Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@vita9_9: #محمد_بن_سلمان #الملك_سلمان #explore #امر_ملكي💚🇸🇦 #القرارات_الجديده
🇸🇦🇸🇦
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 25 October 2026 16:17:34 GMT
23473
222
26
595
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.27MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.28MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
آلخزمـريـﮯ👑 :
افرحي لاخيك المسلم يعطيك ربي ع نيتك
2026-10-25 17:56:29
10
🩷 :
اي ما شملت طلاب الجامعه بس عادي فرحت مع الشعب
2026-10-25 19:57:18
3
مـها :
ماتشملني
2026-10-25 19:55:21
2
فَراشة طايـرة 🦋 :
هذا وضعي ههههههههه
2026-10-25 19:00:47
1
Anwar🇸🇦 :
كلنا
2026-10-25 19:16:10
1
Jana :
تتذكري انك امتياز
2026-10-25 18:49:53
1
زرعه :
اليوم اول مره احس ان ربة منزل شي صعب يوم كلهم نطو وفرحو وضمو بعض وباركو لبعض وانا اناظرهم خلاص ابغا وظيفه بدون دوام 🦦
2026-10-25 20:41:57
1
ᴀ*ᴀʟꜰᴀɪꜰɪ :
عادي عادي المهم ننبسط مع المبسوطين
2026-10-25 18:46:17
1
manalArt :
الله يرزقنا خاصه الامهات
2026-10-25 21:10:31
0
S_77_ :
هههههههههههههههه
2026-10-25 20:51:13
0
🐾 :
عادي فرحت الي أمي وأبوي وجداني
2026-10-25 21:10:12
0
_ak919_ :
العاطلين
2026-10-25 18:47:34
1
: :
مالكم دخل بنفرح
2026-10-25 19:12:02
0
♡ :
2026-10-25 18:49:03
1
Abdullah Alzhrani🇸🇦 :
2026-10-25 20:47:20
0
پـــ🪞 :
2026-10-25 20:18:15
1
Layla :
عاطله ومبسوطه لهم
2026-10-25 18:47:42
2
Lion :
عاطله
2026-10-25 17:28:29
1
Maha :
عاطله🫠
2026-10-25 20:43:21
0
𝑴 :
@✧JOHN✧
2026-10-25 20:45:25
0
Amjad | أمجاد :
🤣🤣🤣🤣🤣
2026-10-25 20:47:36
0
To see more videos from user @vita9_9, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Nyindir diem diem ❌ Nyindir Terangan-terangan✅ #bapakpalingjujur#punyabapakjujur#bpjclip#fypシ゚viral #4upage
#هواجيس #explore #viral #اكسبلورexplore #M
#trending #foryou #ازبک_تاجک_پشتون_ترکمن_هزاره🇦🇫 #fypシ #viral
