@wandeywandey1:

ሰበይቲ ወዲ በላይ❤️‍🩹🤴
ሰበይቲ ወዲ በላይ❤️‍🩹🤴
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 16 October 2026 21:39:36 GMT
8921
489
64
33

Music

Download

Comments

haben8263
ፈቃር ምብራቃዊ :
ዘይሓሰብክዮ ሃፍቲ እንየኪ ካብ ፈጣሪ🙏🙏🙏
2026-10-17 13:24:26
5
tititdf632
ቀብራራ ጓል ውቅሮ🍓🔋💎 :
ናተይ ለ 3ወርሒ ገረ ፈርሐ🥺
2026-10-27 18:33:53
0
fkry320
ተስፋ🕯🕊 :
ዝኮነ ሓድሽ ነገር ክመፀክን እዩ ✌️
2026-10-17 12:00:01
0
lili063019
Lili 👸🦋 :
ሰብ ይሓሜኪ ኣሎ
2026-10-26 22:18:23
0
gd.vc05
ቀበጥ ጋል ሽረ :
ይቅርታ ዳኣበር ኣነ ለማዓቲ ንጎሄ ዓይነይ ፍርፍር ኤላቲኒ ሳዓት 6ድማ ሓዉክ ተተሓዝ ኢለሙን ብጣዓሚ ገርምን ተላይ ማኣገረይ ይማንይ ክልተኤን ዝሮ ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ እበር😥💔 ሓወይ ናተይ መዋፅኤ ይፉጠረልካ 🙏ዝሮ ፀሎት ግበራ 🙏
2026-10-17 15:26:36
4
wezam929
ጨካን 🤪ማንታ ጋል ዉቅሮ ብሎክ ልባ🤪🤟 :
አጀኩይ ዛሓፍተይ ንፅቡቅ ይግበሮ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-10-21 08:33:47
0
almaz.gal.tigray
ኣሉ ሓፍቲ ተክልሸ((29))ኣባቴ🙏🙏🥀 :
ዋላ ናተይ አረ እንታይ እዩ ገዱ🙏🥰
2026-10-18 15:22:20
0
.ht8381
ዕቫይ ድንግለት😍 :
ናተይ ለ መብሊዒት ዓይነይ ልመን አዩ ዝሓቶ ላበልኩ ነይረ 🥰
2026-10-17 10:32:03
0
user99274273
Mahi✝️🦋 :
ዋላ አነ ግን እንታይ ይክወን 😥🥺
2026-10-17 17:14:37
0
user65500168350
Aki💊🔐 :
ኣጆኪ ንፅቡቅ ይግበረልኪ ፈጣሪ🙏🥰🙏
2026-10-20 16:12:33
0
user1147484713077
lili :
ጽቡቅ❤ያስምዓኺ❤የኔማር🙏🙏🙏
2026-10-17 19:43:23
0
ganatg86
ገኒ ጓል ገራዕልታ :
አረ ኣነለ እየ ትፈልጣ ኣባ ንገረኒ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-10-17 08:31:24
0
user9708585782262
ዓቅላም ጓል ዓጋመ :
አረ ኣብ ኩሉ ድየ ኣና እዉን ኩሉ ግዜ ከሙኡ ይገብረኒ ኣነካዓሰ ታይ እዩ ናበሉኩ👏👏
2026-10-17 16:50:30
0
asaf50160
ጯፏጯዋ 👑ቭሯንዷዊቷ....💎🇮🇩 :
ዋላ ናተይ🥺
2026-10-17 18:40:32
0
artite2
ህልሜየ ይሳካል ኣንድ ቀን 💐🌹🌹 :
ትፈትውዮ ጋሻ ክመፀኣኪ እዩ ❤️🙏
2026-10-19 19:11:28
0
fana34329
fana .21🙏 :
አረ አንታይ አዩ ምክንያቱ አነስ ፈርሐ😢
2026-10-17 21:47:51
0
user7401569359971
ህያቭ ጓል ፈረስማይ🦋 :
ናተይለ ማርያምን🥺
2026-10-17 12:57:40
0
user577096143480
ተመስገን አምላክይ :
ዋላ አነ ግን እንታይ ይክወን🥰🥰
2026-10-17 13:51:21
0
melat.gereziher
ሓፋር ጋል እንትጮ :
ጋሻ ከምፀኪዩ ትፈቲይዮ🥰🥰
2026-10-20 09:50:00
0
user3463496554084
𝕓𝕝𝕠𝕜 𝕝𝕒𝕪𝕗𝕖 😭💔 :
ናተይ ውን ከምኡ ይብለኒ ነይሩ በቀደማይ ሞት ወድነይ አስሚዕኒ🥺😭 አና ፀሎት ግበሪ አስቲ መዓረይ👸😔😻
2026-10-19 17:13:15
0
trfeadisu
ቲቲ ጋል ሸረ🔰✌️ :
ፅብቅ ያስምዓኺ የኔማር🙏
2026-10-20 04:43:52
0
jookklookl590
ፍቅር ፍቅር❤️ :
ፍርፍር ዓንኮ ፅቡቕ ብስራት እዩ ዝብሃል ንሰምዕ
2026-10-25 10:51:21
1
m.h.dalim
ህያብ ንማዘራ 🧑‍🍼🫶 :
ኣረ ኣበይነይ መሲሉኒ ዝሶምን እዚ ከምኡ ኢለ ቀኔ እንታይ እዩ ኢለ ፈሪሐ 🙏
2026-10-24 23:23:48
0
user1254243759232
ሜቢ ዕባይ ዓጋመ :
አረ ዋላ ኣነ እየ ፈጣሪ ባዕልሓ ፀፅቡቁ ኣምፅአለይ 🤲🤲🤲👏👏👏
2026-10-26 09:13:40
0
user8340526731546
ጋል ቃሺ ማኛ❤ :
ጽቡቅ ያስምዓኺ ምዓረይ😘😘
2026-10-17 17:49:30
0
To see more videos from user @wandeywandey1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About