@hewi8763n7vxzp: መንገዱ ቅኑዕ ናብ የማን ዝገንሕ ❤️‍🩹 ልቡ ንጹህ ናብ ኣምላክ ዝመርሕ 🫴 ወትሩ ሕጉስ ተመስገን ልማዱ👏 ከምቲ ኣነ ዝሓስቦ ልበይ ዝምነዮ🫵🫅 ሓሊፉ ጸኒሕኒ ኾይኑ እቲ ዝደልዮ🥹🤌 ደካማ እኮ ኣይኮንኩን ግን ልበይ እናረቀቀ🥹 ዋላ ኣብቲ ቀልዲ ዝብሎስ ዉሽጠይ ላበሸቀ🥹 ጸሊአዮ እውን ኣይኮንኩን ብኡ እየ ደሚቀ🫶❤️‍🩹 በሉ ቀብጠርጠር እየ ደልየ ክነብር ሓንቂቀ🥱🫴 ኣብ ጉዕዞ ሂወት ኣብቲ ላይፍ ፍቅሪ🫀 ኹሉ ኢኻ ትኾውን ክትስሕቅ ክትኹሪ🫴❤️‍🩹 ንሱ እዩ ንምንባር ዋና መመቀሪ🤌 ዕጉስቲ እየ ላበልኩስ ንሱ ዕጉስ ኾይኑ 😇 ክንዲ ሽሕ ይኾውን ወዮ ሓደ በይኑ 🫶🫵 ንኹሉ ዝሰምዕ ነታ ርእሱ ኣድኒኑ 🤌🥹 ለካ ዘይፈለጥኹስ ዓቅሊ እዩ ወኒኑ ❤️‍🩹🫶 ሰሰናዩ ጥራሕ ዝዛረብ ልሳኑ 💋🫂 ትዕድልቲ እዩ ~~~~~~~~~~~🤌🥹🫶 ከምዚ ተኾንኻ እማ ኣነኸ ታይ ደልየ 🥱 ልብኻ ክሕሉ እሲ በል እዛ ልበይ ሃየ ❤️‍🩹 ኣስፋሕፊሕኻ ንበር ከም ባሕሪ ሆረየ 🫴🫶 ካብ ልበይ ኣንቂለስ ተቀቢለካየ ❤️‍🩹🫶🥹 #habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigrytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #creatorsearchinsights #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

❤
❤"HEWAN"👸🫶🏻"One day"🇬🇧🤝❤
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 21 October 2026 09:31:55 GMT
2519
159
20
64

Music

Download

Comments

ghvvfuff
Adyam 27 21🙏 :
my king 🇱🇾 🥹me 🫴🇸🇦ናፍቆት ግን🥺
2026-10-21 19:15:37
1
mamlove125
Alek🇪🇷🇧🇪 :
My sis🥰🥰🥰
2026-10-21 09:41:05
1
wedisemhar4
wedi melay🫴💙 :
🥰
2026-10-21 09:34:05
1
semhar216
♥️🇪🇷♥️ Esseliela :
❤️
2026-10-21 09:38:58
1
meri162757
ዓቃል ኩን ልበይ :
💝💝💝💝
2026-10-21 14:42:28
0
wedisemhar4
wedi melay🫴💙 :
🤣
2026-10-21 09:33:53
0
efdombiniam272
¶፲∞ÅĎÅM©፻👨‍✈️🔐 :
ønl¥ sise¥👸❤️
2026-10-21 10:21:01
1
samrisamri6842
𝐒𝐚𝐦𝐫𝐢𝟒𝟒𝟒 :
🥰🥰🥰
2026-10-21 16:37:51
1
magiman432
magiman432 :
🥰🥰🥰
2026-10-21 09:44:05
1
To see more videos from user @hewi8763n7vxzp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About