@regimechange27: ተዘይኣልምዒና ኣይንቕፅልን ኢና፦ ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ(ዶር.) ‎ ‎ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ(ዶር.) ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ እዚ መድረኽ እዚ ከመይ ኢና ንሓዊ ኢልና ንመኽረሉ መድረኽ እዩ ክብሉ ገሊፆም። ‎ ‎ምምሕዳር በዓል ሓደራ ስልጣኑ ዝተገደበ ምዃኑ እውን ምርዳእ የድሊ ክብሉ ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ(ዶር.) ኣገንዚቦም። ‎ ‎እዘን ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዓድን ህዝብን ናይ ምርግጋዕ ግዜ፣ ሰላም ናይ ምስፋን ግዜ፣ ህፁፅ ሓገዝ ናይ ምቕራብ ግዜ፣ ናይ ቀፀልቲ መደባት መረፃ ባይታ ናይ ምጥጣሕ ግዜ፣ መሰረታዊ ህዝባዊ ዕማማት ናይ ምውጋንን ምፅፋፍን ግዜ እዩ ድማ ኢሎም። ‎ ‎እንተዘይኣልምዒና ኣይንቕፅልን ኢና ዝበሉ እቶም ከንቲባ ምስ ህዝብና ኮይንና ፀገምና ንምፍታሕ ኣብ እንገብሮ ምንቅስቓስ ፌዴራል መንግስቲ ሓጋዚና እዩ ክብሉ እውን ኣረዲኦም። -----

ኬ🅱️
ኬ🅱️
Open In TikTok:
Region: AE
Wednesday 21 October 2026 07:17:24 GMT
4317
107
1
2

Music

Download

Comments

serdo022
No Name :
giziyawi eyu because he is not selected by the Tigray people
2026-10-21 08:37:25
0
To see more videos from user @regimechange27, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About