@hewi8763n7vxzp: ↪️ሰንበት ማለት ዕረፍቲ ማለት እዩ:ዕረፍቲ ድማ ብቃል እግዚኣብሄር ማለት እዩ:እዛ ምዓልቲ እዚኣ ካብ ዝኾነ ስጋዊ ስራሕ ተቆጢብና ናይ እግዚኣብሄር ክብርን ሞጎስን እንሓስበሉ ምዓልቲ እያ:: ↪️ሰንበት ካብ ኹሉ ምዓልታታት ትዓብን ትኸብርን: ኣብርሃም ኣብ ታቦት ልዕል ኣቢልዎ ኣብ መሰዉኢ ደማ ኣኽበሮ:ሙሴ ድማ ንህዝቢ እስራኤል ብሓቂ ብሓባር ሰንበት ከብዕሉ ኣዘዞም:ቅዱስ ያሬድ እውን ሰንበት ትዓቢ ካብ ኹሉ ዕለት ይብለና:: ↪️ሰንበት ቅድስትን ክብርትን ምዓልቲ እያ ሰንበት ትኸብር ካብ ኹሉ ዕለት ሰብ ይዓቢ ካብ ኹሉ ፍጥረት⛪💚 ↪️ታሪኸይ ክትልውጥ ነገረይ ክትውድእ ትኽእል ኢኻ ጎይታ መልሲ ናይ ኩሉ ሕቶታተይ ንስኻ ኢኻ'ሞ 'ኣባኻ ምእ'ማን ፈጺመ ኣየቋርጽን እየ ። ↪️እቲ ልቢ ሳራ ብሓጎስ ዝመልአ ኣምላኽና ንዓና እውን ካብ ሓሳብን ጭንቀትን ኣዉጺኡ ናይ ሓጎስን ስሓቅን ግዜ ይሃበና ኣሜን ((3)) ↪️ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ክርስትያን ይኹነልና ንኹላትና ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር አምላክ ምዓልትናን ለይትናን ይባርኸልና🙏✝️❤ #creatorsearchinsights #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #LongDistanceLove

❤
❤"HEWAN"👸🫶🏻"One day"🇬🇧🤝❤
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 25 October 2026 05:42:09 GMT
1347
352
18
8

Music

Download

Comments

germay.destey
Germay Destey :
አሜን🥰🥰🥰
2026-10-25 09:00:24
1
harenaalem1
ምስጢር ጽባሕ💝👈 :
amen amen 🙏🙏🙏🙏
2026-10-25 10:40:42
1
memi.al3
Memi Al :
እሜን እሜንንንንን🥰🥰👏👏👏🙏🙏🙏
2026-10-25 08:06:57
1
user4519767725059
ፊሊ ወዲ ኣፅቢ :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
2026-10-25 07:36:39
1
efdombiniam272
¶፲∞ÅĎÅM©፻👨‍✈️🔐 :
ኣሜን ሓፍት በይንይ❤️🙏
2026-10-25 08:26:01
1
tekeste.aregawi3
ኣይጪነቅ ኣይዲነቅ :
2026-10-25 08:19:32
0
amanual272
Amanula Akeza :
amen🙏🙏🙏
2026-10-25 08:36:50
1
astergoytom839
Aster Goytom :
አሜን አሜን አሜን
2026-10-25 08:29:14
1
user6199659211860
✌️ ፃሓይ ፅላሉ ፀልማት ኽፍሉ🤟 :
አሜን
2026-10-25 06:27:18
1
dawit0630
l am dawit :
amen🙏🙏🙏
2026-10-25 06:01:19
1
semhar216
♥️🇪🇷♥️ Esseliela :
[Pray][Pray][Pray]
2026-10-25 10:23:53
1
user9726630315380
Teg Gal Tigray :
🙏🙏🙏🙏
2026-10-25 06:51:20
1
user234569087654332
User235678 :
🥰🥰🥰
2026-10-25 06:28:33
1
adamey87
ጽምዋ እየ ዝፈቱ ኣነ👈🐅 :
[Pray][Pray][Pray]
2026-10-25 08:14:21
1
blackgeril0
Abi hawzenawit👸💃 :
🙏🙏🙏
2026-10-25 08:00:54
0
teklitman
𝕞𝕒𝕟 𝕜𝕚𝕟𝕘 🇨🇭 :
🙏🙏🙏
2026-10-25 10:21:34
1
msgna237
msgna,,,m$m :
❤️❤️
2026-10-25 08:35:35
0
mlat313
my life🇬🇧 🇬🇧 :
🙏🙏🙏
2026-10-25 10:49:51
1
To see more videos from user @hewi8763n7vxzp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About