@edwinpansy: En un mismo catálogo contamos con opciones de tamaño viaje compacto y tamaño completo de perfume. #perfumes #perfumetiktok #perfume #colecciondeperfumes #fyp

LEISHASHOP
LEISHASHOP
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 17 October 2026 02:57:46 GMT
28
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @edwinpansy, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ኣብ ህይወት እቶም ብኣጋጣሚ ንረኽቦም ዝመስሉና ሰባት፦ ብኣጋጣሚ ዘይኮነስ ብምኽንያት ኢና ንረኽቦም 'ወይ ህይወትና ከዐርዩ ወይ ህይወትና ከዕንዉ!" ኩሉ ብምኽንያት እዩ! እቲ ምኽንያት እንታይ እዩ የምጽእ እዩ እቲ ምፍላጥ ዝድለዮ እምበር፡ ምኽንያትሲ ኣሎ። እቲ ዘጋጥም ኩሉ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ምኽንያት ኣይነበረን። ኣካይዳና ግርህነት ዝመልኦ ብምዃኑ፡ እቲ ዘጋጥመና ብወዝቢ ወይ ብኣጋጣሚ እዩ ዝመስለና። እቶም ናባና ዝመጹ ግና ብምኽንያትን ብዕላማን እዮም መጺኦም። እቶም ሓደ፦ ካብ ምውዳቕካ ከተንስኡኻ፣ ክሕግዙኻ፣ ጸግዒ ክኾኑኻ፣ ከተባብዑኻን ክትገብር ከምትኽእል ከረጋግጹልካን ዝመጹ እዮም። እቶም ሓደ ድማ፦ እንታይ ይወስዱልካ፧ ከመይ ይወስዱልካ፧ መዓስ፧ ዝብል ኩሉ ዙርያኻን ከባቢኻን ኣጽኒዖም ናባኻ ዝመጹ ሰብ ዕላማ እዮም። ከም ውጽኢቱ ድማ እቲ ክልተ ዕላማ በቶም ክልተ ሰብ ዕላማ ይከናወን። ናይ ምዕራይን ናይ ምዕናውን ምክንዋን ክልቲኡ ዝከናወነሉ መድረኽ ይፍጠር። ነዚ እዩ ድማ፦ ሓታቲ፣ ኣስተብሃሊ፣ መዛኒን ወሳኒን ምዃን ዘድልየካ! ስለዚ ከም ንስሪ ኣብ ዕላማኻ ኣተኲርካ ረኣ። እቲ ምግጣም ዘይኮነስ፦ "ንምንታይ ኣጋጢሙ፧" ዝብል ናይ ምሕታት ትብዓትን ተበግሶን ዘለካ ኩን። ግዳይ ናይቶም ሰብ ዕላማ ከይትኾውን፦ ንስኻ እውን ብዕላማ ተጎዓዝ! — ዘፍጥረት

About