@filafsh: # እህተ ሙሴ ኣብ ወሰን ባሕሪ'ያ ዝዘመረት እምበር ኣብ ቤተክርስትያን ኣይኮነን፣#tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

filmon Chef (ሼፍ)🐠🍕🍔
filmon Chef (ሼፍ)🐠🍕🍔
Open In TikTok:
Region: ET
Saturday 17 October 2026 09:42:04 GMT
7113
497
39
132

Music

Download

Comments

emu29342
Emu :
eshi zhawey
2026-10-17 15:18:50
3
bietihaftiefi
🔥🔥✈️ :
bro mezmur eko msgana niamlak e u slezisi entay koyna eya zeytzmr welas koboro tray e u zeyfqeda enber mezmur gn msgana nab amlak e u
2026-10-17 10:11:29
4
yalankid
ከም ፍቃድካ ኣምላኸይ🥺 :
ምስጋና ን ኣምላክ ጓል ኣይፈሊ ወዲ🙏🙏🙏
2026-10-17 18:54:18
2
lemlemmola715
ኣይጀመርኩን ምንባር😭😭😭 :
ሲጀመር ታይክገብሩ የሕልፉወን ኣለዉ😥😔[Pray][Pray][Pray]
2026-10-17 15:10:24
2
user224573506146
selam 2019 A :
ይመችኻ ቀለህወት ያስምዐልና🙏🙏🙏
2026-10-17 12:59:24
2
kusu3992
ጸዋር ኩኒ ነብሰይ :
ዋእ ይቅርታ እምበር መዝሙር እኮ ምስጋና ጸሎት ምህለላ ኣይኮነን ድዩ
2026-10-17 11:52:47
2
rodamoges
Roda Moges :
ኩሉ፣ነገሩ፣አቦታትና፣ክ
2026-10-17 14:27:45
1
eyerusalem912
Eyerusalem :
ችግሩ ግን እንታይ እዩ
2026-10-17 15:33:36
0
mikizesealitemhret
MiKi ዘሰአሊተ ምህረት :
aneko btaemi eyu zgermeni men eyu tsebhi srah elka 🤔
2026-10-17 16:31:58
2
tsega.gmariam
እንደ ፈቃድህ :
ናይ እግዚአብሔር ፀጋ ነወዳት ጥራሕ ድዩ?
2026-10-17 14:21:35
1
semhal125
ክርስቲሎቤ 💎 :
ስምዐኒ ሓወይ ለምሳሌ አብ ሃይማኖታ ፀኒዓ ክትነብር እንተ ኾይና ብዙሕ ፈተናታት አለዉ ለምሳሌ ካብ ዝተፈላለዬ ቶቃማት ጥያቄታት ክመፅዋ ይኽእሉ እዮም እና እዚ መ/ር ፀዊዓ ድያ ክተረድኦ ግን ደሞ ሕቶ መልሱ ላፈለጠቶ ላሃለየት ኢኻ ትብለኻ ምስክርነት ከቅርባ የብለንን እናበልካ እዪ
2026-10-17 14:00:01
1
maggyjhonny
ወዘሰ አዝለፈ ትእግሥቶ ውእቱ ይድኅን :
መገስጸ ኣንስት ጳውሎስ በቃለ ተግሳጽ ለእመ ይቤ ኢትምሀር ብእሲት በጉባኤ። ለዘራኤ ንባብ ጳውሎስ ኢንረስዮ ሠራኤ። በብእሲት ኣምጣነ ተነግረ መወድስ ትንሳኤ። ወከመይስብኩ መወድስ ገላነሽ ፈነወት ኣርድእተ በበክልኤ"
2026-10-17 13:51:42
1
user59053413779872
ኣይ :
sk bel ben elka
2026-10-17 16:38:52
0
user6134406518425
user6134406518425 :
ዝመርሕዎን እዮም አእሽዮሞን ሓው
2026-10-17 16:43:45
1
selam.ab.hiwet
selam Ab hiwet :
እግዚኣብሔር ኣምላክ እኮ ጓልን ወድን ኣይፈለየን እኳ ዳኣስ ዝተሓጎሰ እንተሎ ይዘምር ዝሓዘነ እንተልዩ ድማ ይጸሊ እዩ ዝበለ ስለዚ ኣነ በዚ እየ ዝኣምን እንተተጋግየ ኣርሙኒ🙏🙏🙏
2026-10-17 19:23:09
0
yonashenok1
ማራናታ ኢየሱስ :
ዝሓወይ ከመይ ኢልካ ጓል ኣንስተይቲ ክትዝምር የብላን ኣብ ቅድሚ ደቂ ተባዕትዮ ትብልስ መፅሓፍ ቅዱሳዊ ጥቕሲ ኣለካ ድዩ ኾይኑ በቲ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ተኾይኑ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ትጭቁነን ኣለኻ ማለት እዩ ብምቕፃል ምዝማርን ምስባኽን ኣፈላላይ ኣለዎ እዩ ክትዝምር ኸላ እግዚአብሔር እያ ተመስግን ዘላ እና ጓል ኣንስተይቲ ክትዝምር የብላን ዝብል ቃል ብቓል መፅሐፍ ቅዱሳዊ ጥቕሲ ሃበኒ ጎይታ ይባርኽካ።
2026-10-17 18:33:39
1
chinup.27
ጠጢኖ✨27✨ :
🥰🥰🥰
2026-10-17 10:25:53
1
arsema.silent
@Arsema,,, silent :
🥰🙏
2026-10-17 13:01:43
1
fritihafti.senay
gaul meley hgawit💙💃👌💪 :
🙏🙏🙏
2026-10-17 16:14:33
0
tekle.samuel8
ፍፁም ደስታ(Ftsum Desta) :
😁😁😁
2026-10-17 17:11:01
1
edu500536
edu :
🙏🙏🙏
2026-10-17 18:38:53
1
netsi.sabawit21
Netsi :
@selu🦋soli💫
2026-10-17 15:46:02
1
alazarezanarivan
alazar&ezana&rivan :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-10-17 17:42:06
1
welayoowik5
welayoowik5 :
🥰🥰🥰🥰🙏🙏
2026-10-17 14:08:08
0
mashosheshay
hi :
🥰🥰🥰
2026-10-17 12:40:03
0
To see more videos from user @filafsh, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About