@samri.tdf23: #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #international #ሃበሻቲክቶክ💚💛❤tik_tok #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #tiktokvairalvideo ሼር ገይርኩምማ ኣብፁሑለን😭

Samri TDF💊💪🤫🤐
Samri TDF💊💪🤫🤐
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 23 October 2026 16:35:40 GMT
31789
2574
129
110

Music

Download

Comments

user39714879053442
user39714879053442 :
👏👏👏🥰🥰🥰 zereba aya. ygezawo anber synevrwon
2026-10-24 09:22:23
0
user8881309616150
ለኩሉ ግዜ አለው♥️🥰 :
6)ዓመተይ ገይረ ግን ገዛ የብለይ ድካም ብቻ😭😭🤲
2026-10-24 00:07:02
26
.1296142
ከም ፍቃድካ ይኩን 12🙏💟 :
ተስፋ ካብ ዝቆረፅኩ እኮ ፀኒሐ ሓፍተኒ ግን 7ተ ዓመት ሰሪሐስ ገዛ ዘየብለይከ😢😅😢💔
2026-10-23 19:25:34
24
azu_gual_shire
Azu -Gual-shire :
ናይ ዓዲ ዘይምርግጋዕ ውግእ ስለዘሎ ይመስለኒ 🥺
2026-10-23 18:09:26
16
mama.love0751
☦1⃠🕊️🩵💎 :
ኣምላከይ ሓደራካ ብመገድካ ምርሐና 🙏😢
2026-10-23 18:57:43
21
dinu123431
Ďińu💊⚪️🔴 70 :
ዋላ ገንዘብ ገዛ ያሃሊኻ እንበር ሰላም እንተ ዘይለ ዓዲ ትርጉም የቡሉን ዛሓፍተይ ፈጣሪ ሰላም ይግበረና ዓድና እንበር🥺🥺
2026-10-23 23:51:33
4
fjvxvj
𝑚𝑢𝑧𝑒𝑦🥀💗💃👨‍👩‍👧🦋 :
ክብርቲ ሓፍተይ በዚ ሕጂ ሰዓት አብ ትግራይ ምንባር ከቢድ እዩ ሰላም የለን ስራሕ የለን ሕጊ የለን ኩሉ ነገር ክባር ብቻ ግን ካብሕጂ ሰላም ይግበረልና ሰለም ንኩሉ ሰብ
2026-10-23 19:26:16
10
user1002171782868
🎼🎧 :
ፀጊሙና እዩ ንመፅእ ለና🥺
2026-10-23 23:23:01
5
jegn27
Grmi"//ግርማ ዓዲ✝️👸💋 :
ብርግጥ ስላም እኳ እንተዘይለ ግን ናይ ኩሉ ግዜ ሕቶይ እዩ😔
2026-10-23 22:55:14
3
mahletfkrr5
Mahi 🧐🤭🔐05 :
ዘፍረሐኒ ናይ ኩሉ ግዜ ሑቶይ😥😥
2026-10-23 21:40:12
5
nebu6680
Nebu🤱🦋 :
ዋላ ንዓይ እዩ ሕቶ ዘኮነኒ ኣቱም ሰባት 🥺
2026-10-23 20:05:24
4
lula.gela.tgray
Lula Gel paris :
ዓዳ ዘይምርግጋዕ ይመሰለኒ ሰላም ሰለ ዘየለ አዩ🥰
2026-10-23 20:54:34
3
lovemom2129
N A💎👑💙 :
ዓድና ሰላም የብሉይ
2026-10-23 20:17:58
3
duruy545
weyniii :
yeah of course samri shikorr ajoka eske
2026-10-23 16:56:45
2
tirhas.baraki
ለሁሉም ግዜ አለዉ :
6ዓመት ስሪሕና ግን ገዛ የለን አብ ስርት ብቻ አለኒ🥺🥺
2026-10-24 00:59:08
2
user5277799682181
ዝምተኛዋ ጋል ሄዋን💒💊💐 :
ሰላም እንድሕር ዘየለ ሰሪሕና ትበልዐሉ እንድሕር ዘየለታይ ትገብር[Teary eyed][Teary eyed]
2026-10-24 05:44:30
5
dhfiw14
Lina :
Aytfredi haftey
2026-10-24 07:31:12
1
user1768139708170
ሁሁይ :
ዝገርም እዩ 🥺🙏
2026-10-23 18:07:01
2
user68141611938240
user68141611938240 :
❤️
2026-10-24 01:50:17
1
sajhba68
ሕጉሲቲ እየ ብደቅነይ :
ሓቂ ❤️
2026-10-23 17:56:07
2
feven.fkedu
feven fkedu :
🙏🙏
2026-10-23 21:36:03
1
user26659007161617
ተመስገን ኣምላካ :
ብሓቂ ዋላኣነ እዩ ልገርመኒ
2026-10-23 20:07:54
1
aspejb
ጋል ተካ :
ሳሕ 😘❤
2026-10-23 18:40:40
1
user342959693
ይነብር ብተስፋ💜 :
ሰላም ዘይለ ታይ ይዓብስ ገዛ ብቻ💔
2026-10-23 18:43:46
1
my991886
ፀዴ ልቫ💘♥21💥🌾 :
ሳሕ🥺
2026-10-23 16:53:17
1
To see more videos from user @samri.tdf23, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About