@taetae95.taehyung: #jimin

𝙑 𝙆𝙄𝙈95
𝙑 𝙆𝙄𝙈95
Open In TikTok:
Region: ID
Tuesday 27 October 2026 07:28:39 GMT
6313
1182
31
59

Music

Download

Comments

sarah.02j.m95
Sarah 02j.m95 :
Jimin very amazing 💜💜🥰
2026-10-27 11:13:15
0
rs.babu496
ᯓأر. إس. بَابُوᡣ𐭩 :
BTS 🫴👌
2026-10-27 07:36:04
0
hy26820
My :
Park Jimin ya Tuhan😫💜
2026-10-27 10:53:30
0
md.mohammad969
ARMY Queen 👑 :
Jiminaaaaaaaaaaaaa ❤️‍🔥🔥🔥❤️‍🔥🔥🔥❤️‍🔥🔥🔥❤️‍🔥🔥🔥❤️‍🔥🔥🔥❤️‍🔥🔥
2026-10-27 08:00:48
2
bangtangirl.tt
아이타치 BTS⁷ 💜👑 :
2026-10-27 10:21:50
1
marjiya.eva71
꧁ 👀ᴹᵃʳʲⁱʸᵃ👀🌚꧂ :
song ta best sai
2026-10-27 08:21:02
0
user2311620795468
비키 :
울 방탄 지민은 멋진 아우라가 있어 빛이난다 울 지민은 최고 멋있다😁😁😁
2026-10-27 11:17:01
0
yuwaiwaithein
🐣YuWaiWaiThein🇯🇵”JM🐣”♑️ 🦅 :
😘😘😘
2026-10-27 10:25:18
0
masuramimmasurami
Masura Mim :
jimina 😍😍
2026-10-27 10:11:35
0
user7135042385628
Elena :
2026-10-27 11:00:12
0
user1210169008520
Smile :
🥰🥰
2026-10-27 10:37:11
0
army.ye77
BTS_army _ :
نااااار 😭😭
2026-10-27 09:24:13
0
mk.jutta5
MK Jutta🤨 :
🔥🔥🔥🔥
2026-10-27 07:43:04
0
anna.oktavia90
anna oktavia :
🥰🥰🥰
2026-10-27 11:03:39
0
user5191538841459
มิด๊ะ นิเต็ม :
🥰🥰🥰🥰
2026-10-27 10:28:16
0
hla.hla.nawe7
Hla Hla Nawe :
❤️❤️❤️
2026-10-27 10:24:27
0
ruveakther8
🇧🇩Ruve aktheR🇧🇩 :
🥰🥰🥰
2026-10-27 10:20:46
0
rean.mutia
shyra Mae :
🥰🥰🥰
2026-10-27 10:18:06
0
chuni_.tamang0
Chuni_ Tamang :
❣️❣️❣️❣️
2026-10-27 10:12:58
0
_alisa_robertovna_
𝔸𝕝𝕚𝕔𝕖 𝕂𝕚𝕞 :
🥰🥰🥰
2026-10-27 09:35:37
0
mohamadsekh462
🌸babe 🌸gals🌸 :
🥰🥰🥰
2026-10-27 09:22:22
0
sanjibchandra01
👑 Kim Jimin 👑 :
💜💜💜
2026-10-27 08:29:21
0
ezizbegenjow69
REAL MADRİD :
🥰🥰🥰
2026-10-27 07:47:34
0
manjilathami07
