@user2196201342903: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ህዝብና ዘሕደሮ ተጽዕኖ ፣ ንህዝብና ተስፋ ኣስኢኑ፡ ነቲ ናቱ ናይ ኣንድነታዊ ዕላማ ሓሳቡን ድሌቱን ጥራይ ከምዝርዕም'ዩ ክገብር ጸኒሑ። #ህዝብና ካብ ዓለም ተለጺሉ ፥ ሓበሬታን ኢንተርነትን ዘይብሉ ጌሩ ዓፊኑ ፡ ድምጹ ዘይስማዕ፡ መሰሉ ዘይኽበርን መጻኢኡ ብኢዱ ክሕዝ ዘይክእልን ባዕሉ ክውስን ዘይክእልን ኮይኑ ክነብር ገይሩ ኣሎ። ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት፡ ንኽብሪ፡ ንፍትሕን ንሓርነትን እዩ ተቓሊሱ። እቲ ዝነበሮ ቁጠባቂ ሕልሚ ዕላምኡ ክኣ ክሳብ ሎሚ ኣይተማልአን ብእሰያስን ስድራቤቱን ተጨውዩ ይርከብ። ናጽነት ስም ሒዛ ጥራይ እንተተረፈት፡ ህዝቢ ብፍርሒ እንተተቐይዱ፡ መንእሰያት ብዘይ ተስፋ እንተተሰዲዶም፡ እቲ መብጽዓ ናጽነት ኣበይ ኣሎ? ህዝብና ኣብ ሃገሩ ብኽብሪ ክነብር፡ ድምጹ ከስማዕ፡ መሰሉ ክረክብን መጻኢኡ ብናጻ ክውስንን እዩ ተቓሊሱ። ሃገር ናይ ሓደ ሰብ ኣይኮነትን፤ ሃገር ናይ ህዝባ እያ። ለውጢ ንምምጻእ ድማ መንእሰይ ንስለ ክብረትን መሰልን ህዝቡን ሃገሩን ክቃለስ ኣለዎ። ክብሪ መሰላት ሰብን እንስሳን ገረብን ፈሊጡ ቅድሚ ዓለም ሕጊ እንዳባ ሓጊጉ ዝናበር ህዝብና ፣ ሎሚ ብዘይ ዝኾነ ሕግን ስርዓትን ፣ መሰልን ክብረትን ፣ ብዘይ ቁጠባን ተክኖሎጅን ፣ ብእሰያስ ኣፎርቂ ከም ጊላ ኮይኑ ክነብር ትፈሪዱ ይርከብ ኣሎ። ስለዚ ዓድና ክንምለስ ንመሰልና ንቃለስ"!

ሓሪ//ኣግኣዛዊት
ሓሪ//ኣግኣዛዊት
Open In TikTok:
Region: NO
Monday 19 October 2026 16:02:07 GMT
1773
86
8
8

Music

Download

Comments

petros_solomon1981_1991
ወዲ ኣሉላ ኣባ ነጋ :
ትኽክል
2026-10-20 17:00:39
0
debesom
debesom :
2026-10-20 11:50:25
1
shishay.mengstab
ወዲ ሓላዊ ክብሩ :
ሓቂ
2026-10-19 23:31:49
0
yeobyonaizgi
ምድረ ጽዮን :
🥰🥰🥰
2026-10-19 19:29:19
1
ykyk4033
mom love :
🥰🥰🥰
2026-10-19 17:22:23
1
yonasgezai3
ዕጉስ ኩን ከም ኣቦና ኣብራሃም :
🥰🥰🥰👍
2026-10-19 23:14:23
0
alesad781
asmera asmera781 :
😂😂😂
2026-10-19 17:15:17
0
h727272b
ሀብተኣብ በርሀ :
[Herzerwärmend][Herzerwärmend][Herzerwärmend]
2026-10-20 10:48:32
0
To see more videos from user @user2196201342903, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About