@yusuftheprince: In & Out Boxing Footwork. 🥊 Move your feet with every punch. ⚡👣 #boxing #fighter #boxingtraining #footwork #boxing🥊

Yusuf Sultanoglu
Yusuf Sultanoglu
Open In TikTok:
Region: DE
Wednesday 14 October 2026 13:55:05 GMT
25997
1271
5
81

Music

Download

Comments

quang61534
꧁💞 광 모리아나 ☀️💞꧂ :
2026-10-17 15:28:27
1
flori10.06.90
🌸Flori10🌸 :
👏🫡
2026-10-16 17:15:13
1
toguzhan66
toguzhan66 :
💪🏼💪🏼💪🏼
2026-10-14 14:40:09
1
dawitassefa213
devaniyas :
👌👌👌
2026-10-14 14:03:24
1
To see more videos from user @yusuftheprince, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🚨 ወዲ 3 ዓመት ጸሊም ቆልዓ፡
🚨 ወዲ 3 ዓመት ጸሊም ቆልዓ፡ "ኣመና ንፉዕ ስለዝኾነ ጥራይ" ካብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ተባሪሩ! ⚽️💔 ኔቫዳ (Nevada) ዝተባህለ ወዲ 3 ዓመት ጸሊም ቆልዓ፡ ብሰንኪ እቲ ዘለዎ ዘገርም ክእለት ኩዕሶ እግሪ፡ ወለዲ ናይቶም ካብኡ ዝዓብዩ ቆልዑ ስለዘማረሩ ጥራይ፡ ኣብ (Winter Park, Florida) ካብ ዝካየድ ናይ ህጻናት ሊግ ኩዕሶ እግሪ ከምዝተባረረ ተሓቢሩ። ስድራቤቱ ከም ዝገለጽዎ፡ ኔቫዳ ኩዕሶ ብብልሓት ኣብ ምሕላፍን (dribbling) ኣብ ምቁጽጻርን ኣዝዩ ንፉዕ ስለዝነበረ፡ ወለዲ ናይቶም ተጻረርቲ ቆልዑ "ደቅና ካብኡ ኩዕሶ ክምንዝዑ ኣይከኣሉን" ብምባል ኣማሪሮም። እቲ ኩነታት እናገደደ ምስ ከደ ድማ፡ ፖሊስ መጺኦም ነቶም ስድራቤት ካብቲ ሜዳ ተኸቲሎም ከም ዘውጽእዎም ተገሊጹ። ወለዲ ኔቫዳ ነዚ ዝተገብረሎም ኣተሓሕዛ ብምቅዋም፡ ወዶም ብቀሊሉ ነቲ ጸወታ የስተማቕር (ይጻወት) ጥራይ ከምዝነበረ ኣረዲኦም። እቶም ስድራቤት፡ ነቲ ዝኸፈልዎ ናይ መመዝገቢ ገንዘብ ዳሕራይ ከምዝተመልሰሎም ሓቢሮም። እዚ ፍጻመ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ (ኢንተርነት) ዓቢ ክትዕ ፈጢሩ ኣሎ። ገሊኦም ነቲ ሊግ "ኣብ ልዕሊ ሓደ ንእሽቶ ቆልዓ ዘይፍትሓዊ ኣድልዎ ፈጺሙ" ክብሉ ክኸስዎ ከለዉ፡ ገሊኦም ድማ "ብዛዕባ እቲ ኩነታት ዝያዳ ሓበሬታ የድሊ እዩ" ይብሉ ኣለዉ፡ እቲ ምኽንያት ካ ርዱእ እንተ ኾነ፡ ማሌት ጸሊም ወዲ ኻሊእ ዜጋ ብምኻኑ ጥራሕ እዚ ናይ ዓለትነት "Racism” ተነጽሎ ኣጋኒፍዎ። በዚ ኣገጣሚ ብዛዕባ ደቅኹም ክትከታተሉ ኣለኩም ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚ ይኹን ኣብ Sport ⚽️ ይኹን ወላ ኣብ ትምርቲ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታት፡ ንሕና ሓበሻ ብፍላይ ጥብቁቃት ክንከዉን ኣለና ኣዚና ሸልል ብሃልቲ ኢና፡ 🤔 ሕቶ ንዓኹም፦ ሓደ ቆልዓ ኣዝዩ ብሉጽ (ክኢላ) ስለዝኾነ ጥራይ ክቕጻዕን ክባረርን ይግባእ ዶ? ወይስ እቲ ሊግ ነዚ ክእለቱ ዘማዕብለሉ መገዲ ክፈጥር እዩ ዝግባእ ነይሩ? #justaboyfrommarakwet #Football #Racism #Talent #Florida

About