@top.eri.cycle.sport: 🔴ጽባሕ ረቡዕ 21 ጥቅምቲ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2026 ብ ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ክጅምር እዩ። ☞ኤርትራዊ ኮኾብ ተቀዳዳማይ 🇪🇷ዳኒኤል ተክለሃይማኖት ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ዓበይቲ ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር እቲ እንኮ ኣፍሪቃዊ ተቀዳዳማይ ንኣርባዕተ ተኸታታሊ ግዜ ብምዕዋቱ ክብረወሰን ሒዙ ይርከብ። ☞ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤሪትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ዓበይቲ ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ኣብ ታሪኻ ን ሽድሽተ ግዜ ብተቀዳዳምቲ 🇪🇷ዳኒኤል ተክለሃይማኖት (2010,2011,2012,2013), 🇪🇷ሜሮን ተሸመ(2017),🇪🇷መኽሰብ ደበሳይ (2018) ተዓዊታትሉ ምንባራ ይዝከር። ☞ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤሪትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ዓበይቲ ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ንመወዳእታ ግዜ ኣብ 2018 ብ ተቀዳዳማይ 🇪🇷መኽሰብ ደበሳይ ተዓዊታትሉ ምንባራ ይዝከር። ☞ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤሪትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ኣብ ታሪኻ ን ክልተ ግዜ ብተቀዳዳምቲ 🇪🇷ዳኒኤል ተክለሃይማኖት (2010), 🇪🇷 መርሃዊ ቁዱስ (2015) ተዓዊታትሉ ምንባራ ይዝከር። ☞ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤሪትራ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ጅንዮር ናይ ዉልቂ ናይ ግዜ ዉድድር ኣብ ታሪኻ ን ሰለስተ ግዜ ብተቀዳዳምቲ 🇪🇷ቢንያም ግርማይ (2018), 🇪🇷 ኣኽሊሉ ኣረፋይነ (2022), 🇪🇷ኬቨን ተኽለማርያም (2024) ተዓዊታትሉ ምንባራ ይዝከር። #🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷forever💚❤💛💙 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #cycling #eritrea #50millionviewsvideo
TopEricycleSport(ቶብ ኤሪ ሳይክል)
Region: QA
Tuesday 20 October 2026 19:47:54 GMT
Music
Download
Comments
ሕልሚ ትማሊ ምግሃድ ኣቢኒ ☝️ :
dani grande👑
2026-10-21 09:19:56
2
ያፉ ወዲጽልማ 🫶👑🤞👌 :
2026-10-22 21:31:28
0
yonasamaniel4 :
[Crown][Crown][Crown]
2026-10-20 21:03:16
1
wedi kelit :
[Herzerwärmend][Herzerwärmend][Herzerwärmend]
2026-10-21 03:57:44
1
ማፍያ🤟🏼🤞 :
🥰🥰🥰
2026-10-20 20:10:56
1
모든 것에 대해 미안해 :
🤝🤝🤝
2026-10-21 03:29:03
1
ኣልማዝ ሃይለ :
🥰🥰🥰🥰
2026-10-20 20:53:06
1
ዉሽጠይ ዩ ምስለይ :
🥰🥰🥰
2026-10-21 11:13:09
1
wedi Mahram :
🥰🥰🥰
2026-10-20 20:14:24
1
fani boy :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-10-21 14:23:04
1
fshkta ameley :
🥰🥰🥰
2026-10-22 14:52:53
0
To see more videos from user @top.eri.cycle.sport, please go to the Tikwm
homepage.