@semere.paris: ብእዋኑ ዝነቀወ ዝብኢ ኣይሕድረንን ፡ ኣዛብእ ሃንጎሪማታት ብፃድቃንን ኣብራሃም በላይ ዝተመደቡ ናይ ዓድና ውክልና ዘይብሎም ብራሪያታት ኣንፃሮም ንተዓጠቅ ። ዝብኢ ኣብ ዘይዓዱ ከይዱ ማእሲ ኣንፅፉለይ በል ዝባሃል ከምዚ ዓይነት ነውራም ተግባር እዩ፡ 1/ ወዲ ሳምረ ኮ/ል ሶሎሙን ተስፋይ ዝተባሃለ ጡሙይ መራሒ ገሩ ዝሾመ ፃድቃን ፀይቂ ኣብ ሽረ ዳግማይ ምግበይ ባሮንቱ ሕንጉጋይ ዘቀመጦ ምካኑን ፡እዚ ግን ሕልሚ ደርሆ እዩ። ሶሎሙን ተስፋይ ዝተባሃለ ኣብ ስርቂ ወርቂ ኣብ ምድላይን ገዛ ገዛ እንዳፈተሸ ናይ ሰረቅቲ ደቂ ዓድዋ ኣሰር ዝክተል ነውራም ኣብ ዘይዓዱ ክሰርቅ ዝመፀ ወራሪ ንባዓል ኮ/ል ካሕሳይ በርሀ(ብላክ) ወዲ ኣባት ሽረ ናብ ካሊእ ቦታ ሰዲድካ ንጥሙያት ደቂ ካሊእ ዓዲ ክሰርቁ ምቅማጥ ብሒዩኡ ክነወግዶ ግዴታና እዩ ከም ባዓል፡ 1/ ኣረጋይ ኣየለ ድማ ዋና መሳርሒ ኮይኖም ተሓሪዮም ኣለዉ ። 2/ ሻለቃ ሓዱሽ ወ/ገብርኤል እውን ነቶም መናእሰይ ንከይመፁ ጎጉሓፎም ብምቅማጥ ኣብ መንጎ ደቂ ሽረ ጎነፅ ንምፍጣር ኮ/ል ሰለሙን ተስፋይ ለይትን ቀትርን ኣብ ምስራሕ ተፀሚዱ ይርከብ ኣሎ ። 3/ ከም ባዓል ኣሊጋዝ መኮነን፡መ/ር ሓዱሽ ሃይለ ፡ኣብራሃለይ ኣበራ እውን ብምስሌነ ኣቀሚጦም ኣፈላላይ ኣብ ደቂ ኣባት ሽረ ብምፍጣር ሽረ ድማ በቶም ጡሙያት መጤ ኣለይቲ ጎንፂ ብምምሳል መዝመዝቲ ሽረ ንምካን ዝተተሓዘ መደብ እዩ፡ስለዚ ነዞም ዓጁሳትን በላዕቲ ጫትን ሰተይቲ ሽጋራ ፀላኢቲ ደቂ ኣባት ሽረ ማለት ሽረ ብወዲ ሽረ ትመራሕ ዝብል ንምፍራስ እዮም ንክጥቀመሎም መደብ ሒዙ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ፡ ድሕንነትን ስለ ናይ ህወሓት ሰባት ዘቀመጥዎም ዑጡቃትን ስርዓትን ሓንቲ ማዓልቲ እውን ኣበይ ኣለው ኢሉ ኣይፈልጥን ኣብ ስርቅን ዘረፋን ብቀጥታ ብምእታዉ ካብ ከተማ ሽረ እንዳ ሥላሴ እውን ቀፂሉ ናብ ኣኩሱም ፡ዓዲ ግራት ፡ተንቤን ዓቢይ ዓዲ ፡መቀለ ክቅመጥን ክሰርሕን ኣይተራኣየን ኮ/ል ሶሉሙን ተስፋይ እቲ ዕላማ ንሽረ ንምውራር ምስ ኩሎም ወንጀለኛታት ናይ ህወሓት ሃፋትም ብምካን 200 ሽሕ ብር ጉቦ እንዳተቀበሉ ኢስቫተራት መሬት ሽረ ምድረ በዳ ንምግባር ፡ከሚካል ዳግማይ ንምፍሳስን ዘረፋን ማዓት ወረርቲ ኣሰሊፉ የሕልፍ ኣሎ ፡ህዝቢ ሽረ ነዞም ዓዶምን ዓውዶም ዘይፍለጡ ኣንፃሮም ተላዓል ዓድካ ትውረር ኣለካ ። 