እዛ ኣርእስቲ ካብታ "ቋሕሳም" ትብል ተኸታታሊት ናይ ትግርኛ ፊልም እተወስደት ኮይና፡ ኣብ መንጎ ክልተ ሰብ ሓዳር (ሰብኣይን ሰበይትን) ካብ ዝነበረ ምምልላስ እተወስደት እያ። እቲ ትሕዝቶ ናይቲ ኣርእስቲ ኣገዳስን ንሕብረተሰብ ጠቓምን ኮይኑ ስለዝረኣኽዎ ድማ ብኸምዚ ዝስዕብ ጽሙቕ ኣቢለ ከቕርበልኩም እየ። እቲ ጠንቅን እቲ ምኽንያትን. . . 💭 ሰብኣይ ስራሕ ውዒሉ ንገዛ ይመጽእ እሞ፡ ኣብ ኣፍደገ ገዛኡ ምስ በጽሐ ማዕጾ "ኳሕ-ኳሕ" ብምባል ጻውዒት ይገብር። ነዚ ዝሰምዐት ኣብ ካንሸሎ ኮይና ኣቚሑት ትሓጽብ ዝነበረት በዓልቲ ቤቱ ድማ፡ ንደቃ "እስከ ቀልጥፉ ማዕጾ ክፈትዎ፡ ይዂኳሕ ኣሎ" ትብሎም። ወዮ ክጻወቱ ዝጸንሑ ቆልዑ ከይዶም ማዕጾ ይኸፍትዎ'ሞ። ኣብኦም "መርሓባ ደቀይ መዓረይ" ብምባል ንደቁ ሓቒፉ ብምስዓም ይቕበሎም። ወዮ ኣቓሑት ገዛ ክትሓጽብ ዝጸንሐት ሰበይቲ ድማ "መዓረይ መጺኢኻ" ብምባል ብብሩህ ፍሽኽታ ኣብ ሕጽቦ ዝጸንሐ እእዳዋ ብጨርቂ ኣድሪቓ ነቲ ትፈትዎ በዓል ቤታ ሰላም ክትብል ግልጽ እንተበለት — ወዮ ሰብኣይ ንፍሕ ኢሉ ሓንቲ ቃል ከየምሎቐ ምስ ደቁ ንውሽጢ ገዛ ኣትዩ ኮፍ ይብል። እዚ ሃንደባታዊ ተርእዮ ዝረኣየት ሰበይቲ ሰንቢዳ፦ "ደሓን ድዩ ደኣ፧ እንታይ ደኣ ኮይኑ እዩ ረጊጹኒ ዝሓልፍ፧ ዘይኣመሉ ሰላም ከይበለኒ ክሓልፍ!" ብምባል ኣብ ከቢድ ሓሳብን ምግሩምራምን ኣትያ፡ ተቓላጢፋ ንገዛ ብምእታው ኣርኪባ፦ "ደሓን ዲኻ ደኣ ዝይዳይ፧ እንታይ ደኣ እናረኣኻኒ ሰላም ከይበልካኒ ኣቲኻ፧ ዘይኣመልካ፧" ብምባል ደሓይ ሰብኣያ ክትገብር፡ ኣብ ስራሕ ደኾን ገለ ነገር ገጢሙዎ ኮይኑ ዝብል ሓሳብ እናተጋማድሓ ከተዛርቦ ጀመረት። እንተኾነ ንሕቶታታ ዝምልስ ወይ ብህላውነታ ዝገደስ ሰብ ኣይረኸበትን። ኣብዚ እዩ ዝጅምር እቲ እሉኽ ጠንቂ! ነገሩ ከምዚ እዩ። ወዮም ሰብኣይን ሰበይትን ቅድም ክብሉ ብዛዕባ ሰበይቲ ሓዉ ኣልዒሎም ተዘራሪቦም ኔሮም፤ ኣብ ዘረባኦም ግና ክረዳድኡ ኣይከኣሉን ኔሮም። ሰብኣይ ነታ ሰይቲ ሓዉ "እዚኣ ጽልልቲ እያ ንሓዳር ትኾውን ኣይኮነትን፡ ሓወይ ምስ እዚኣ ክነብር የብሉን ክፈትሓ ኣለዎ" ዝብል መርገጺ ክህልዎ ከሎ — ወዮ በዓልቲ ቤቱ ድማ፦ "ኣይፋልን! ፍትሕ ፍታሕ ክኾውን ኣይክእልን እዩ። ወሊዶም ቆልዑ ዘዕብዩ ዘለዉ ስድራ ተፈላለዩ ምባል ነቶም ቆልዑ እውን ጽቡቕ ኣይኮነን። ደሓር ከኣ ኣብ ሓዳሮም እኮ ተወሓሒጦም እዮም ዝነብሩ፤ ደሓር ከኣ እንተደኣ ንስኻ ከምዚ ትብል ኮንካ ካብታ ጥዕይት ኣይኮነትን ትብላ ዘለኻ ብምንታይ ሕሽካ፧" ዝብል መርገጺ ስለዝሓዘት፡ ወዮ ሰብኣይ "ንዓይ ምስኣ ሰሪዕኽኒ" ብዝብል ኮርዩ ስለዝተፈላለዩ፡ ነዛ ኩራ እዚኣ ኣሕዲሩ እዩ ንበዓልቲ ቤቱ ሰላምታ ክኸልኣ ዝገበሮ። ንኹራ ብጥበብ.... ወዮ በዓልቲ ቤቱ ግን ከምቲ "ለባም ሰበይቲ ገዛኣ ትሃንጽ፡ ዓሻ ድማ ቤታ ብገዛእ ኢዳ ተፍርስ" ዝበሃል፡ ነቲ ነገር ብህድኣት ሒዛ ከተረድኦ እኳ እንተፈተነት ንሱ ግን ብፍጹም ክረዳኣ ኣይደለየን። ኣብ መወዳእታ ከምዚ ክትብሎ ጀመረት፦ "ሓዳር እንዳተመላላእኻ እምበር እንዳተመላለኽካ ትነብሮ ኣይኮነን! ኣብ ሓዳር ኢሂን-ምሂን ምባልን ምድምማጽን እንተዘይሃልዩ ቀጻልነት ጥዕና ናይቲ ሓዳር ኣብ ሓደጋ እዩ ዝኣቱ። ኣነ ክብሎ ዘሎኒ ካብ ምባል ኣፈይ ዓቢሰ ክኸይድ ዝደሊ ሰብ ኣይኮንኩን። ደሓር ከኣ ሰበይቲ ሓውኻ ኣይትሰምዕን እያ ኣይትርዳእን እያ እናበልካ፡ ንስኻ ናይ ምርድዳእ ማዕጾኻ እናዓጾኻ ካብኣ ብምንታይ ተፈሊኻ፧ ከምዚ ጽቡቕ ኣይኮነን፤ ተዘራሪብና ክንፈትሆ እምበር ብምኩርራይ ክንሓልፎ ኣይኮነን ዝግባእ!" ብምባል ዘረባኣ ብወርቃውያን ቃላት ዓጽያ፡ ናብ ምሳሕ ምቕራብ ኣተወት። ምሳሕ ተቐሪቡ እንጀራን በበይኑ ዝዓይነቱ ጸብሕን ተቐሪቡ፤ እንተኾነ ሰብኣይ ግን ኩራኡ ኣብ መኣዲ እውን ክቕጽሎ ደልዩ፡ እቲ ልማድ ናይ ምጽላይን ምብራኽን ሓዲጉ ሱቕ ኢሉ ክበልዕ ኢዱ ወርወረ። ወዮ ክትከታተል ዝጸንሐት ሰበይቲ ድማ "ዘይኣመልካ ከይባረኽካለይ ከይጸለኻ ክትበልዕ፧ ባርኮ ደኣ" ብምባል ተማሕጸነቶ እሞ፡ ንሱ ድማ ነቲ "በደሎም ከምዝሓደግናሎም በደልና ሕደገልና" ዝብል መሰረታዊ ጸሎት ረሲዑ ገጹ ብኹራ ተነፊሑ ጸሎት ጌሩ ክባርኸላ ጀመረ። ከምዚ ኢሎም ምብላዕ ተጀሚሩ ምስክነይቲ ሰበይቲ ዓይኒ-ዓይኑ እናረኣየት ሕጂ ዶኾን ይገድፎ ኩራኡ ብምባል ተጸባበየት፤ እንተኾነ ዝተቐየረ ገጽ ኣይነበረን። "ንሰይጣን ኣይትሃቦ ስልጣን" ከምዝበሃል፡ ወዮ ሰበይቲ ገለ እንተገደፎ ኢላ እቲ ልሙድ ሜላታት ብምውሳድ ከተኾልሶ ጀመረት። "እበልዕ ኣሎኹ ኣይደልን. . ." እናበለ ንሳ ግና፦ "ውይ በጃኻ ደስ ክብለኒ፡ ብጡብ ኣዴኻ፡ ካልአይቲ ጡብ ኣዴኻ፡ ብስላሴ!" እናበለት ሰለስተ ግዜ ከክንዲ ደንጎላ ዝኾውን ኣኾሊሳቶ፤ ሓንቲ ነዓኺ ክብል ግን ኣይከኣለን። ካብዚ እንታይ ንመሃር፧ ኣብዚ እዩ ዘሎ እቲ ጸገም። ኣብ ሓዳር ኣንነት፡ ግብዝናን ትዕቢትን እንተሃልዩ ሓቢርካ ምስጓም ኣይከኣልን እዩ። እዚ ሰብኣይ ሕልናኡ ተተንኪፉ እዩ፤ ኩሉ እቲ ሰበይቱ ዝገበረቶን ዝበለቶን ኣብ ሕልናኡ ጽቡቕ ጌሩ በጺሑ እዩ። እንተኾነ ክትሰምዖ እምበር ክሰምዓ ድልውነት ስለዘይነበሮ ብፍጹም ኢዱ ክህብ ኣይደለየን። ብጥንቃቐ ነዚ ኣብ መንጎ እዞም ሰብ ሓዳር ዝነበረ ምዝርራብ እንተስተውዒልኩምሉ — እዛ ሰበይቲ ብኹሉ ረቲዓቶ እያ፦ ብስነ-ምግባር፡ ብጠባይን ብዘረባን! እቲ ሰብኣይ ንሱን ኣንነቱን ጥራይ እዩ ሒዙ ተሪፉ። እቲ ምስትውዓል ዘድልዮ እምበኣር ኣብዚ እዩ፦ ቅድም ቀዳድም ኣብ ሓዳር ምምልላእ ምድምማጽ ከምዘድሊ ተረዲኢኻ ክትደማመጽ ምኽኣል፤ ካብኡ ሓሊፉ ድማ መጻምድኻ ንዓኻ ከሐጒስ፡ ነቲ ነገር ክርስዕ ሰላም ክዘርእ፡ ኢሂን ምሂን ክብል፡ ክሰምዓካ ክትሰምዖ ሸውሃቱ ከፊቱ እናመጸካ ጸማም እዝኒ ምሃብ ግብዝና እዩ። ግብዝና ድማ ከዐቢ ኣይክእልን እዩ — ብቐንዱ እውን ኣንጻር ሰላማዊ ህይወትን ምዕባለን እዩ። ካብዚ መልእኽቲ እንመሃሮ ነገር እንተሃልዩ — ልክዕ ከምዛ ተላዒላ ዘላ በዓልቲ ሓዳር ብግልጽን ብቅንዕናን ንዛረብን ንሰምዕን ክንኮውን ከምዝግበኣና እዩ ዝምህረና። ካልእ ድማ ኣብ ሓዳር ሕዱር ጉዳይ ሒዝካ ምምጻእ ኣይጽቡቕን፤ እዚ ሓደ ካብቶም ነቓዕ ዝፈጥሩ እዩ። እዚ ዝርርብ ናይዞም ክልተ ሰብ ሓዳር ኣብ ህይወትና ትምህርቲ ክህብ ይኽእል እዩ ኢለ ስለዝሓሰብኩ እየ ኣቕሪበዮ። ተስፋ እገብር ጠቓሚ ኮይኑ ክትረኽብዎ! ስለቲ እትህቡኒ ሞራልን ምትብባዕን፡ ከምኡ እውን ተገዲስኩም ስለተንብብዎ ምስጋናይ ዓቢ እዩ! — ዘፍጥረት
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy