@dvnvliza: secuil draft ku 🫰🏻#dayinmylife

ديفانيا
ديفانيا
Open In TikTok:
Region: ID
Sunday 25 October 2026 09:46:26 GMT
1098
35
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @dvnvliza, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🧭 ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ምረጽ... (ብሰረት) ኵሉ ኣብቲ መጀመርታ እትገብሮ ጥዑም ክኸውን ይኽእል እዩ፤ ጽቡቕ እውን ክኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ሕቶ ግን
🧭 ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ምረጽ... (ብሰረት) ኵሉ ኣብቲ መጀመርታ እትገብሮ ጥዑም ክኸውን ይኽእል እዩ፤ ጽቡቕ እውን ክኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ሕቶ ግን "ቀጻልነት ኣለዎ ዶ የብሉን፧" ዝብል እዩ! ስለዚ እቲ ኣብ መጀመርታ እትመርጾ ነቲ ዝቕጽል ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ጉዕዞኻ ዘይጐድእ ምዃኑ ንምርግጋጽ ዝዓለመ መጽናዕቲ ክህልወካ እቲ ዝበለጸ እዩ። ኵሉ እቲ ንዓይኒ ባህ ዘብል መወዳእታ ናይ ልቢ ክኸውን ስለዘይክእል፥ ቅድሚ ኵሉ ንልብኻ ስራዕ! "ህይወት ካብኡ እያ እሞ ቅድሚ ኵሉ ንልብኻ ሓልዎ" ከም ዝበሎ ጥበበኛ ሰሎሞን፥ ጉዳይ ልቢ ናይ ቀዳምነት ቀዳማይ ምዃኑ ዘይምዝንጋዕ! እቲ ብዓይኒ ዝረአ ግዝያዊ ባህታ ስለ ዝህብ ንዓይኒ ልቢ ክጋርድ ይኽእል እዩ። ስለዝዀነ ድማ ንውሽጥኻ ኮፍ ኣቢልካ፦ "እቲ ሕጂ ዘሎ ቀጻሊ ድዩ፧" "ጽባሕ ልበይ ዝዓግበሉ ድዩ ኸ፧" ዝብሉ ሕቶታት ሓቲትካ፥ መታን መወዳእታ ምዕራፍ ህይወትካ ጽቡቕ መዛዘሚ ክህልዎ ውሽጥኻ ነቲ ጥዑይ ምምራጽ ክኽእል ኣላምዶ! ምልምማድ ዘይፈትሖ ግድል ስለዘየለ ኣላምዶ—ተላመድ! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ቀዳምነት #ንቕሓት #ብስለት

About