@lwamtogicbb: ✍️ባህርያትና ምንም ኣይንራኸቢ መፅናዕቲ ድረገፅ ሳይኮሎጂ ከምዝብሎ። ሴቶች ስድብራቸው ናብ 7 ምሓዙተን ደዊለን የውግዓ።ቡና ይሰትያ ምግቢ ይበልዓ፣ሻውር ይገብራ ፋ ይብላ ውሽጠን ግን ሰላም የለን። ✍️ ኣወዳት ብውልቀኦም ወይ ኣብ ናይ ባዕሎም ሂወት ጥራሕ ትኹረት ዝገበረ ክድብሮም ወይ ዝኾነ ወጥሪ ተኣጋጢምዎም ኣብ ፀጥ ረጭ ዝበለ ሰብ ዘይብሉ ቦታ ይኸዱ ንኣዋርሕ ድዩ ንሰሙናት ድዩ ሳይለንት ይኾኑ ።ምስ ማንም ክዛረቡ ኣይደልዩን ታይ ኾይንኻ እዩ ተባሂሎም ተጠይቖም ድማ መልሶም ምንም ኣይኾንኹን እዩ🙄🙄🙄እዚ ንኣዋልድ ኣይውሓጠለንን ጥርጣሬ ፍርሒ ይፈጥረለን።ስለምንታይ እዮም ዘይዛረቡ ካልእ ምዓልቲ ከብራህርሆ እየ። ✍️እታ ጓል ኣታ ✍️እቲ ወዲ ኣቤት ✍️እታ ጓል ታይ ድኣ ጠፍእኻ ይግበር ድዩ ኾይኑ ኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝኝ ጭጭጭጭጭጭጭ ብዘይ ምቁራፅ ኣምሪራ ብልወደአት ታይ ኾይንኻ ኢኻ ጠፍኢኻ ንገረኒ ✍️እቲ ወዲ ስምዕዕዕዕዕዕዕዕዕዕዕዕዕ ኣዳምፅፅፅፅፅፅፅፅ ኣቢሉ መጨረሻኡ ኣይ ምንም ስራሕ ገለ እየ ኾይነ እታ ጓል እህ እወዶ ዝሮ ተቐይርኻ ኣለኻ🙄🙄🙄 ኣወዳት ክዓ 2 ዓይነት ኢና እንጣጢዕ ተኾይኑ ማዕረኣ ንታ ጓል ይካራከር ርግዕ ዝበለ ወዲ ተኾይኑ ኣይ nono ክምኡ ኣይኮነን ይብል። እታ ጋል ኣይ ዳሕናዋ ዝቖርማድ ካልእቲ ጋል እዩ ቓንዩ ኮ ብውሽጣ ✍️እቲ ዘሕዝን ነገር ግን እታ ጋል ታይ ኾይኑ ኢላ ኣይትሓስብን ረሲዒኒ እዩ ፀሊእኒ እዩ ኻልእቲ ጓል እዩ ሒዙ ዝብሉ ነገራት ኣብ ኣእምሮኣ ስለ ዝስመዓ። ምስ ምሓዛኣ ጋል ትማኸር። ✍️ምሓዛኣ ድማ ግደፍዮ ዶ ወዲ ኮ ማዕረግ የብሉን ንዑኡ ገዲፍኪ ንቲ ዘፍቅረኪ ሓዚ ኢለን እየን ዝመኽራኣ እዚ ሰይጣናዊ ምኽሪ እዩ።ኣብ ፍቕሪ ማንም ክፈርድን ክእዝዝን የብሉን ብሃሊ እየ ብወገነይ።ልብኻ ክተዳምፅኣለካ። ✍️ኻልእ ናብ ምፍልላይ ትወስዶም ድማ ደቂ ኣንእስትዮ ምስ ዘፍቅርኦ ወዲ ወግዒ ከምዘይፀግባ ኩሉ ግዜ ፂሒፈ እየ።ኣብዚ ግን ዋና ነጥቢ ✍️ንኣብነት ኣሕና ኣወዳት ምስ ጋል ክንፋለጥ ከለና መጀመርያ ክንፋለጠን ከባቢ ብዙሕ ግዜ ንህበን ኢና።ንሰን ከምኡ ክትቕፅለለን ድማ ይደልያ። ኣብ ኣወዳት ድማ ዝሕጊ እዚ የለን ብዛምኽንያት እዚኣ ብዙሕ ፍቕሪ ሞይቱን ተቐቢሩን እዩ።ፍቕሪ ንለባማትን ንትዕግስተኛታት ሰባትን እዩ ኣብ ፍረ ዝበፅሖሎም። part 2✍️✍️✍️ ፅሓፊ ራያ ራያ ራያ ራያ 2/4 2013 ዓ -ም @ብቸኛው ኣንበሳ ✍️ ኣብ ፋይል ውሽጢ ዝፀነሐ

