@rika.rika4816:

𝓠𝖚𝖊𝖊𝖓💎🦋
𝓠𝖚𝖊𝖊𝖓💎🦋
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 27 October 2026 18:18:15 GMT
17925
680
81
72

Music

Download

Comments

user2400911691282
ዘይሃስስ ቃንዛ ኣለኒ ቃንዛ ወድነይ G💔 :
እንድሕር ኣብ ፀገመይን ሓዘነይን ኣብ ጎነይ እንድሕር ዘይኮኑ ሕውነቶም ሒዞም ገደሎም ይእተዎ 😭ኣብ ስደት ቡዙሕ ሓዘንን ጭንቀትን በይነይ ኣሕሊፈዮ ኣብ ዓመት ሰለስተ ኣሕዋተይ መፂአናኒ ተመራሪሕን ኣይኮኑን ክሕጉዝኒ ደዊለሎም ውን ኣየልዕሉን 😭ሐዚ ግን ኩሉን ኣተየ ተመሰገን ደቅነይ ብቻ እንካዕ ብሰላም እተያለይ🙏ካብ ሰብ ኣሕዋተይን ቤተሰብይንስ ተሪፈን 😥ግን ፅቡቅ እዩ😥❤🥺
2026-10-27 21:50:05
48
rgbe437
Rgbey Tgay :
ahwatey nkdmit🥰🥰🥰🙏🙏🙏
2026-10-28 08:21:28
0
agrlc
ወዲ ማሓሪ🤴5555🎼 :
ስለ ዝተሓሳሰድ🙏
2026-10-27 18:52:51
49
santiy398
ሰኒተ ነኝ የሜሪ ትነሸ👭 :
ኣነሰ ብይነይ እየ ኩሉ ጌዜ ፈጣሪይ🥺12ኣባቴ ወሕሰ ሂወትይ ተመሰገን🥰🦋❤
2026-10-28 04:02:25
16
user96656325533363
🫴የኣቫቴ ሙርኮኟ🦋🫶 :
ኣነስ በይነይ እየ ግን እግዚአብሔር ይመስገን ክንዲ ኩሉ ኣብ ፀገመይ ኣብ ሓዘነይ ዘይገድፈኒ ኣምላከይ ኣለኒ ተመስገን🙏🥺
2026-10-28 12:47:08
8
.fh8459
➽ፃዕራም ➷ከም ➷ፃፀ F&H💫❤️🙏 :
ለከ ኣብ በይነይ ይመስለኒ ነይሩ ኣነ ኣብ ስደት በይነይ እየ ግን😭
2026-10-28 16:19:32
4
user26853976036811
༆ኣዙ👸🫰 :
ኣብ በነይ ይመስለኒ ነይሩ😔🥺
2026-10-28 03:30:55
10
user9277256814602
ጠፋጭ ጓል ምድሮወይና💝 :
በይነይ ይመስለኒ ነይሩ
2026-10-28 14:47:38
1
ephrem.tsige7
Ephrem 🎧🦅 :
አነ የሕዋተይ ኩለ ነገረይ እዮም ንአኦም ዘይፈተኩ ንመን ክፈቱ 🤟
2026-10-28 13:54:35
1
yorda660
🌽🌽🌽🌽 :
yehwatey nafkotey diwil wiles ayxegbomen sedet resah 🥰
2026-10-28 19:34:48
0
user31761328846905
ሕንቅቅቲ እየ ብደቅነይ :
ስለ ዝሃፍተመ ኩርዓን እውን ኣሎ
2026-10-27 21:40:50
2
user5269610801320
𝕜🫦ዓቅላም ሰደተኛ💥🦋🫶 :
ንባዕለይ የቃራረብን ግንኸዓ ብጣዕሚ እዩ ዘተሓሳስበኒ🥺🤔
2026-10-27 21:33:31
2
user82627427092606
ድንግል ማርያም ዋሕስ ሂወተይ💒👏 :
ኣበይነይ ይመስለኒ ነይሩ🥺
2026-10-28 17:01:29
0
silva._9313
ሰይቲBro Dizzzzz🚬Man king🇪🇷🥷 :
ናተይ ሕቶ🥺🥺
2026-10-28 13:45:13
0
tomiti16
f788888888 :
mergem
2026-10-28 13:27:22
0
adem12com
🅰️🅾️⚔️ :
🤔🤔
2026-10-28 15:57:40
0
user187815421107
user187815421107 :
ይገርም እዪ
2026-10-27 21:16:20
1
kbretey1921
ሸገ ዴስኣ 👸 :
ሓው ማለት ኮ ኣብ ሕማቅይ ፅቡቅይ ዝግነ እዩ ኣብ ፀገመይ ዘይርከብ ሓው ገደል እይቶ ማርያምን ኽንደይ መንከራን ሕማምን ኣሕሊፈ ዞም ቤተሰበይ ደዊሎም ኣቲ ሰብ ክቅየር ዘይትክየር ኣቲ ድሕርኹሉ ክብሉኒ ተዘይ ናበሉ ሕማመይ መመሊሶም የግድዱለይ ተዘይ ኾይኖም ጥዕናኺኸ ኢሉ ዘይሓተኒ ሓወይ ታይ ክገብረለይ ተመስገን ኩሉ ሓሊፉ ማዕረ ማዕረኦም ምስ በፃሕኹ ሃመይ እኒአኺ ክብሉኒ ሕርርር እየ ዝብል ኣነ ናስጋ ሕውነት ዘይብልና እየን ኩሉ ግዜ ኣብ ጎነይ ጭንቀተይ ልዕለይ ዝጭነቃለይ ዝኽእለኦ ይተሓባበራኒ ዘይክእለኦ ንዘኽእሎ ይሓታ ገለ መፍትሒ ሒዘናለይ ይመፃ ተመስገን🥺
2026-10-28 14:09:52
0
mymomi21
ቆልዓ ራያ{ምጥሪ ቋንቋና🍑}👸🌸 :
ኣነስ ምስ ኣሕዋተይ፠እዩ ነይሩ ሓጎሰይ ብዲሕርኦም🥺🥺🥺
2026-10-28 09:54:28
0
mezgebe.gebreslas
bereket Gebreslase :
🥰እወየኣኺኣይዞናግንግዳየይየኾነይወላኻለእዩልጠልመካግንመንእዩውለድናኢልዎምኣቅሚተዘይሃሊዎም
2026-10-28 09:41:11
0
.h.a.g.w.o
F N B :
እዲዒ ወደይ
2026-10-28 21:05:57
0
......gfg.........gfg
ዓለም - ከባብ ሰብ ሰባብ :
akkkk🥺🥺🥺🥺😢😢 zemene akahida
2026-10-28 19:46:00
0
username293905
adam :
ata tgermen zereba🥰🥰
2026-10-28 13:19:15
0
user1940787671600
Fj Ay :
ይገረም አዩ😳😳
2026-10-28 12:08:02
0
user7539665839261
ቲቲ ቲቲ :
ናተይ ሕቶ
2026-10-27 19:17:22
0
To see more videos from user @rika.rika4816, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About