@natthaphon9752: #RoV #RoVThailand #นิทรรศการRoVออนไลน์

Natthaphon
Natthaphon
Open In TikTok:
Region: TH
Tuesday 20 October 2026 04:09:44 GMT
42462
1
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @natthaphon9752, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እቲ ዝበለጸ ህይወት፦ ምስ ነፍስኻ ተላዚብካ፣ ቀዳምነታትካ ኣሊልካ፣ ካብ ፍርሒ ወጺእካ ንህይወት ክትነብሮ እንከለኻ እዩ። እንተዀነ ግን ከየስተወዓልናሎም— ዕድመና ዘሕጽሩን ዝቐጥፉን ገለ ተግባራት ኣለዉ፦ 1. መነቓቕሒ ክሳብ ዝመጽእ ምጽባይ ፦ ሓያል ተበግሶ ወሲድካ ባዕልኻ ኣብ ክንዲ ትነቓቓሕ፡ ካልእ ሰብ ወይ ፍሉይ ኣጋጣሚ ክሳብ ዘንቅሓካ ህይወትካ ብምጽባይ ምሕላፍ። 2. ብዛዕባ ወሬን ሓሜትን ምጭናቕ ፦ ሰባት ብዛዕባኻ ወይ ብዛዕባ ካልኦት ኣብ ዝብልዎ ኣብ ዘገማድሕዎን ዘይጠቕምን ወሬታት ኣእሙሮኻ ምእሳር። 3. ወትሩ ምጉርምራም ፦ መፍትሒ ኣብ ክንዲ ምንዳይ ብዝጠቕምን ዘይጠቅምን ብምጉርምራም ግዜኻ ምሕላፍ። 4. ንኹሉ ሰብ ከተሐጉስ ምፍታን ፦ ንኹሉ ሰብ ከተሐጉስ ኣብ እትገብሮ ዘይዕዉት ፈተነ፡ ነቲ ናይ ገዛእ-ርእስኻ ክቡር ህይወት ምጥፋእ። 5. ነፍስኻ ምስ ካልኦት ምውዳደር ፦ ገዛእ-ርእስኻ መሲልካ ብናትካ መስመር ኣብ ክንዲ ትጎዓዝ፡ ወትሩ ነፍስኻ ምስ ናይ ካልኦት ጉዕዞ ምውዳደር። 6. ተመሳሳሊ ጌጋታት ምድግጋም ፦ ትማሊ ዝዓንቀፈትካ እምኒ ሎሚ እውን ደጋጊማ ክትዕንቅፈካ ምግዳፍ፤ ካብ ሕሉፍካ ትምህርቲ ዘይምውሳድ። 7. ፍጹም ዀንካ ንምርካብ ምጽዓር ፦ ሰብኣዊ ፍጡር ምዃንካ ረሲዕኻ፡ ኣብ ኩሉ ትገብሮ ጌጋ ዘይብሉ ፍጹም ክትከውን ህርዲግ ብምባል ነፍስኻ ኣብ ወጥሪ ምእታው። 8. ቀዳምነታትካ ዘይምልላይ ፦ ኣብ ህይወትካ እቲ ዝዓበየን ዝቐደመን እንታይ ምዃኑ ኣለሊኻ ኣብ ምዕዋቱ ኣብ ክንዲ ምጽዓር፡ መኣዲ ካልኦት ኣብ ምሙማቕ ወርቃውያን ዕድላት ምጥፋእ። 9. ከይትወድቕ ምፍራሕ ፦ 'ዝሰርሕ እዩ ዝጋገ' ዝብል ሓቂ ረሲዕኻ፡ ብፍርሒ ውድቀት፡ ክትዓብዮ ዝግበኣካ ዕቤት ዘይምዕባይ። 10. ህይወትካ ከይነበርካያ ምሕላፍ ፦ እታ ፈጣሪ ዝሃበካ ፍሉይቲ ህይወት ናይ ባዕልኻ ትርጉም ከይሃብካያ፡ ብኸንቱ ክትሓልፍ ምግዳፍ። እዚኣቶም ገለ ካብቶም ዕድመ ወድ ሰብ ኣብ ምጥፋእ ዝነጥፉ ኣክቲቭ ነርቭ እዮም! ነፍስኻ ፈትሽ፣ ቀዳምነትካ ኣንጽር፣ ነታ ዘላትካ ህይወት ድማ ብምሉእነት ንበራ! — ዘፍጥረት

About