@kidanzelalem: ኣብ ዙርያኻ ክልተ ዓይነት ሰባት ኣለዉ፤ እቲ ሓደ ጸላኢ እዩ፡ እቲ ካልእ ድማ ፈታዊ። እቲ ጸላኢ ወዲቕካ ክርእየካ ስለዝደሊ፡ ብዘይዕረፍቲ ጻዕሩ ነዓኻ ንምውዳቕ እዩ። እቲ ፈታዊ ግና ማዕሬኻን ልዕሌኻን ብዛዕባኻ ዝሓስብ እዩ። ውድቀትካ ቃንዛኡ፡ ዕቤትካ ድማ ሓጎሱ ስለዝኾነ፡ ኣብ ጉዳይካ ክንዳኻን ማዕሬኻን ዝሓስብ እዩ። ወድ-ሰብ ካብ መኽሰቡ ጥራይ ዘይኮነ፡ ከምኡ ውን ካብ ክሳራኡ ትምህርቲ ይረክብ እዩ። ስለዚ፡ ብዘጋጥሙኻ ፈተናታት ክትስንብድ ዘይኮነ፡ ብኸመይ ኣብ ረብሓኻ ተውዕሎም ወይ ከኣ ካብቲ ምዕራፍ እንታይ ትመሃር ምትኳር እዩ እቲ ቀንዲ ጉዳይ! - ዘፍጥረት
ሰረት
Region: GB
Monday 26 October 2026 13:35:20 GMT
Music
Download
Comments
2nd :
YAB you're right brother 🥰
2026-10-27 11:37:21
1
ሰላም ንኹሉ ወድ ሰብ ።🌍🇨🇦 :
Right 👍
2026-10-26 15:54:32
2
Nardi :
thank y
2026-10-27 12:15:34
1
semhar :
haki👌👌👌👌👌👌
2026-10-26 16:23:21
1
Senait Berhe🇮🇱🇨🇦 :
Yes
2026-10-26 22:17:04
1
ሕቡአ ቃንዛ :
𝙧𝙞𝙝𝙚𝙩💪
2026-10-26 15:49:18
1
hiyabey :
ya
2026-10-27 15:49:25
1
እቲ ኣልኬምያዊ👉❤️ :
2026-10-28 12:57:20
1
bini Dangshe :
right
2026-10-27 12:26:04
1
One day :
🥰🥰🥰
2026-10-28 15:12:16
1
Kezheta :
👍👍👍
2026-10-27 21:39:38
1
Sami 291Eyasudwb :
💞💞💞
2026-10-27 05:45:47
1
ዳጊ ሕንቁቅ ✝️ :
🥰🥰🥰
2026-10-26 19:07:53
1
awet.awche5 :
👑👑👑
2026-10-26 15:34:57
1
UM GG King :
💪💪💪
2026-10-26 14:49:03
1
awet.awche5 :
💕💕💕
2026-10-26 15:49:52
1
Gott sei Dank🙏⛪❤🌹🌷 :
👍👌✅️😍
2026-10-26 13:46:54
1
keshi gebez :
[Red heart][Red heart][Red heart]
2026-10-26 18:08:05
1
Lemlem :
😁😁😁
2026-10-28 07:35:43
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm
homepage.