@taliawebb8: Omg the products 🔥 @Debenhams Official #beautyadvent #blackfriday

Talia Webb
Talia Webb
Open In TikTok:
Region: GB
Thursday 29 October 2026 10:15:00 GMT
255964
564
0
50

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @taliawebb8, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#እቲ ቅድሚ ሕጂ ዝተዛረበ፣ እዚ ሕጂ ዝዛረብ ዘሎ ትኽክል ኣይኮነን #ኣብ ልዕሊ ገዳማት፣ ቤተ ክርስትያናት፣ መስጊዳትን እምነት ደቂ ሰባትን ዘነፃፅር ዝኾነ ይኹን ሓደገኛ ዘረባ፣ ብክርስትያን ይምፃእ፣ ብሙስሊም ይምፃእ ወይ እውን ብእምነት ዘይብሉ ሰብ ይዛረብ፣ ከም ሰባት ክንፅየፎን ክንኩንኖን ይግባእ። ንፅባሕ ክትፍፅሞ እትደልዮን እትሓልሞን ነገር ኣቐዲምካ ብቃላት ምዝራብን መንገዲ ምፅራግን ብዝኾነ ይኹን መዐቀኒ ተቐባልነት የብሉን። #ፖለቲካዊ ረብሓ፣ ውድባዊ ደገፍ ወይ ውልቃዊ ጥቕሚ ንምርካብ ኢልካ ናይ ህዝቢ እምነትን ቅዱሳት ቦታታትን ምትንካፍ ኣዝዩ ጌጋ እዩ። ንሕና ካብ ቀደም ክሳብ ሕጂ፣ ሙስሊምን ክርስትያንን ከምኡ’ውን ኣብ ዝተፈላለየ ሃይማኖት እንኣምን ሕብረተሰብ፣ ተኸባቢርናን ተሓቛቚፍናን ዝነበርናን ብሰላም ክንነብር እንደልን ህዝቢ ኢና። #ስለዚ፣ «እከለ ቅድሚ ሕጂ ከምዚ ኢሉ ነይሩ» ብምባል ናይ ሎሚ ጌጋ ምኽንያት ክንገብረሉ የብልናን። እቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ልዕሊ እምነት ዝተዛረበ ትኽክል ኣይነበረን፤ እዚ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ቤተ ክርስትያናትን ገዳማትን ዕላማ ገይሩ ዝዛረብ ዘሎ እውን ትኽክል ኣይኮነን። #እዚ ንኹሉ ህዝቢ መምሃሪ ክኸውን ይግባእ፦ ሃይማኖትን ኣብያተ እምነትን መፃወቲ ፖለቲካ ክኾኑ የብሎምን እሞ፣ ኩላትና ክብሪ እምነት ብሓባር ንሓሉ። እቲ ዘለዎ ኣሽሓት ፀገም ይኣኽሎ እሞ ኣብ ልዕሊ ፀገሙ ኣይትውስኹሉ። ብድርቂ ይሳቐ ኣሎ፣ ብስደት ይሳቐ ኣሎ፤ መንእሰይ ኣብ ዓዲ ክመሃር ኣይከኣለን፣ ይስደድን ይጭወን ኣሎ። እንተ ኽኢልኩም ነዚ ፀገሙ ፍትሑሉ፣ ነዚ ሽግር ፈቲሕኩም ኣርእይዎ። ፅሑፍ ካብ Bereket Abraha 🙏 @highlight

About