manjila thami :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-10-27 07:41:18
0
zodxsafdar110
Zodsafdar :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-10-27 07:32:17
0
To see more videos from user @taetae95.taehyung, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሓንቲ መዓልቲ ምዕራፍ ናይ ጉዕዞኻ ክትዛዝሞ ኢኻ’ ስለዚ ፦ ነቲ ንዝሓሸ መጻኢ እትጽዕሮ፡ እቲ ጸግዒ ሓቂ ትኾኖ፡ እቲ ንፈጣሪኻ ትእመኖ፡ እቲ ብቕንዕና ትኸዶ፡ ነቲ ብተስፋ እትጎዓዞ  ፈጺምካ ኣይተቋርጾ!  >>>>>>>>>>>>>> ክኾውን እዩ!
ሓንቲ መዓልቲ ምዕራፍ ናይ ጉዕዞኻ ክትዛዝሞ ኢኻ’ ስለዚ ፦ ነቲ ንዝሓሸ መጻኢ እትጽዕሮ፡ እቲ ጸግዒ ሓቂ ትኾኖ፡ እቲ ንፈጣሪኻ ትእመኖ፡ እቲ ብቕንዕና ትኸዶ፡ ነቲ ብተስፋ እትጎዓዞ ፈጺምካ ኣይተቋርጾ! >>>>>>>>>>>>>> ክኾውን እዩ!" እቲ መዓልቲ ሰዓቱ ሓልዩ እዩ ዝውዳእ፤ እቲ ለይቲ እውን ታራኡ ሓልዩ እዩ ዝወግሕ። ንስኻ ክሳብ ክንደይ ቀልጥፍ ዶንጊ ብዘየገድስ — ቅድሚ ሰዓታ ትዓርብ ጸሓይ የላን! ኣብ ጉዕዞኻ እትጥቀመሎም መሳፈሪታት ዘገምታን ፍጥነት ዝውንኑን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም፤ እንተኾነ ክልቲኦም ኣብ ምዱብ ግዜኦም ኣብ መዕለቢኦም ዝበጽሑ ምዃኖም እዩ። ስለዚ እቲ ከገድሰካ ዘለዎ ፍጥነት ዘይኮነስ ውሕስነት እዩ! ካብ ዘርእን ፍሬኡን ተምሃር 🌾 ፍረታት ዘራእቲ ካብ ዕዳጋ ኣብ ውሱን ደቓይቕ ገዛኻ ከተእትዎም ትኽእል ትኾውን፤ ነፍሰወከፍ ፍረ ንምፍራይ ዝወሰዶ ግዜ እንተተረዲኡካ ግን ዘግምታኻ ሕቶ ክኾነካ ኣይክእልን እዩ። ምኽንያቱ ሓደ ዘርኢ — ግራት ተሓሪሱሉ፡ ተዘሪኡ፡ ዝናብ ተጸብዩ፡ ቦቚሉ፡ ሙቖት ጸሓይ ወሲዱ፡ ሸዊቱ፡ ፈርዩ፡ ናብ ምህርቲ በጺሑ ክሳብ ዝመጽእ — ልክዕ ከምቲ ንስኻ ዝፈተንካዮ፡ መሊስካ ደጊምካ፡ ደጋጊምካ እውን ኣብ ምፍታን ዘሕለፍካዮ ግዜ እዩ ወሲዱ! ስለዚ እንተዘይሰልኪኻ፡ ምፍታን እንተዘይኣቋሪጽካ — ብርግጽ መወዳእታ ናይቲ ምዕራፍ ክትበጽሖ፡ ደራሲ ናይ ዛንታኻ እውን ባዕልኻ ክትኮውን ኢኻ! "ትዕግስቲ" መፍትሕ ኩሉ'ያ🔑 እሞ ኣጥቢቕካ ሓዛ! ቁልፊ ናይዚ ኩሉ ክትገብራ ዝግበኣካን ዘለካን ሓንቲ ኣላ። ንሳ ድማ "ትዕግስቲ" እያ። "ሰብር-ውደ" ይብሉ ደቂ ዓድና፤ ኣብ ትዕግስቲ ኩሉ እዩ ዘሎ! ትዕግስቲ ዘየግህዶ ሓቂ፡ ትዕግስቲ ዘይቀልዖ ምስጢር፡ ትዕግስቲ ዘየርህዎ ጸበባ፡ ትዕግስቲ ዘይስዕሮ ጸገም፡ ትዕግስቲ ዘይሰግሮ ፈተና — ወላ ሓደ የለን! "ብህይወት ክሳዕ ዘለኹ — ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ክሳብ ዝሃበኒ፡ ነቲ ጉዕዞይ ምጉዓዝ ኣይከቋርጾን እየ!" ብምባል ጥራይ ምስ ነፍስኻ ቃል እቶ! — ዘፍጥረት

About