@m.t.s812: ጌጋ ሰባት ኣይትድለ ኃጢኣት ሓውኻ ኣይትግለጽ ምኽንያቱ ንስኻ ኣብ ልዕሊ ፍጡራን ፈራዲ ኣይኮንካን። ጽድቂ እንተ ደሊኻ ገዛእ ርእስኻ ገስጽ፡ ፈራዲ ኃጢኣትካ ተነሳሒ በደላትካ ኩን። ጉድኣት ምእንቲ ከይረኽበካ ክፉእ ግብሪ ካልኦት ሰባት ብተንኮል ኣይትመርምር። መብኮሪ ስራሕ ስለ ዝኾነ ነዊሕን ከንቱን ዘረባ ኣይተፍቅር። ብዛዕባ ጽድቂ እኳ እንተ ኾነ ብዙሕ ወረ ጽቡቕ ኣይኮነን። ንርእስኻ ከይትጠፍእ ንዝበደለ ሰብ ኣይትውቀስ። ኃጢኣቱ ንዝናዘዝ ሰብ ሓግዞ፡ ምኸሮ ወዲቑ ክትንስእ ንዝደሊ ሰብ ኣተባቢዕካ ብእግዚአብሔር ጽኑዕ ተስፋ ከም ዝሕዝ ግበሮ። ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ #ethiopian_tik_tok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #duet #tiktokgrowth

Mieron Kidane
Mieron Kidane
Open In TikTok:
Region: NL
Saturday 17 October 2026 13:47:50 GMT
555
64
1
2

Music

Download

Comments

abinezer88
❤️T💛d❤️‍🔥f king :
🥰🥰🥰
2026-10-17 15:10:46
0
To see more videos from user @m.t.s812, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About