@goitomhk: ፖለቲካዊ ባህሊ ህወሓት ንኹልና ክብሃል ብዝኽእል መልክዑ ፀልዪና እዩ።ህወሓት ማሕበረሰብ ዘልምስ ፖለቲካዊ ባህሊ እዩ ነይርዎ። ካብ ፖለቲካዊ ባህሊ ህወሓት ሓደ ዝተዛብዐ ኣረኣእያ ስልጣን እዩ። ብመዝገበ ቃላት እንዳ ህወሓት ስልጣን ማለት እትግልገለሉ፣እትህፍትመሉ፣እትኽበረሉ ብራኸ እዩ። እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ንኹልና ፀልዩና እዩ። እዚ ሕማቅ ኣተሓሳስባ ድማ ""ኣብዚ መንግስታዊ ትካል ብሓላፍነት እንተዝቅመጥ፣እቲ ትካል ክዓብን ህዝባዊ ረብሕኡ ክሰፍሕን ክገብር ነይረ እዬ"" ዝብል ዘይኮነስ ""ብሓደ ጊዜ ክህፍትም ነይረ እዬ"" ዝብል ስነ-ልቦና ክንሕዝ ገይሩና እዩ። ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብ ብዙሕ ከተማታት ትግራይ መናእሰይ ናይዚ ሓድሽ ትውልዲ ተመሪፆም ናብ ስልጣን ይመፁ ኣለው።እዚ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ዝተቃለስናሉን እዩ። ነገር ግን ፖለቲካዊ ባህሊ ማለሊት ዝፈጠረልና ፅዕንቶ ቀሊል ዝብሃል ስለ ዘይኮነ፣ካብቲ ኣተሓሳስባ ናይ ማለሊት ክንእለ ይግባእ። ስልጣን ህዝቢ እተገልግለሉ ዓቡዩ ሓላፍነት እዩ።ኣብ መላእ ከተማታት ትግራይ እትምረፁ ዘለኹም መናእሰይ ህዝባዊ ሓላፍነትኩም ብግቡእ ተዋፂእኹም ትግራይ ከም እተሰጋግርዋ እምነተይ ልዑል እዩ። ሰሰናዩ 🙏

Goitom HK
Goitom HK
Open In TikTok:
Region: ET
Wednesday 21 October 2026 19:15:16 GMT
12222
897
11
16

Music

Download

Comments

mengeshaarefayne
ያእቆብ ዘስሩግ :
ትክክል
2026-11-22 04:49:28
0
abeba.tesfay47
Abeba Tesfay :
😁😁😁😁😁
2026-10-22 05:51:29
0
abyi.berhe
Abyi Berhe :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-10-22 06:27:13
0
fkadu.arsenal
Fkadu Arsenal :
2026-10-28 10:01:51
0
nigusgeremedhin
King :
ትክክል ናይ ለባም ሰብ ሓሳብ!
2026-10-22 08:33:33
2
hagoszegeye
ወዲ ዘጉ &ማ :
🙏🥰🙏🥰🙏
2026-10-30 12:29:08
0
yared.yagi
YARED YAGI :
🙏🙏🙏
2026-10-23 15:10:12
0
user69234274362352
Mgn :
[Pray][Pray][Pray]
2026-10-22 03:47:36
0
yonasjoy1
JOY :
👑👑👑
2026-10-21 21:34:32
0
yona.adu7
Yonaman & datuሻ :
🥰🥰🥰
2026-10-21 19:27:13
0
ayzak5089
ayzak :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-11-11 03:10:41
0
To see more videos from user @goitomhk, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About