Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@hamzaafzal1268: #SurahAlFatihah
HOORAIN SHEHZADI
Open In TikTok:
Region: PK
Thursday 22 October 2026 12:58:10 GMT
1876
11
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
3.92MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
3.92MB
)
Watermark .mp4 (
3.92MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @hamzaafzal1268, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#เสื้อ #เสื้อพิมพ์ลาย #รีวิว #feed #เปิดการมองเห็น
#fyy#ppppppp #haribahagia yudisium#
Pertama kali cobain Body Lotion Moell langsung jatuh cinta🤩🤎 #moellsensitiveskin #moellskincarebaby #bodylotionmoell #skincare #bodycare
ኣብ ህይወት ውረድ ደይብ ከጋጥም — ምውዳቕ ምትንሳእ ክህሉ፡ ሓርጎጽጎጽ ናይ ጉዕዞ ክህሉ ባህርያዊ እዩ! እኳ ደኣ ምስ ወደቕካ ስለዝኾነ ትርጉም ናይ ምትንሳእ ዝርደኣካ ፦ ንምንታይ ወዲቐ ኢልካ ርእስኻ ኣድኒንካ ብትካዜ ትቑዝመሉ ኣይኮነን። በንጻሩ ነቲ ሃንደበት ዘጋጥም ምውዳቕ ተቐቢልካዮ 'ዘኽይድ ናይ ዘይምትንሳእ ድሌት ምርኣይ እዩ እቲ ቀንዲ ጸገም። "ኣጆኻ" ትብል ናይ ምትብባዕ ኣዝያ ጥዕምቲ ቃል ኣላትና። ኣጆኻ ምባል እንተልዩ — ኣብ ጉዕዞ፡ ኣብ ስራሕ፡ ኣብ ፈተና፡ ኣብ ቃልሲ፡ ኣብ ሕማም፡ ኣብ ጻዕሪ ኣሎኻ ማለት እዩ። ምኽንያቱ እቲ ቃል ኣብቲ እትገብሮ ዘሎኻ ጽንዓትን ትብዓትን መታን ከተርእይ ዝወሃበካ ምትብባዕ እዩ። ምውዳቕ ከኣ ልክዕ ከምኡ ኣብ ከቢድ ተስፋ ምቁራጽ ከእትወካ ዝኽእል ኣጋጣሚ እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ቀዲምካ ብዛዕባ ምውዳቕን ምትንሳእን እኹል መረዳእታ ዘድልየካ። ሓደ ወትሃደር ናብ ኲናት ክኸይድ ከሎ ኣብቲ ፈለማ ኩሉ እዩ ዝሕርብቶ። ንኹሉ ጋሻ ስለዝኾነ ድማ ወላ ጭላፍ እምኒ ሃሪማቶ ምስንባድን ምድንጋጽን ከርእይ ባህርያዊ እዩ። ደሓር እናተለማመዶ ነቲ ቃልሲ እናኣተዎን እናተረድኦን ምስ ከደ ግን — እትረፍ መውጋእቲ ሞት እውን ከም ዘሎ ምርዳእ ስለዝሕድር፡ ከይውጋእ ከይመውት ዝብል ፍርሒ ኣብ ምእንጋድ ዘይኮነ ግዚኡ ዘሕልፎስ ፡ ከመይ ጌሩ ቅያ ሰሪሑ ስሙ ኣጸዊዑ ይሓልፍ ኣብ ምብልሓት እዩ ሓይሉን ጻዕሩን ዘጥፍእ። ንስኻ እውን ምውዳቕ ማለት ወዲቕካ ምትራፍ ዘይምዃኑ ምስ ተረድኣካ፦ "ምውዳቕ ኣካል ጻዕሪ እዩ፤" "ከይወድቕ ዘይኮነስ — ከምዝኽእል ንዓለም ከየረእኽዎ ከይሓልፍ እዩ ጻዕረይ!" ብምባል ነቲ ክእለት ወሲኽካሉ ምሕላፍ ኢኻ ትበላሓት። ስለዚ ኣብ ቃልሲ ምውዳቕ ኣሎ፤ ምትንሳእን ዘይምትንሳእን ግን — ኣብ ውልቃዊ ውሳኔኻን ጻዕርኻን ዝምርኮስ ምዃኑ ክትርዳእ ይግባእ!" — ዘፍጥረት
THE AUDACITY?? Sorry, I need a minute. I'm not okay!!! #maxverstappen #texasgp #redbullracing #formula1
#angpaolebaranlucu
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy