@meda2009er: ​🌊 ሂወት ኩሉ ግዜ ኣብ መገደና ዕንቅፋታት ትገድፈልና እያ፣ ግን ኩሉ ግዜ ምስ ዘጋጡሙና ሽግራት ክንካራከር የብልናን። ሓደ ሓደ ግዜ፣ እቲ ዝበለጸ መልሲ ተራጋጊኢካ ንቕድሚት ምቕጻልን እዩ። ​💧 ከም ማይ ኩን፡ መንነትካ ከየጥፍእካ መገደኻ ድለ። ሽግራት ይኹኑ ናይ ካልኦት ሰባት ቃላት ሰላምካ ክዘርጉ ኣይትፍቀደሎም። ​✨ ሰላምካ ካብ ዝኾነ ክትዕ ንላዕሊ ዋጋ ከም ዘለዎ ዘክር። ብትዕግስቲ፣ ብርእሰ ታአማንነትን ብዝተራጋገኤ ልቢ ንቕድሚት ምግስጋስካ ቀጽል።❇️✨✍️✍️ Meda : coplink shar........

ወዲ ሃንስ
ወዲ ሃንስ
Open In TikTok:
Region: DE
Tuesday 20 October 2026 16:35:37 GMT
1329
58
1
1

Music

Download

Comments

almi5668
Almi :
❤️❤️❤️
2026-10-20 18:56:24
1
To see more videos from user @meda2009er, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About