2/ ግርማይ ራምሶን ወዲ ራያ እንታዲኡ ኣለዎ ክሰርቅን ገዛ ገዛ ወርቅን ሃፍትን ክብርብሩ ይውዕሉን ንዘረፍትን ሰረቅቲ ሰብ ሃፍቲ ኢና ዝብሉ ወንጀለኛታት ኢስካቫተራት 200 ሽሕ ብር ጉቦ እንዳ ተቀበለ የሕልፈንን መሬትናን ፡ህዝብና ፡ተፈጥሮና ንምብራስ እልፊ ወፍ ዘራሽ ይሰርሑ ኣለዉ ። 3/ ገሬ ወዲ ሓውዜን ዝፍለጥ እውን ሓደ ወዲ ለማኒት እውን ኣብዚ ናይ ዘረፋን ወራርን መስርሕ እዮም ዝከዱ ዘለዉ። ነዞም እራያት ድሕሪ ሓደ ሰሙን ኣድላይ ስጉምቲ ክንወስደሎምን ደመኛታት ፀላእትና ብዘይፍቃድና ኣብ ዓድና መሬትናን ሃፍትና ንክውረር ዝሰርሑ ዘለው ካብ ጉጅለ ዓድዋ ዝከፍኡ እዮም። ከይፀመደ ኣንጎደ ዝባሃል ከምዚ እዪ ። መንእሰይ ሽረ ዓድካ ባዕልካ ተማሓድር እዚ ተፈጥሮኣዊ መሰልካ እዩ ፡ንክብሪ ዓድካን ሰበይትካን መሬትካን ግድን ዋጋ ክትከፍል ቅዱስ ተግብር እዩ ። እዞም ዘረፍቲ ሰለስቲኦም ብፃድቃን ፀይቂ ዝተመደቡ ዘረፍቲ እዮም። #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷 #habeshantiktok🇪🇷🇪🇹 #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹
semere paris
Region: FR
Sunday 25 October 2026 18:30:02 GMT
Music
Download
Comments
berihu brahane :
ትክክል [Heart eyes][Heart eyes][Heart eyes][Heart eyes][Heart eyes][Heart eyes][Heart eyes][Heart eyes][Like][Like][Like][Like][Like][Like][Like][Like]
2026-10-26 03:34:53
0
መ.ር.ሃ.ዊ. 🇲 🇪 🇷 🇦🔰🇬🇧 :
ዋእ! ከምዚኣ ተጀሚሮም ኣይንቃመጥን ኢና ወይለከ ሽረኒ🥰💪💪
2026-10-25 22:09:35
24
wedi klll 🔥 :
ሰመረ መግለፂ የብለይን ንቁሕ ኢካ💪💪💪
2026-10-25 18:43:51
65
ኣዲያቦ ሽረ Ethiopian :
💯💛💚
ብእዋኑ ዝነቀወ ዝብኢ ኣይሕድረንን ፡
ኣዛብእ ሃንጎሪማታት ብፃድቃንን ኣብራሃም በላይ ዝተመደቡ ናይ ዓድና ውክልና ዘይብሎም ብራሪያታት ኣንፃሮም ንተዓጠቅ ።
ዝብኢ ኣብ ዘይዓዱ ከይዱ ማእሲ ኣንፅፉለይ በል ዝባሃል ከምዚ ዓይነት ነውራም ተግባር እዩ፡
1/ ወዲ ሳምረ ኮ/ል ሶሎሙን ተስፋይ ዝተባሃለ ጡሙይ መራሒ ገሩ ዝሾመ ፃድቃን ፀይቂ ኣብ ሽረ ዳግማይ ምግበይ ባሮንቱ ሕንጉጋይ ዘቀመጦ ምካኑን ፡እዚ ግን ሕልሚ ደርሆ እዩ።
