@kidanzelalem: ጥዕና ዘለዎ ህይወት ንኽትነብር — እዞም ዝስዕቡ ሓሙሽተ ነገራት ካብ ህይወትካ ምርሓቕ ከድልየካ እዩ!" 1. ትህኪት — ዕላማ ይቐትል! 🛑 ትህኪት እንተሎ ምስራሕ የሎን፤ ምስራሕ እንተዘይሃልዩ ድማ ትደልዮ ምርካብ የለን። 2. ቁጥዐ — ልቦና የጥፍእ! 🧠 ቁጥዐ እንተሃልዩ ምስትውዓል የለን፤ ምስትውዓል እንተዘይሃልዩ ድማ እትገብሮ ነገር ብዕሽነት እዩ ክኾውን። 3. ፍርሒ — ሕልምኻ ይቐትል! 🦅 ፍርሒ እንተልዩ ምስጓም የለን፤ ምስጓም እንተዘይሃልዩ ድማ ናብ ዕላማኻ ምብጻሕ ኣይከኣልን። 4. ኣንነት — ዕቤት ይኽልክል! 🪞 በይኑ ፍሉይ ምዃኑ ዝኣምን ሰብ — ኣብ ናይ በይኑ ዓለም እዩ ዝነብር። ስለዚ ዓለም ከመይ ኣላ ክርኢ ኣይክእልን እዩ፤ ዓለም ከመይ ኣላ ክትርኢ እንተዘይክኢልካ ድማ ምስ ዓለም ምጎዓዝ ዝከኣል ኣይኮነን። 5. ቅንኢ — ሰላምካ ይዘርግ! 🕊️ ቅንኢ እታ ዝዓበየት ጸረ-ሰላም እያ፤ ሰላም እንተዘይሃልዩ ምዕባለ የለን፤ ምዕባለ እንተዘይሃልዩ ድማ ዕቤት የለን። "እትረፍ ዓለም — ሓንቲ ቁሸት እኳ ንብዙሕ እያ ትኣክል! ክትኣክል እትኽእል ግን ከምትኣኽለካ ተረዲኢኻ — ቅንኢ ኣወጊድካ ክትነብር ምስ ትፍትን እዩ!" — ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Friday 23 October 2026 15:57:53 GMT
14490
353
3
47

Music

Download

Comments

bini.gyti
Bini gyti :
ቐፅለሉ bro ህይወትኻ ዝቕይር ምኽሪኻ ኣይፈለየና።
2026-10-24 05:25:22
1
use12161927
ፀዋር ኩን Lbey(19)ጠብቀኝ)💞💞💞 :
♥️♥️♥️
2026-10-23 16:47:48
1
kfela.asmelash
kfela :
❤️❤️❤️
2026-10-24 16:29:07
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About