026-10-14 16:27:10
1
izzyj.8
𝐼𝓈𝒶𝒷𝑒𝓁𝓁𝒶. :
I love you Ken Ken
2026-10-14 10:48:26
1
To see more videos from user @kenz2354, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እቲ ሓደ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ ልብና ተሰዊሩ ምግላጽ ዝኣበየና ዓሚቝ ፍቕሪ፣ ግዜኡ ሓልዩ ብልሳና ከም ዝፈስስ ዝነገርኩኻ ትዝክሮዶ? እንሆ ሕጂ ግን እታ ብምቁራት ቃላትካ ዝተጽሓፈት፣ እሙን ፍቕሪ ዝሓዘለትን ምስጢር ልብኻ ዝገለጸትን ክብርቲ ደብዳቤኻ በጺሓትኒ።  ገጽ ንገጽ ገንጺለ ቃላትካ ክሰምዕን ከንብብን ምስ ጀመርኩ፣ ኣብ ውሽጠይ ዝተሰማዓኒ ደረት ኣልቦ ሓጎስን ባህታን ብቃላት ክገልጾ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ እዩ ነይሩ። ልበይ ብፍቕርኻ ክትሰክር፣ ነፍሰይ ከኣ ብሰላም ክትመልእ ገይራታ። ኣብ ውሽጥካ ሰፊሕ ቦታ ወኒነ ንልብኻ ብምልኣት ከዕግባ ከም ዝከኣልኩ፣ ብዘይርደኣካ ምስጢራዊ ምኽንያት ኣብ ዙፋን ህይወትካ ከም ዝነገስኩ፣ ንዘለኣለም ናትካ ክኸውን ውሽጣዊ መንነትካ ከም ዝሓረየኒ ጽሒፍካለይ።  ሕጂ ግን ነዚ ኩሉ ዓሚቝ ስምዒት ብልሳንካ ከተውጽኦ ዓቕሚ ከም ዝሰኣንካ ምስ ነገርካኒ፣ ፍቱወይ፡ ነታ ደብዳቤኻ ልስሉስ ፍሽክታ ለጊሰላ፣ ኣብ ገጸይን ውሽጠይን ድሙቕ ናይ ፍቕሪ ብርሃን እናንጸባረቕኩ እየ ብምሉእ ነፍሰይ ኣስተማቒረያ። ካብ ኩሉ ዘስሓቐትኒ ክንሳ ንልበይ ዝመሰጠት ግን እታ
እቲ ሓደ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ ልብና ተሰዊሩ ምግላጽ ዝኣበየና ዓሚቝ ፍቕሪ፣ ግዜኡ ሓልዩ ብልሳና ከም ዝፈስስ ዝነገርኩኻ ትዝክሮዶ? እንሆ ሕጂ ግን እታ ብምቁራት ቃላትካ ዝተጽሓፈት፣ እሙን ፍቕሪ ዝሓዘለትን ምስጢር ልብኻ ዝገለጸትን ክብርቲ ደብዳቤኻ በጺሓትኒ። ገጽ ንገጽ ገንጺለ ቃላትካ ክሰምዕን ከንብብን ምስ ጀመርኩ፣ ኣብ ውሽጠይ ዝተሰማዓኒ ደረት ኣልቦ ሓጎስን ባህታን ብቃላት ክገልጾ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ እዩ ነይሩ። ልበይ ብፍቕርኻ ክትሰክር፣ ነፍሰይ ከኣ ብሰላም ክትመልእ ገይራታ። ኣብ ውሽጥካ ሰፊሕ ቦታ ወኒነ ንልብኻ ብምልኣት ከዕግባ ከም ዝከኣልኩ፣ ብዘይርደኣካ ምስጢራዊ ምኽንያት ኣብ ዙፋን ህይወትካ ከም ዝነገስኩ፣ ንዘለኣለም ናትካ ክኸውን ውሽጣዊ መንነትካ ከም ዝሓረየኒ ጽሒፍካለይ። ሕጂ ግን ነዚ ኩሉ ዓሚቝ ስምዒት ብልሳንካ ከተውጽኦ ዓቕሚ ከም ዝሰኣንካ ምስ ነገርካኒ፣ ፍቱወይ፡ ነታ ደብዳቤኻ ልስሉስ ፍሽክታ ለጊሰላ፣ ኣብ ገጸይን ውሽጠይን ድሙቕ ናይ ፍቕሪ ብርሃን እናንጸባረቕኩ እየ ብምሉእ ነፍሰይ ኣስተማቒረያ። ካብ ኩሉ ዘስሓቐትኒ ክንሳ ንልበይ ዝመሰጠት ግን እታ "ዓንጃለይ" እትብል ቃልካ እያ።😂 "ቃላተይ ከም ዘይገልጹኺ ይፈልጥ እየ፡ ምኽንያቱ ካብኡ ንላዕሊ ፍልይ ዝበለ ጽባቐ ዝወነንኪ፡ እንኮ ንልበይ ዝሰዓርኪ ሄዋነይ ስለ ዝኾንኪ" ኢልካኒ። ሓንሳብ ከኣ ከይርስዓልካ፣ ዝያዳይ ከይወስዱልካ ከም እትፈርህ እውን እባ ሓቢርካኒ። እወ ፍቱወይ፡ ኣነ ድምቀት ህይወትካን ወናኒት ልብካን ብምዃነይ ኣዝየ ዝተዓደልኩ እየ። ኣነ እውን በዛ መልእኽቲ እዚኣ ገይረ፣ ካብ መዓሙቕ ልበይ ኣዝየ ከም ዘፍቅረካ፣ ከም ዘኽብረካን ክነግረካ እፈቱ። ጀላዐይ ፍቱወይ፡😂 ፈጺምካ ኣይትፍራሕ! ልበይ ንዘለኣለም ናትካ ጥራይ እያ። ንስኻ ቁሩብ ፈራሕን ሓላዪን ኴንካ እምበር፣ ኣብ ውሽጠይ ክትነግስ ምሉእ ፍቓድ ከም ዝሃብኩኻኮ ድሮ ብግብሪ ገሊጸልካ ነይረ እየ። ንስኻ ናይ ውሽጠይ ንጉስ ኢኻ። እንሆ ሕጂ ካብ ስቕታ ናብ ደብዳቤ መጽሓሓፍ ተሰጋጊርና ኣለና። ካብ ሕጂ ንድሓር ከኣ ብልሳንካ ወጺኦም ንውሽጠይ ፍልይ ዝበለ ሰማያዊ ደስታ ዝፈጥሩለይ፣ ቃና ድምጽኻን እቶም ቁዱሳት ቃላትካን ክሰምዕ ብዓቢ ሃረርታን ብዘይዕረፍቲ ናፍቆትን ክጽበ እየ። #habeshatiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #creatorsearchinsights #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

About