@fthawi.hgawi8: ሰናይ ንባብ ፡ ሓደ እዋን ሓንቲ ጭሩ ወቅቲ ዝናብ ይመፅእ ስለ ዝነበረ እንቋቑሖኣ ክትወልድን መፅለልን ክትረክብ ገዛ ትደሊ ንብረት ።🕊️ ስፍራ እናደለየት ከኣ ክልተ ኣግራብ ራኣየት ፡ እሞ መዕቆቢ ክኾናኣ ክትሓተን ብምባል ናብአን ቀረበት ።🕊️ ነታ ቀዳመይቲ ገረብ ቀሪብ ከኣ ኣብዚ ጨናፍርኪ ፡ ቤት ክሰርሕ ኣፍቅድለይ በለታ ።🕊️ እታ ገረብ ድማ ኖኖ ፍቓዴና ኣይኮንኩን ፡ መለሰት ። እታ ጭሩ ሓሪቓ ናብታ ካለአይቲ ከደት ።🕊️ እታ ካልአይቲ ኣፍቀደትላ እሞ ስፍራ ሰሪሓ እንቛቁሖኣ ወለደት ።🕊️ ድሕርዚ ሓደ ማዓልቲ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ስለዝመፅ እታ ቀዳመይቲ ገረብ በቲ ውሕጅን ዝናብን ካብ ዝነበረቶ ተመንቊሳ ዓነወት ።🕊️ ሽዑ እታ ጭሩ ናብታ ገረብ ቀሪባ ብኣሽካዕላል ኣምላክ ናይ ኢድኪ እዩ ሂብኪ ፡ ንዓይ መዕቆቢ ስለዝኣበኽኒ እዩ ፡ እዚ ኩሉ ኣጋጢሙኪ በለታ ። በቲ ፍፃሜ ድማ ተሓጎሰት ።🕊️ እታ ገረብ ግን ፍሽክ ኢላ ነዚ ናይ ዝናብ ወቅቲ ክሓልፎ ከምዘይክእል ፈሊጠ ኔረ ስለዚ ሂወትክን ፡ ሂወት ደቅክን ኣብ ሓደጋ ከይኣቱ ኢለ እየ ፍቓደና ዘይነበርኩ በለታ ።🕊️ ንሕና ከም ደቂ ሰባት ንኻልኦት ኣብ ምፍራድ ሓደ ሓደ ግዜ ንቅልጥፍ ኢና ፡ ኣብ መብዛሓቲኡ ግዜ ነቲ ሰብ ወይ ፡ ወይ ድሕሪት ታሪኹ እንታይ ከም ዝሓለፈ ፡ ወይ እንታይ የጋጥሞ ከም ዘሎ እኮ ኣይንፈልጦን ኢና ። ናይ ገለ ሰባት ሓሊዮት ኣብ ውሽጦም እዩ ፡ ቀልጢካ ምፍራድ ዳሓር ሓቂ ምስ ፈለጥካ ፡ ጣዕሳ እዩ ትርፉ ። ጽቡቕካ ሰብ ውን " ካብ ነብሱ የርሕቀካ እዩ ፡ ንዓኻ ክሕሸኻ ።🕊️🙏
fthi fthi✌️
Region: UG
Saturday 24 October 2026 22:52:29 GMT
Music
Download
Comments
𝙢𝙖𝙜𝙞 𝙝𝙖𝙧𝙙 𝙢𝙖𝙣🦅 :
you are right🎗
2026-10-28 18:48:00
0
barsawi :
ናይ ብሓቅ
2026-10-25 12:17:46
3
ዓረኪ፣ ጹሚዋ :
naye baheqi [Red heart][Red heart][Red heart]
2026-10-26 10:21:04
0
Frozen 🦋 :
nay bahqe❣️❣️
2026-10-25 19:39:22
1
habet raki :
ay
2026-10-28 20:48:04
0
love is free :
nay bhaqi[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-10-25 09:00:19
0
0977332021 :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-10-28 20:53:28
0
🤚HI PIS 👍👍 12 FEB DAY :
100 " " " "
2026-10-26 16:49:39
1
mehariabrha27 :
yes
2026-10-26 17:04:18
0
fetawi Tomi 🫅 :
nay bhaqi 👌
2026-10-27 22:22:47
0
ሲግማ ጀምዓ ሻዕራን 🤞👬 :
ሳሕ 🤝
2026-10-26 14:35:56
0
ፈጣጥ ፈጣጥ :
ናይ ብሓቂ
2026-10-27 16:04:07
0
Hani 💓💓 :
waww bahqi
2026-10-26 16:34:16
0
wedi gergef :
ናይ ብሓቂ ዝሓወይ ❤️❤️❤️
2026-10-26 20:33:35
0
ጸሓይ ብራቕ💙🌿☀️🌏 :
2026-10-27 03:00:57
0
ቢłął💫 :
2026-10-27 19:36:55
0
wtru ab Tarek sederay :
yes
2026-10-26 14:43:51
0
የልብ ቃል🤐💝🔒 :
👏👏👏
2026-10-26 13:12:32
0
ንስሪ ሳህራ🇱🇾~🇮🇹 :
original🙏🥰❤️🙏🥰🙏❤️🙏🙏🙏
2026-10-26 02:16:02
0
Hawi ጣጣ :
2026-10-26 04:11:13
0
kesu :
Ya nay bhaqi 🙏🙏🙏
2026-10-26 05:11:55
0
New Life :
wow❤😘🥰🥰
2026-10-28 21:12:32
0
siley natey :
ya nay behaqi🥰
2026-10-26 07:07:40
0
feqar hawi yoni :
ya👑👑👑
2026-10-26 09:26:26
0
@𝓶𝓮𝓭𝓪 :
2026-10-25 09:53:28
0
To see more videos from user @fthawi.hgawi8, please go to the Tikwm
homepage.