@bilen.1001: ለዋህ ኩን ግን ልቦና ኣይተጥፍእ። ከም ርግቢ ለዋህ ምኳን ፅቡቅ እዩ። ነቶም ለዋህነትካ ከም ድክመት ወይ ዕሽነት ዝቆፅርዎ ግን ከም ተመን ጎራሕ ምኳን ኣገዳሲ እዩ።❤️‍🩹 ግርህነት ፅቡቅ እዩ ግን ክሳብ ሰባት ዝጥቀሙሉ ወይ ዓሻ ዝገብሩካ ክኮውን የብሉን። ስለዚ፣ ከምቲ ተመን ንርእሱ ብጥበብ ዝከላከል ንስካ ውን ምስ ሰባት ኣብ ሂወትካ ብጥበብን ልቦናን ንበር🙌።🧡 #foryou #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

𝐀𝐃𝐌𝐀𝐒𝐀𝐖𝐈𝐓🤌
𝐀𝐃𝐌𝐀𝐒𝐀𝐖𝐈𝐓🤌
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 16 October 2026 09:54:40 GMT
4942
330
6
24

Music

Download

Comments

bb909907
👸Bነኘ ኣደበኛዋ🌺💒🙏🔐 :
🥰🥰🥰
2026-10-16 17:01:42
0
user8776080339105
ንኩሉ ብዓቅሊ :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-10-16 15:51:04
0
merri.abed
𝙣𝙚𝙫𝙚𝙧__2🔐united💎🦅🥀 :
❤️❤️❤️
2026-10-16 14:51:13
0
bmom29
(( ብርቱኳን )) 16🤍🕊️ :
❤️❤️❤️
2026-10-16 14:07:34
0
genet.ngus27
Genet Ngus :
@🙏🙏🙏
2026-10-16 12:46:34
0
user8396801851347
ጋል ሕዋነ😎 :
👌🥰
2026-10-16 17:58:51
0
To see more videos from user @bilen.1001, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About