Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@almi21248: #tigriktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok
Almi Show 🦋
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 30 October 2026 11:59:13 GMT
18098
1407
61
160
Music
Download
No Watermark .mp4 (
14.42MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
12MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
ፊዮና ጋል ኢሮብ :
ዝሓፍተይ ጀግና እኺ ኣይትጨነቅ እና ቦታ እንቃዕ ሃለየኪ እንበር መንም ፀገም ይብልክይ ብዘለዋኪ ዋላ ሓንት ኪላስ ኣስርሕሞ ካብኡ ዓዲኺ እተይ ዘሓፋተይ ስደት ዋጋ የብሉይ ሰለበተሰብ ከዓ ኣይትገደስ ማለት በዕልኺ በዝሓሰብኪዮ ተጉዓዝ ህወትኪ ንባዕልኺ እያ ትቀርብ ዝሓፍተይ[Red heart]🙏😘
2026-10-30 14:55:42
11
ቢንት ማማ :
ዋይ ገዛኺ ምስራሕ የሐሸኪ ምኽኒያቱ ዓዲ ኸይድኪ ገዛ ምስራሕ ለይመስልዩ ምኽኒያቱ ዓዲ ኑሮ ኸቢድዩ ዘሎ ካብኡለ ሕብረተሰብና ብጣዕሚ እዩ ኸቢድ 🥰🥰ሱዑዲ ኔራስ ምንም ለይሓዘት ገለ ላበለ ቀስምኻ እዩ ልሰብረካ ገዛ ኽራይለ ብጣዕሚ እዩ ኸቢድ እኒኦ ወለ ላይእና ገዛኺ ምስራሕ የሐሸኪ እየ ልብለኪ ካም ኣነ ምቅርተይ🥰🥰
2026-10-31 02:33:43
2
ሚሊ ሓፍቲ ዘሩኡሽ 👌 :
❤️
2026-10-31 16:30:53
0
ፍቅርከራያ ልጅ😉❤ :
😂
2026-10-31 15:28:55
0
ፈቃሪ ጋል ፍረወይኒ 💊😘👸 :
ተጋዲዳ ተስረሓዮ ዓዲ ከየዳሎ ክራይ ገዛ ካልኣይ ጭንቀት እዩ 😌❤🥰
2026-10-30 19:03:46
3
ቅሳነት ብርሃነ :
2026-10-30 14:54:14
1
ቲቲ ጋል ሸረ🔰✌️ :
ገዛኺ ሰርሕ👏🥹
2026-10-31 15:18:30
0
ማጊ ሓፍቲ ብርየይ ሓላለይ :
ኣጀኪ ዝሓፍተይ ፍጣረ ኣሎ🙏🙏🙏
2026-10-30 21:52:51
0
meronfisaha2145 :
ኔማር🌸
2026-10-30 20:33:01
0
ፍቅሪ💫💥ዕያል 💥💫ጓሉ ሸረ💥💫💫💋💋 :
2026-10-30 17:25:35
0
ABE :
2026-10-30 21:16:49
0
good :
2026-10-30 15:43:03
0
ሕጋዊት ስደተኛ :
2026-10-30 18:57:32
0
Filmon Alem :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-10-30 15:02:37
0
ገነት መሓሪ :
😂😂❤️❤️❤️
2026-10-30 13:47:49
0
ፋሕ ኣቦሎም ሚድያ :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-10-30 19:54:18
0
عبد الر حمن عمر :
عربى ماف يعني رد كن تقدر 😂😂
2026-10-30 12:07:56
0
shwaye ኣፅቫዊት 🫅 :
ብቱዘለኪ ገዛኪ ኣስሪሒ ሓደ ዓመት ፅኒሕኪ መናገድያኪ ሒስኪ እተዪ ዓዲ ኣቲካ ገዛ ክተስርሕ ካቢድ ዪ ብ ኩንትራት ኣስርሕዬ ባዕልኪ ተስማዕሚዕኪ ፈጣሪ ይሓግዝኪ 🥰🙏
2026-10-30 19:50:03
1
tgi1221 :
adki koynki enaserahki gezaki msrah yhsheki[Pray][Pray][Pray]
2026-10-31 11:57:07
0
ወዲ ሓዊ ቆራይ ስሙ :
እቲ ቦታከ በስማ ዶ ይኮን? ትከስር ከይትህሉ
2026-10-30 18:30:42
2
ሰላም ጓል ኣፅቢ( 12🙏❤ :
ገዛኺ ስርሒ ዛሓፍተይ ለለ ካልኣይ ጭንቀት ከይትኾኒ ዋላ 2ክፍል እና ኣጀኪ 🙏❤ኣብ ዓደይ ገዛ ምሰራሕ ከብድእዩ
2026-10-31 01:49:06
1
ፂሪቲይ ጓል ዕዳጋ ሓሙስ ⚔️ :
እማ ብርሃን ምሳኪ ትኹን ሓፍተይ እና ከስርሓ ይክእል እዩ ስለ ቦታ ዘለኪ እና ኣጆኪ ኣይትጨነቂ ወይ ኣብዚ ኮይንኪ ኣስራሒዮ ቅርሺ ተሃሊኳ ኮምትራት ሓደ ወርሒ ይውድእዎ እዮም 👏
2026-10-30 14:31:53
3
ፍቅሪ ጥዑም :
ኣጆኪ ኣብ ኩላትና እዩ ዋ ንስኪ ባዕልኪ ንባዕልኪ ተስፋ ሃብያ እሞ ንነብሲኪ እሞ ካብ ሐዚ ጀሚሪ ኣጆኪ ፈጣሪ ጥዑም እዩ እሞ ፈጣሪ ባዕሊ ሓያሊ ያሃብኪ ገዛኪ ከይስራሓኪ ከይትከዲየኔ ምቅረተይ🙏🙏🙏🙏
2026-10-30 15:10:46
2
ጣዕሞ :
አነ ከም ሓሳብ መናገዲኣ ምሐሻ ገዛ ቀስላ ትሰርሕ እያ እና ጓልነይ መዲነ ኣለም ባዕሉ መንገዲ ይኽፈተልኺ እበይተዋይ ኣይዞኺ
2026-10-30 14:56:20
2
Bini ሓበሻዊ :
ይኣኽላ
2026-10-30 15:41:29
1
To see more videos from user @almi21248, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#centralpark #foliage #nycfall #fallinnyc #autumninnyc
В последнее время я слишком добр 🥹
Thảm lót chân xe SH 125 -150-160 đời xe từ 2020 đến 2025 | Xe Hôm Nay | #xehomnay #xemayhomnay #honda #phukienxemay #thamlotchan #sh #sh125 #sh150i #sh160
my brother🇸🇴❤️ wa walaalkayga , dhalinyaro aan is dhiira galino
اللواء سمير فرج | 🥶☠️ #الجيش_المصري #fouryou #explore #المخابرات_المصرية #الرئيس_عبدالفتاح_السيسى
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy