@soeasylife7: Jangan Buang Panci Gosongmu! Coba Cara Ini, Kerak Langsung Hilang!

soeasylife7
soeasylife7
Open In TikTok:
Region: SG
Friday 23 October 2026 10:13:58 GMT
810
4
1
0

Music

Download

Comments

jjxjzjzzhjjxxkcocc
BaBa Baloch 007 :
🥰🥰🥰
2026-10-23 14:44:00
0
To see more videos from user @soeasylife7, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ፈጺምካ ተስፋ ኣይትቑረጽ ሓደ ሓደ ግዜ ተስፋ ንቆርጽ እሞ ደው ክንብል ንደሊ::ግን ክንቅጽል ኣለና። ፈጺምና ተስፋ ክንቆርጽ የብልናን። ሓድሽ ነገር ክንፍትን ከለና ከቢድ ክኸውን ይኽእል እዩ። ምናልባት ኣይንዕወትን ንኸውን። ምናልባት ጌጋ ንገብር ንኸውን። እዚ ጸገም የብሉን።ጌጋታትና  ንኽንመሃረሎም ይሕግዙና እዮም። ደው እንተኢልና ፈጺምና ኣይንዓቢን ኢና። እንደገና እንተ ፈቲንና ግን ክንገብሮ ንኽእል ኢና። ንሓያል ንኸውን። ንሕና ዝሓሸ ንኸውን። ብዛዕባ ሓንቲ ንእሽቶ ዑፍ በረራ ክትመሃር ከላ እሞ ሕሰብ። እታ ዑፍ ብዙሕ ግዜ ትወድቕ። ግን ደው ኣይትብልን እንደገና ትፍትን። ሓደ መዓልቲ፡ እታ ዑፍ ኣብ ሰማይ ልዕል ኢላ ትበርር። ንሕና ከምታ ዑፍ ኢና። ደጋጊምና ክንፍትን ኣለና። ኣብ ነብስና ክንኣምን ኣለና። ሎሚ ፍሉጣት ዝኾኑ ብዙሓት ሰባት ከቢድ ግዜ ኣሕሊፎም እዮም። ግን ደው ኣይበሉን። ኣበርቲዖም ሰሪሖም። ተስፋ ቆሪጾም ኣይፈልጡን። ስለዚ ድማ እዮም ዕዉታት ዝኾኑ። ስለዚ፡ ድኻም ምስ ዝስምዓካ፡ ዕረፍቲ ውሰድ - ግን ኣይተቋርጽ። ምስ ፈሸልካ ደጊምካ ፈትን። ከቢድ ምስ ዝኸውን ቀጽል። ሓያል ኢኻ፡ በሊሕ ኢኻ። ዓበይቲ ነገራት ክትገብር ትኽእል ኢኻ - ተስፋ እንተዘይቆሪጽካ ማለት እዩ። ✍️Fili.Star! Copylink ክኣ ግበሩለይ። #habeshatiktok #Tigraytiktok #habeshatiktok #habeshatiktok🇪🇷 #habeshatiktok🇪🇷

About