@um122116: ኣነ ክትኾነለይ ዝደልዮ 👑🤌🏻🥱 ኩነለይ ጅግና ፅኑዕ ኣብ እምነቱ🥺 ትጉህ ንጾም ጾሎት ስንፈት ዘይናቱ🫶🏻✝️ እወ ኩነለይ ሰብኣይ ንሰበይቱ🤌🏻👑 ኣብ ኣምላኩ ዝኣምን ዘይደሊ ናማቱ🙌🏻🥺 ኣይደልን ክትከውን ከምቶም ሓደሓደ😔 መንገዲ የማን ገዲፉ ንፀጋም ዝከደ😌 ንዓለም ኣፍቂሩ ንኣምላኩ ዝከሓደ🥹 ውሽጡ ሕማቃት ነገራት ዝኣጎደ💔🥺 ኩነለይ ባ ከም ኣቦታቱ ቀዳሲ ወዳሲ🤲🏻🥹 ድቃስ ገዲፉ ናብ ቤት ኣምላክ ገሰጋሲ🧑🏻‍🦯✝️ ግድንኮ የኮነይ ቀሺ ክትኮን ፈላሲ🥺🙏🏻 ኩነለይ ዝጋገ ሞ ብልቡ ተጠዓሲ🙇🏻‍♂️😌 ኩነለይ ባ ቅኑዕ መናብርቲ🫂✝️🥹 መንግስተ ሰማያት መተኣትውቲ🫶🏻✝️😇 #ኩነለይ_ሞ_ኣዳመይ 😔🥺

𝐒𝐞𝐥𝐞𝐦𝐚𝐰𝐢ት ሄ𝐰𝐚ን✝️👸🏻
𝐒𝐞𝐥𝐞𝐦𝐚𝐰𝐢ት ሄ𝐰𝐚ን✝️👸🏻
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 30 October 2026 20:58:27 GMT
1313
174
0
14

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @um122116, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About