ሶሎሙን ተስፋይ ዝተባሃለ ኣብ ስርቂ ወርቂ ኣብ ምድላይን ገዛ ገዛ እንዳፈተሸ ናይ ሰረቅቲ ደቂ ዓድዋ ኣሰር ዝክተል ነውራም ኣብ ዘይዓዱ ክሰርቅ ዝመፀ ወራሪ ንባዓል ኮ/ል ካሕሳይ በርሀ(ብላክ) ወዲ ኣባት ሽረ ናብ ካሊእ ቦታ ሰዲድካ ንጥሙያት ደቂ ካሊእ ዓዲ ክሰርቁ ምቅማጥ ብሒዩኡ ክነወግዶ ግዴታና እዩ ከም ባዓል፡
1/ ኣረጋይ ኣየለ ድማ ዋና መሳርሒ ኮይኖም ተሓሪዮም ኣለዉ ።
2/ ሻለቃ ሓዱሽ ወ/ገብርኤል እውን ነቶም መናእሰይ ንከይመፁ ጎጉሓፎም ብምቅማጥ ኣብ መንጎ ደቂ ሽረ ጎነፅ ንምፍጣር ኮ/ል ሰለሙን ተስፋይ ለይትን ቀትርን ኣብ ምስራሕ ተፀሚዱ ይርከብ ኣሎ ።
3/ ከም ባዓል ኣሊጋዝ መኮነን፡መ/ር ሓዱሽ ሃይለ ፡ኣብራሃለይ ኣበራ እውን ብምስሌነ ኣቀሚጦም ኣፈላላይ ኣብ ደቂ ኣባት ሽረ ብምፍጣር ሽረ ድማ በቶም ጡሙያት መጤ ኣለይቲ ጎንፂ ብምምሳል መዝመዝቲ ሽረ ንምካን ዝተተሓዘ መደብ እዩ፡ስለዚ ነዞም ዓጁሳትን በላዕቲ ጫትን ሰተይቲ ሽጋራ ፀላኢቲ ደቂ ኣባት ሽረ ማለት ሽረ ብወዲ ሽረ ትመራሕ ዝብል ንምፍራስ እዮም ንክጥቀመሎም መደብ ሒዙ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ፡ ድሕንነትን ስለ ናይ ህወሓት ሰባት ዘቀመጥዎም ዑጡቃትን ስርዓትን ሓንቲ ማዓልቲ እውን ኣበይ ኣለው ኢሉ ኣይፈልጥን ኣብ ስርቅን ዘረፋን ብቀጥታ ብምእታዉ ካብ ከተማ ሽረ እንዳ ሥላሴ እውን ቀፂሉ ናብ ኣኩሱም ፡ዓዲ ግራት ፡ተንቤን ዓቢይ ዓዲ ፡መቀለ ክቅመጥን ክሰርሕን ኣይተራኣየን ኮ/ል ሶሉሙን ተስፋይ እቲ ዕላማ ንሽረ ንምውራር ምስ ኩሎም ወንጀለኛታት ናይ ህወሓት ሃፋትም ብምካን 200 ሽሕ ብር ጉቦ እንዳተቀበሉ ኢስቫተራት መሬት ሽረ ምድረ በዳ ንምግባር ፡ከሚካል ዳግማይ ንምፍሳስን ዘረፋን ማዓት ወረርቲ ኣሰሊፉ የሕልፍ ኣሎ ፡ህዝቢ ሽረ ነዞም ዓዶምን ዓውዶም ዘይፍለጡ ኣንፃሮም ተላዓል ዓድካ ትውረር ኣለካ ።
2/ ግርማይ ራምሶን ወዲ ራያ እንታዲኡ ኣለዎ ክሰርቅን ገዛ ገዛ ወርቅን ሃፍትን ክብርብሩ ይውዕሉን ንዘረፍትን ሰረቅቲ ሰብ ሃፍቲ ኢና ዝብሉ ወንጀለኛታት ኢስካቫተራት 200 ሽሕ ብር ጉቦ እንዳ ተቀበለ የሕልፈንን መሬትናን ፡ህዝብና ፡ተፈጥሮና ንምብራስ እልፊ ወፍ ዘራሽ ይሰርሑ ኣለዉ ።
3/ ገሬ ወዲ ሓውዜን ዝፍለጥ እውን ሓደ ወዲ ለማኒት እውን ኣብዚ ናይ ዘረፋን ወራርን መስርሕ እዮም ዝከዱ ዘለዉ። ነዞም እራያት ድሕሪ ሓደ ሰሙን ኣድላይ ስጉምቲ ክንወስደሎምን ደመኛታት ፀላእትና ብዘይፍቃድና ኣብ ዓድና መሬትናን ሃፍትና ንክውረር ዝሰርሑ ዘለው ካብ ጉጅለ ዓድዋ ዝከፍኡ እዮም።
