@kidanzelalem: ኩሉ ሰብ ናይ ገዛእ-ርእሱ ስምዒት ኣለዎ! ክዛረብ ስለዘይደሊ ዘይኮነስ — ሱቕ ምባሉ ካብ ምዝራብ ዝሓይሽ ስለዝመስሎ እዩ 'ትም ዝመርጽ። ሰማዕቲ ኣብ ዝውሕዱሉ ቦታ ድማ 'ትም ምባል ዝሓሸ ምርጫ እዩ! "እንተ ተዛሪብካ ክልተ ነገር ኣለዋ፦" 'ተቓውሞ ወይ ድጋፍ'፤ ድሕሪአን ዝስዕባ ድማ 'ምፍታው ወይ ምጽላእ' ኣለዋ። ወድ ሰብ ንስምዒቱ ስለዘቐድም — ዘረባኻ ባህ ከብሎ ወይ ከጒህዮ፣ ከሐጉሶ ወይ ከሕርቆ፣ ክንእዶ ወይ ክነቕፎ ናይ ግድን እዩ። እቲ ዋና ነገር ከተቐድሞ ዝግበኣካ ግን — ንስኻ ንዘረባኻ ከመይ ትግምግሞን ኣበይ’ከ ትቆውምን እዩ! ማእከላዊ ምዃን ዝሓሸ ምርጫ እዩ፤ ምኽንያቱ ንኹሉ እኳ ከተሐጉስ እንተዘይከኣልካ፡ ንኹሉ ግን ስለዘይተጒሂ። ልዕሊ ኩሉ ግን ሻራዊ ዘይኮነስ 'ፍትሓዊ' ምዃን እዩ እቲ ብሉጽ መንገዲ! ንስኻ እውን ኣካል ሰባት ስለዝኾንካ — ትምህርትኻ፣ ዘረባኻ፣ ባህልኻን ጠባይካን ካብ ሰባት ተማሂርካ ምስ ሰባት እትነብር ብምዃንካ፡ ኩሉ ግዜ ውዱእ ሓቂ ክትዛረብ ኣይትኽእልን ኢኻ። ርትዓዊ ሓሳብ ምቕራብን ርትዓዊ ዘረባ ምዝራብን ግን ትኽእል ኢኻ! ስለዚ ብዙሕ ዘይምዝራብካ ዘይኮነስ — እትዛረቦ ምፍላጥካ እዩ ከሕስበካ ዝግብኦ። ሓደ ፈጺምካ ክትርስዖ ዘይግበኣካ ሕጊ ህይወት ግን ኣሎ፦ ዓማጺ ኣይትኹን! ተበላጺ ኣይትኹን! ሻራዊ ኣይትኹን! ፍትሒ ኣይትጓዕጽጽ! ምስ ሕልናኻ ኣይተበኣስ! እዚ ምግባር ንዓኻ ቅሳነት፡ ኣብ ጉዕዞኻ ድማ ጥዑይ ዓወት እዩ! — ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Thursday 22 October 2026 11:49:02 GMT
16727
695
18
81

Music

Download

Comments

tsegay4060
tsegay ወዲይ ደብረ ነገስት :
🥰𝚝𝚒𝚔𝚒𝚔𝚕
2026-10-22 19:12:08
1
taemu044
Taemu :
waw🥰🥰🥰
2026-10-23 12:14:48
0
tsageytsagey
አነ መን እየ :
yes
2026-10-23 10:24:57
0
tewlda4
Tewlda :
👌👌👌👌
2026-10-22 18:00:21
1
kasaluel
¶ ያን ግዜ®!! :
ya🥰🥰🥰
2026-10-22 11:58:34
1
tigray.love6
tigray love :
👍👍👍👌
2026-10-22 16:13:10
1
weldabreha
wedi Abadi ⁽🔜⁾⁽➊➋⁾ ልጅ🙏 :
ብትክክል
2026-10-22 13:38:14
1
mehariabrha27
mehariabrha27 :
yes
2026-10-22 12:03:22
1
kfleabraha615
ካበ ናብ :
yes
2026-10-22 18:42:58
1
mehariabrha27
mehariabrha27 :
yes
2026-10-22 12:03:22
1
furti.gal.adi.keyh
furti gal adi keyh💙 :
Yes
2026-10-22 16:32:45
1
chkeangalmama
Only mom 👩 ❤️ :
Nay bhaqi
2026-10-22 17:00:55
1
wedi.king.of.king
wedi Tsegay :
👍👍👍
2026-10-23 01:18:38
1
tegay.araya
Tegay Araya :
👍
2026-10-22 12:42:53
1
zerom.gebredras3
Sargient :
🥰🥰🥰
2026-10-22 14:12:22
1
m1306280
M.ነኝ ገርሂ ልባ🥰💗ام :
👍👍👍👌👌
2026-10-22 12:27:20
1
bilu.fashion1
bilal fashion :
🥰🥰🥰
2026-10-22 18:48:02
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About