@sahid_exe0: 🫡.. . #fyp

$
$
Open In TikTok:
Region: NP
Tuesday 20 October 2026 10:32:05 GMT
147
17
4
1

Music

Download

Comments

kanxa6350
Nurreyy_ :
❤️
2026-10-20 13:14:28
1
user0_9720
Jas_im❤️ :
❤️
2026-10-20 10:42:27
1
To see more videos from user @sahid_exe0, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

✍🏾♥️
✍🏾♥️"ፍቅሪ ማለት መስዋእቲ ማለት እዩ መስዋእቲ ማለት ነቲ እተፍቅሮ ሰብ ነብስኻ ምሃብ እዩ፡ነብስኻ ምሃብ ማለት እውን ነቲ መፃምድካ ኣሚንካ ምቕባል ማለት እዩ። ✍🏾 "ፍቅሪ ዝደለኻዮ ምርካብ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ነቲ እተፍቅሮ ሰብ ከምቲ ዝደልዮ ክኸውን ዕድል ምሃብ እዩ፡ሰብ ምስ ኮንካ ኩሉ ክርደኣካ እዩ ፡ብዛዕባ መኽሰብ ኣይትጭነቕን ። ✍🏾 ፍቅሪ ሓቀኛ ስምዒት እዩ ናይ ካልኦት ስምዒት ዘይኮነስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ስምዒት፤ ልብኻ ከፊትካ ኣብ እተቐምጠሉ፤ ብሓጎስ እትደምቀሉን ንሓዘን መፍትሒ እትደልየሉን፤ ሎሚ ትነብረሉ ናይ ጽባሕ ትሓልመሉ፡ ሓድሽ ነገር ኣብ እትርእየሉ፤ሓቀኛ ፍቕሪ ኩሉ ግዜ ቅኑዕ እዩ፣ ቃላቱ ተንኮል ኣይፈልጥን፤ ጌጋታትካ ብትዕግስቲ እናሓለፍካ ጽቡቕ ነገራት ይምህረካ ፍቅሪ ማለት እንታይ ምዃኑ የርእየካ። ✍🏾"ፍቅሪ ማለት ዝኾነ ሰብ ክገዝኦ ኣይክእልን፣ ክሸጦ ዝኽእል እውን የለን ካብ ላዕሊ ዝወረደ ውህብቶ ኣምላኽ እዩ፡ ደረት ዘይብሉ ማዕበል ምክብባር ምፍቃር ማለት እዩ። ✍🏾"ፍቅሪ ማለት ብቃላት ተጠቢሩ ዝፀንዕ ዘይኮነስ ብእምነት ተመስሪቱ ዓምቢቡ ዝፈሪ ፀጋ ናይ ፈጣሪ እዩ ። እግዚኣብሔር ሓቀኛ ፍቅሪ ይዓድለና ኣሜን🤲😇😁 ♡ናይ አቦና ተክልሃይማኖቴ በረከት ረድኤት የካፍለና🙏🏾✝️💒

About