ሕድያት ሽራፎ
ሕድያት ሽራፎ
Open In TikTok:
Region: SA
Thursday 29 October 2026 13:25:56 GMT
34095
1739
79
375

Music

Download

Comments

hyab.desta8
𝙝𝙮𝙖𝙗 𝙙𝙚𝙨𝙩𝙖 👸🇻🇳🇸🇦 :
ንምንታይ ግን አብ ሰዓተ ረኪበያ ዛፅሕፍቲ 🥺😭
2026-10-31 00:51:40
5
guesh002
Collection :
ድኽመት እዩ💞
2026-10-30 13:46:08
1
azu.hafti.kusu
Azu yedngl Maryam lji :
yes nay bhaki
2026-10-30 16:32:50
1
saroneysaroney25
sari Queen🤍 :
sile zyfaqru,😢
2026-10-30 19:03:10
1
user8171823052245
ዕባይ ገጠር :
ስኣን ምዝርራብ ይመስለን🥺
2026-10-30 19:18:09
1
lwam874
Ł𝐰𝐚𝐦 𝐯𝐢𝐯➚✝️📚 :
good job🥰
2026-10-31 14:36:49
0
new419249
𝕙𝕠𝕡𝕖 𝕙𝕠𝕡𝕖🤌✅ :
ብትክክል ✅part 2
2026-10-30 21:19:12
1
gebrehiwetgebriha
𝕘𝕖𝖗𝖊 𝑑𝔞𝔤𝔢𝔱𝔲 :
𝑒𝑤𝑢𝑛𝑒𝑡 𝑛𝑒𝑤[Victory]
2026-10-30 18:18:21
0
kodu488
kodu :
ባሓቂ 😢
2026-10-30 17:45:50
1
simon5921
ወዲ ወረደ :
nice
2026-10-30 06:32:57
1
lwamtogicbb
ሕድያት ሽራፎ :
💚
2026-10-30 18:05:01
0
abrehet48
ab e💓 :
amle
2026-10-31 03:47:53
0
12li.g
🦋𝐍✌︎𝐌༒︎𝐋ዋ𝐌✞︎༆𝐀💙 :
ኣምቢበያ እንዴ ዘሎ ባህሪ እዩ.ግንስ ንምንታይ ክሳብዝቆፃፀሩና ጊዘ ይቡና ደሕሪኡኸ ንምንታይ ይኸልኡና😣
2026-10-30 10:11:30
2
wetor.hagrayeray
wetor hagray,eray :
fetan sexane🙏🙏🙏
2026-10-30 07:05:09
0
nigstykahsay38
እማ በፆሎትሸ 16 :
ተገዲሰ እየ ኣንብበያ
2026-10-30 08:05:00
1
ysfuxjdudtjgjdjtx
selam eyu 🔑🔑🔑🔑 :
ተገዲሰ ኣንቢበያ
2026-10-30 10:00:29
1
5dani_0
Sididi Dani :
ቅንኢ ዘይምትእምማን
2026-10-31 06:43:25
0
betsha.slasyann
betsha slasyann⚔️⚔️⚔️ :
Beykkl
2026-10-30 19:51:36
0
znab.znab42
Znab Znab :
zeymtemman
2026-10-30 19:43:33
0
zado.the.last.que
Z 💎 MareyaM❤️Love 21👸 :
🥰🥰🥰
2026-10-30 18:35:25
0
user3004295665711
ኪኪ ወዲ ሓድነት :
🥰
2026-10-30 17:32:05
1
danayt877
danayt 💥 :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heart eyes][Heart eyes][Heart eyes]
2026-10-30 14:59:30
1
suhulawit21
ምስጥራዊት✨ :
😔 😍
2026-10-30 16:16:41
1
user8411708174396
ሜቢ ወዲ ኣፅቢ :
❤️❤️❤️
2026-10-30 13:25:06
1
user2817718595226
ሜሪ 🫰 :
😘😘😘😘
2026-10-30 14:19:38
1
To see more videos from user @lwamtogicbb, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About