Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@abi21_12: ሸለል በሎም ክትብል ከለኻ ናይ ካልኦት ሰባት ሓሳባትን ርእይቶታትን ክጽልወካ ከምዘይብሉ ክትርዳእ ከለኻ እዩ፡፡ነጻ ግደፈኒ (Let Me) ክትብል ከለኻ ድማ ናይቶም ትሓስቦምን ብሕጂ ትገብሮም ነገራትን ሓላፍነት ክትወስድ ከለኻ ማለት እዩ፡፡ብዛዕባ ንነብስኻ ነጻ ምግዳፍ ዝብል ኣምር ዝፈተኽዎ ነገር፡ ብዛዕባ እቲ ክትቆጻጸሮ እትኽእል ነገር ቀልጢፉ ዘርእየካ ምዃኑ እዩ። ናይ ብሓቂ ድማ ክትቆጻጸሮም እትኽእል ነገራት ኣዝዮም ብዙሓት እዮም፡፡ ኣጠማምታኻ፡ ክብርታትካ፡ ጠባይካ ድሌታትካን ባህግታትካን ክትቆጻጸሮም ትኽእል ኢኻ፡፡እዚ ንነብስኻ ነጻ ምግዳፍ (Let Me) ዝብል ኣምር ልክዕ ኣንጻር'ቲ ምፍራድ (judgment)'ዝብል ኣምር ዝቕመጥ ኣምር እዩ፡፡ ብሓፈሻ ንነብስኻ ነጻ ምግዳፍ ማለት ብዛዕባ ርእሰ ንቕሓት ሓላፍነት ምውሳድን ርሕራሀን ከም እትሓስብ ዝገብረካ ኣምር እዩ። እቶም ካባኻ ርሒቖም ዘለዉ ኣዕሩኽትኻ ካባኻ ዝበልጹ ኣይኮኑን።ንስኻ ድማ ካብኦም ዝበለጽካ ኣይኮንካን፡፡ ሰባት ህይወቶምን ናብረኦምን ንኽገብሩ ነጻ ብዝሓደግካዮም መጠን ንስኻ ዝያዳ ብሉጽ ህይወት ናይ ምምራሕ ተኽእሎ ኣለካ፡፡ ንሰባት ካብ ምቁጽጻር ዝያዳ ክትርሕቕ ከለኻ ዝያዳ እናወሰኽካን እናዓበኻን ኢኻ እትኸይድ።እዚ ሸለል ናይ ምባል ክልሰ-ሓሳብ፡ ብዛዕባ ልዕልና ምንጽብራቕ ዝገልጽ ኣምር ኣይኮነን፡፡እንታይ ድኣ ብዛዕባ ምዕሩይነት (Balance) እዩ ዝገልጽ። ብዛዕባ ንስኻን ካልኦት ሰባትን ብማዕረ መድረኽ ክትረኽብሉ እትክእሉ ዕድል እዩ ዝሓስብን ዝገልጽን። ኮታ ካልኦት ሰባት ንህይወቶም ብዝምእምኦም መንገዲ ንክመርሑዋ ነጻነት ምሃብ ማለት እዩ። #everyone #creatorsearchinsight #tiktokviral #fypシ゚viral
𝕙𝕠𝕡𝕖💜
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 25 October 2026 17:11:40 GMT
1141
87
3
9
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
𝟐𝟏 ✝️💜 :
👌👌👌
2026-10-26 01:15:10
0
abinet melikeyas :
🥰🥰🥰
2026-10-25 18:39:41
0
ፍቅርህ ማረከኝ☦️⛪️🥹🙏🥰 :
🥰🥰🥰
2026-10-26 06:05:11
0
To see more videos from user @abi21_12, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
منشن هذا الصديق 👥🤍 . . . . #ستوريات #المصمم_اوزيل #ستوريات_كرة_قدم #fyp #viral
Khalko pe shartona Laga wali de 🥹💔 #gulwareena #fypシ
vote for the right candidate Alfa Babaote solaty
كل نفس ذائقة الموت 🤍🕊 #قران #quran #عبدالرحمن_مسعد #islamic_video #Allah
okay okay okay okay. #flores #zackzin #liga #vadias #dores
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy