@kidanzelalem: "ዓይኒ እንታይ ድራራ፧ " ከምዝበሃል ፦ ምንጪ ኩሉ ካብታ ናይ መጀመርታ እይታ ስለዝኾነ—ኣዒንትኻ ጽባቐ ክመርጻ ባህርያዊ እዩ። ብዙሕ ግዜ ብዙሕ ሰብ "መልክዕ ውሽጢ እምበር፡ መልክዕ ደገ እንታይ ይዓብሰልካ" ክብሉ ይስምዑ እዮም። ምኽንያቱ ምባል እምበር ምግባር ስለዘይንፈቱ! እንተኾነ ግን ሓንቲ ውሓለ ጓል—ተጠማቲ መልክዕ ዘይብላ እንተምጺእካሎም፦ "ኣነ ደኣ... ሕጂ ደኣ... እሞ ዘይተዳለኹ..." ብምባል እዮም ዘድሓርሕሩ። ወላ እኳ ውሽጦም ምርጫኦም ቅኑዕ ከምዘየለ እናተረድኦም—ካብ ምርጫ ዓይኖም ክወጹ ግን በፍጹም ኣይደልዩን እዮም። እዚ ናይ ብዙሓትና ባህርን ርእየትን እዩ! እቲ ሓቀኛ ጸገም! ⚖️ እቲ ሽግር ዓይንኻ ዝጥምቶ ምፍታው ኣይኮነን፤ እቲ ዓይንኻ ዝጠመቶ ድሕሪ ዓመታት ከምቲ ዝጠመትካዮ ክኾውን ከምዘይኽእል ዘይምቕባል እዩ እቲ ጸገም። ወላ እኳ መልክዕ ከም ጠማቲኡ እንተኾነ—ዓይንኻ ዝብህጎ ምርኣይ ግን ጸገም ኣይኮነን። እቲ ሽግር በቲ ዝጠመትካዮ ዓይኒ ከምትጥመት ዘይምዝካር እዩ። ሓንቲ ነገር ግን ዘይምርሳዕ፦ ሓደ መዓልቲ ኩሉ ሰብ ደኻሚ፣ ሓማሚ፣ ተቐያሪ እዩ! ኣብቲ ግዜ እቲ ዓይኑ ዝመልኣሉ ዘይኮነ—ውሽጡ ዝርደኣሉ፣ ጸገሙ ዝሽከመሉ፣ ከም ኣሳጒሙ ዝስጉም እዩ ዘድልዮን ዝደልን። "ስለዚ ኢና ዓይንና ክጥምት ከሎ — 'ንሕጂን ንጽባሕን' ክጥምት ከምዘለዎ ክንገብር ዝግባእ!" — ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Wednesday 21 October 2026 09:33:48 GMT
5680
223
5
56

Music

Download

Comments

meksebey033
Hope :
2026-10-21 17:29:07
0
user9712105476823
user9712105476823 :
🥰🥰🥰🥰
2026-10-21 13:32:03
1
zerom.gebredras3
Sargient :
🥰🥰🥰
2026-10-21 11:20:56
1
ffffkfffffffffff
Gezi☦️💚💙 :
🥰🥰🥰👍
2026-10-21 15:28:37
0
user3983638310023hn
Hn G G :
🥰🥰🥰
2026-10-21 19:11:52
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About