ከይፀመደ ኣንጎደ ዝባሃል ከምዚ እዪ ።
መንእሰይ ሽረ ዓድካ ባዕልካ ተማሓድር እዚ ተፈጥሮኣዊ መሰልካ እዩ ፡ንክብሪ ዓድካን ሰበይትካን መሬትካን ግድን ዋጋ ክትከፍል ቅዱስ ተግብር እዩ ።
እዞም ዘረፍቲ ሰለስቲኦም ብፃድቃን ፀይቂ ዝተመደቡ ዘረፍቲ እዮም።
2026-10-25 19:54:11
9
Esyas :
Gena mhwehat ktemsgn EKA
2026-10-26 05:16:06
4
krbnsdnlmr :
ሓቂ ኣብኡ ኣለኹ
2026-10-26 05:25:11
7
አብርሆት ❤ :
ዘይሓልፈላ ዓዲ
2026-10-26 05:36:38
7
user12412263092843 :
ዕልል ዕልል ዕልል ገና ካልእ ክንሰመዕ ።
2026-10-26 08:33:44
0
Hajer lebes :
መሕደሪ የብሎም ኣበይ እሞ ንሰምዕ እድኩም ሳሓቡ በሎም🥺
2026-10-26 11:27:50
0
naney s65 :
jegna ambsa. eka[Red heart]
2026-10-26 10:14:32
0
ኣድራሻየከመስቀሉስርነው!!! :
ሃሳስ
2026-10-25 19:00:41
3
123 :
ሓቅኻ ኣብ ጎንኻ አለና
2026-10-26 05:15:57
0
2153 :
esey
2026-10-25 18:38:24
2
Shumuye :
Tkkkl semere
2026-10-25 18:54:38
1
Sucess Life :
😭yehzn
2026-10-26 08:26:16
0
user7288661219673 :
ትክክል
2026-10-26 07:48:24
0
ንኹሉ ግዜ t,d,f :
ሓቂ
2026-10-26 02:27:21
0
Metkel merdu :
ወይ ጉድ
2026-10-25 19:33:21
1
Msgna haylmaryam :
ትክክል
2026-10-26 07:09:22
0
negasi abriha :
ጀጋና💪💪
2026-10-26 06:13:57
0
nazrawi :
በልዎም
2026-10-26 07:20:39
0
habesha dialy :
ብቪድዮ ውን ሒዝካመፂካአቃልዐዮም 👍👍👍
2026-10-26 12:10:24
0
k b :
goood
2026-10-26 07:42:46
0
desbele :
nska metsika tkales😭😭😭😭😭
2026-10-26 06:22:54
0
black :
ኔረ ድየ
2026-10-25 19:16:10
0
To see more videos from user @semere.paris, please go to the Tikwm
homepage.