@kidanzelalem: "ጽቡቕ ናይ ምግባር ዓቕሚ ክሳብ ዝረኸብካ፦ ጽቡቕ ምግባር ኣይተቋርጽ!" ጽቡቕ ምግባር ቅድሚ ኩሉ ንውሽጣዊ ዕጋበትካ ኢልካ ክትገብሮ ኣሎካ። ጽቡቕ ካብ ምግባር ዝጥቀም ቀዳማይ ሰብ እንተሃልዩ፦ ንስኻ ኢኻ! ምኽንያቱ ዕጉብ ሕልናን ሰላም ዘለዎ ኣእምሮን ወኒንካ ስለትድቅስ። ብርግጽ እኳ መዓልቱ ሓልዩ እቲ ጽቡቕ ብእተፈላለየ መገዲ ይምለሰካ እንተኾነ፦ ዋጋ ናይ ጽቡቕ ግብርኻ ግን እቲ ሕልናኻ ዘዕረፈሉ ህሞት ምዃኑ ኣይትረስዕ። ወድ ሰብ ሕልናኡ ዕረፍቲ ካብ ምርካብ ዘቕስኖ ካልእ ነገር የለን። ጽቡቕ ምግባር ለዋህን ርህሩህን ልቢ ደኣ እምበር፦ ዓቐን እቲ ትህቦ ስለዘይኮነ ዝምዘን፣ ዋና ነገር ጽቡቕ ሓሲብካ በቲ ትኽእሎ ምግባር እምበር፡ ግዝፊ ወይ ብዝሒ ናይቲ ትገብሮ ኣይኮነን ዘገድስ። ኣቦታትና ክምስሉ "ጽቡቕ ግበር ንመን፧ ንማንም!" ይብሉ። እቲ ዋና ነገር ብዘለካ ዓቕሚ ነቲ ጽቡቕ ዘድልዮ ሰብ ጽቡቕ ክትገብር ምኽኣል እዩ። — ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Friday 16 October 2026 15:25:18 GMT
7497
318
5
35

Music

Download

Comments

hii.hii865
💓ⓈⒺⓛⓐⓜ💊🔰🔰 :
ብትክክል።✅
2026-10-16 20:31:46
1
rigbsh
rigbsh :
ትክክል
2026-10-16 19:30:14
1
adiqla4
adi qala💚🌽🥑 :
yes
2026-10-16 21:21:31
0
alemalem153
Alem 12 :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-10-16 18:49:01
1
ruta1ruta2
Rut salon 23 :
👍
2026-10-16 23:04:05
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About