@11tigray21: መራሕቲ (ጀነራላት) TDF ብሓቂ ንኮርዐልኩም። 💪 ሎማዓንቲ ጀነራል ኣብርሃ ተስፋይ(ድንኩል) ከልዕሎ። ብምንታይ ኢና እሞ ክንገልፆ? ጅግንነት፣ ፅንዓት፣ ተወፋይነት፣ ብልሒ፣ ትግራዋይነት ዘማልአ ጅግና ምስ ደቁ ኣብ መሬቱ ንምእማኑ ዘፀግም ተኣምር የመዝግብ ኣሎ። ✊ #💪💪💪 #Respect #share #copylink #viralvideos

ጓል ስብሓት ነጋ (ጓልቶም ሰብ ስረ)
ጓል ስብሓት ነጋ (ጓልቶም ሰብ ስረ)
Open In TikTok:
Region: IT
Wednesday 14 October 2026 17:40:34 GMT
19607
1795
11
79

Music

Download

Comments

1000764617103aron
Aron :
መልእክቲ ኣብራሃ ተስፋይ /ዱንኩል፦ ኣነ ትማሊ ምስ ወለደይን ብፆተይን ኣብ ቃልሲ ነይረ ነቲ ክንሓልፎ እልካ ዘይሕለፍ ሺሾ ሰራዊት ደርጊ ስዕርና ሓልፍናዮ። ሎሚ ውን ክሳብ ዛሕዚ ዕለት ጠፍኦም ተደምሲሶም እንዳበሉና ፀላእቲ፤ እነሆ ሽድሽተ ዓመት ሙሳኩም ምስ ደቀይ ኣለኩ፤ ኣረገ ዓብየ ውን ኣይብልን፤ ንህዝበይን ንመኒነተይ ካብ ንእስነተይ ጀምሩ፤ ቁልዕነተይ እንተይመነኩ ናብ ቃልሲ ወፍረ ሕዚ ዉን ድልው ኣለኩ። ኣብታ ብቁልዕነተይ ቃል ዘኣተኩላ ሕድሪ ብፆተይ ዝተቀበልኩላ ብርክታዊት ምድሪ ትግራይ ንመስዋእቲ ቁሩብ እየ መስዋእቲ ኣየፍረሐኒን ዘፍረሐኒ ጥልመት መስዋእቲ ብፆተይ እዩ። ኣብ ሓፂር እዋን ክነሸንፍ እና ፀላእትና ክንስዕሮም እና ከም ንስዕሮም ውን ኣፀብቆም ይፈልጡ እዮም!!
2026-10-14 20:10:57
10
fikrfikr733
ፍቅር :
2026-10-14 22:48:11
2
tigray858
Mamush Wedi Tigray :
2026-10-14 18:55:08
0
melestesfay943
MELES KING🏆🏃 :
2026-10-15 00:14:45
0
aelganesh.wal.tig
Aelganesh gal tgray :
💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊
2026-10-14 21:31:51
0
fikrfikr733
ፍቅር :
2026-10-14 22:48:21
0
fikrfikr733
ፍቅር :
2026-10-14 22:48:31
0
fikrfikr733
ፍቅር :
2026-10-14 22:49:02
0
tigray858
Mamush Wedi Tigray :
ጆግና አያና ጀነራል ድኩል ❤️❤️❤️
2026-10-14 18:58:24
2
remets6terebanda1
Selam ጓል ሃገረ ትግራይ ❤️💛❤️💛✅✅ :
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
2026-10-14 19:25:48
1
sisay_debredamo
sisay debredamo :
💪💪
2026-10-14 18:59:31
0
amitykonjo
Helen :
💪💪💪
2026-10-14 19:39:31
1
remets6terebanda1
Selam ጓል ሃገረ ትግራይ ❤️💛❤️💛✅✅ :
💪💪💪
2026-10-14 19:25:37
0
bekindoneanother
Alxe :
🥰🥰🥰
2026-10-14 21:10:30
0
mili.yosef2
TDF mill 🇻🇳👌 :
💪💪💪
2026-10-14 18:35:11
0
mtslalnguse2tdf
mtslal nguse tdf🇻🇳🇻🇳🇻🇳 :
💝💝💝
2026-10-14 22:24:53
0
To see more videos from user @11tigray21, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About