@binita.jire19: #CapCut #LIVEIncentiveProgram #LIVEIsEasy #PaidPartnership

binota j
binota j
Open In TikTok:
Region: DE
Thursday 22 October 2026 18:27:28 GMT
100
19
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @binita.jire19, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ፍቕሪ — ነቲ ኣብ ህይወትካ ዝከበረ ዝበሃል ነገራት ንኽትገድፎ ከገድደካ ይኽእል እዩ፤ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን እዋን እቲ ክትገድፎ ዘይብልካ ግን ነብሰ-ክብርኻ እዩ! ምፍቃር ጽቡቕ ስምዒት ዝህብ እዩ። ይኹን ደኣ እምበር እቲ ንስኻ እተፍቅሮ ዘለኻ ሰብ ዘየፍቅረካ እንተኾይኑ ወይ እውን ኣብ ልዕሌኻ ተገዳስነት ዘይብሉ ምስ ዝኾውን — ክኸይድ ግደፎ! ኣብ ገለ እዋን ካብ ምሒር ፍትወትን ፍቕርን ዝተላዕለ፡ እቲ ምሳና እናሃለወ ከም ዘሎ ትርጉም ዘይህበና ሰብ ኣብ ህይወትና ክህሉን ክቕጽልን ንደልዮ ኢና። ከምዚ ዝዓይነቱ ዝምድናታት ግን ነብሰ-ክብርኻ ከም እተጥፍእ እዩ ዝገብረካ። ኣፍቅር እምበር ኣይትለምን! ምሳኻ ንኽህሉ ኢልካ እትልምኖ ሰብ — ኣብ ህይወትካ ኣየድልየካን እዩ! ፍቕሪ ሕድሕድ ብዘለካ ተመሳሳሊ ስምዒት ዝጸንዕ እምበር፡ እቲ ሓደ ደላይ እቲ ካልእ ድማ ተለማኒ ብምዃኑ ዝገሃድ ኣይኮነን። ወድ ሰብ ንኽብሩ ኢሉ እዩ ዝነብር። እቲ
ፍቕሪ — ነቲ ኣብ ህይወትካ ዝከበረ ዝበሃል ነገራት ንኽትገድፎ ከገድደካ ይኽእል እዩ፤ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን እዋን እቲ ክትገድፎ ዘይብልካ ግን ነብሰ-ክብርኻ እዩ! ምፍቃር ጽቡቕ ስምዒት ዝህብ እዩ። ይኹን ደኣ እምበር እቲ ንስኻ እተፍቅሮ ዘለኻ ሰብ ዘየፍቅረካ እንተኾይኑ ወይ እውን ኣብ ልዕሌኻ ተገዳስነት ዘይብሉ ምስ ዝኾውን — ክኸይድ ግደፎ! ኣብ ገለ እዋን ካብ ምሒር ፍትወትን ፍቕርን ዝተላዕለ፡ እቲ ምሳና እናሃለወ ከም ዘሎ ትርጉም ዘይህበና ሰብ ኣብ ህይወትና ክህሉን ክቕጽልን ንደልዮ ኢና። ከምዚ ዝዓይነቱ ዝምድናታት ግን ነብሰ-ክብርኻ ከም እተጥፍእ እዩ ዝገብረካ። ኣፍቅር እምበር ኣይትለምን! ምሳኻ ንኽህሉ ኢልካ እትልምኖ ሰብ — ኣብ ህይወትካ ኣየድልየካን እዩ! ፍቕሪ ሕድሕድ ብዘለካ ተመሳሳሊ ስምዒት ዝጸንዕ እምበር፡ እቲ ሓደ ደላይ እቲ ካልእ ድማ ተለማኒ ብምዃኑ ዝገሃድ ኣይኮነን። ወድ ሰብ ንኽብሩ ኢሉ እዩ ዝነብር። እቲ "ምሳይ ክነብር" ትብሎ ሰብ ክብረትካ ክብሩ ምዃኑ እንተዘይተረዲእዎ — ኣብ ግጉይ ቦታ ከምዘለኻ ተረዲእካ ብእዋኑ እቲ ትኽክለኛ ቦታኻ እንተደለኻ ጽቡቕ እዩ። ሓባራዊ ረብሓን ቀጻልነትን 🏛️ ሓባራዊ ረብሓ ሓባራዊ ፍረ ይህብ። ኣብ ሓባራዊ ምትሕልላይን ምክብባርን እተመስረተ ቤት ድማ ቀጻልነት ዘለዎ ጉዕዞ ይፈጥር! "ስለዚ፦ ንሰብ ኣኽብሮ — ክብርኻ ክቕንጥጥ ግን ኣይትግደፎ! ምንጪ @Adler Modified by — ዘፍጥረት

About