Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@kidanzelalem: ከይጸልመተ ኣይወግሕን እዩ፤ ሕርሲ ድሕሪ ከቢድ ቃንዛ ከምዝመጽእ ኣይትረስዕ! እቲ ፈተና ትርር ክብል ከሎ ድማ፡ ኣብ ኣንፊ ዓወት ምህላውካ ዘክር! ክወግሕ እዩ! ክቕንጠጥ እዩ እቲ ጸላም፡ ክኹላዕ እዩ እቲ ብርሃን፤ ክትበርቕ እያ እታ ጸሓይ፡ ከተንጸባርቕ ድሙቕ ብርሃን! ክስሕቕ እዩ እቲ ውጹዕ፡ ክዘልል እዩ ብኽልተ እግሩ፤ በቲ ምሉእ ሓጐስ ክሕጐስ፡ ክርስዖ እዩ ነቲ ቚስሉ። ክቕየር እዩ እቲ ህይወት፡ ጥዑም ኣየር ከተስተንፍስ፤ ክጥዕም እዩ ኹሉ፡ ክትርእዮ እዩ እቲ ባህግኻ! ኣጽንዓዮ እምነትካ፡ ኣበርትዕ ተስፋኻ፤ ጉዕዞኻ ቀጽል፡ መልእ ጉያኻ! • ኣይተድህበሉ ነቲ ወረ... ንድሕሪት ዝጐተት፣ • ኣይትስማዕ ዘረባ... ናይ ተስፋ-ቘረጻት፣ • ኣይትተዓንቀፍ... በቶም ጃጀውቲ! ጠምት ንቕድሚት ብብሩህ ተስፋ፤ ነታ መገዲ ዓወት ፈጺምካ ኣይትግደፋ! ክኸውን እዩ እቲ እትደልዮ ባህጊ ልብኻ፤ ክትሰግሮ ኢኻ ነቲ ግዝያዊ ማሕለኻ። ክትጽሕፎ ኢኻ ነቲ ምስጢር ዓወት፤ ክትውልዖ እወ... ነቲ ሽግ ሓርነት! ምሉእ ይኹን ልብኻ ብተስፋን ብሓቦን፤ ኒሕኻ ይበርትዕ፡ ሞራልካ ኣዕብዮ። ቀሪቡ'ዩ እቲ ግዜ ጸበባኻ ክትኣልዮ! -ዘፍጥረት #ሰረት #kidanzelam #ትምህርቲ_ህይወት #ተስፋ #ሓቦ
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Thursday 29 October 2026 08:13:08 GMT
1980
76
4
7
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
𝑩𝑳𝑨𝑪𝑲 ✬𝑻𝑰𝑮𝑬𝑹✊ ♥︎𝑺♥︎ :
𝒚𝒂
2026-10-29 11:06:40
0
𝑨&𝑴 𝓹𝓮𝓪𝓬𝓮 :
❤️❤️❤️
2026-10-29 09:09:38
0
Hiermiela ሄርሜላ :
🥰🥰🥰✍️🫰
2026-10-29 09:01:46
0
ኮኾበ ንሒሳ(ሓው ዘሪጋ) :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-10-29 09:33:48
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#viraltiktok #humorparati #🤭 #fyp
الخوف من انقطاع الرزق ❤️🩹 #كلام_من_ذهب #عثمان_الخميس #اللهم_صلي_على_نبينا_محمد #fyp
#khangiay #giaybongsenvang #giaytopgia #dodunggiadinh
#CapCut #katakata #quotes #keluhkesah
#kindpatches #energyboost #supplementsthatwork #tiktokshopcreatorpicks
#fyp #real #yellowfont
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy