@haniasli23: ክቡር መራሒ ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ኢስይያስ ኣፈወርቂ በሊሕ ሓንጎል ዝውንን ንነገራት ተጠንቂቁ ብዘገምታ ብጊዜ ንክስራሕን ክብጻሕን ዝግባእ ኣብ ሰላምን ህዱእ ኩነታት ክምዕብሉ ዝኽእሉ ኢዩ ብሰፊሕ ልዙብ ቃላትን ገሊጽዎ። ዋላ ሓደ ዝተወስደ ወይ ክውሰድ ኣሎ ዝብልዎ ትምቢት ወይ ውሳኔ ዝተወሰደ የልቦን። ክንርድኦ ዝግብኣና ግን ዓለምና ንክንገጥማ ጥራሕ ብዘረባ ወይ ከምዚ ክንብል ይካኣል ድዩ ዘይኮነ። ዝኾነ ሰብ ምስ ብህዝቢ/ብሃገር ክንዘራረብ ክንወዳደር እንድሕር ኮይንና ቆመናና ከነመዓራሪ ስራሕ ገዛና ከነዐንትር እንድሕር ዘይጽዒርና ወይ ሰሪሕና ብሓሳብ ዘይሓይልና ክንድፈር ዘሎ ተኽእሎ ብሩሕ ኢዩ። ስለዝኾነ በዚ ንሱ ዝብሎ ዘሎ ሰፊሕ ትንታኔ ብሩህ ስእሊ ብዘይ ቅርሕንቲ ንመጻኢ ወለዶ ሃገርና ማዕረ ምስተን ንነዊሕ ዓመታት ናጻ ኮይንነን ዝጸንሓ ብኹሉ ብስራሕ ኣማዕቢልካ ሓይልካ ክብርኻ ብዘይ ትንክፍ ከም ኣብነት ሽወደን ዳኒማርካ ኖርወይ ዘለወን ንግዳዊ ውህደት ወዘተ እንካን ሃባን ዘይብጻሓሉ ኣይክህሉን ኢዩ። ግን ንሕና ኤርትራውያን ዜጋታት ብስራሕ ኣብ ኩሉ ኣፍረይቲ ክንከውን ከሎና ኢዩ እቲ ባህጊ ናብ ተጨባጢ ክልወጥ ዝኽእል። ዓወት ንሓፋሽ Long live PIA .ወትሩ ሃገረይ ፡መጽሓፍ"ተጸበዩ' ።

hani asli ወዲ ባባ ኢሱ🇪🇷
hani asli ወዲ ባባ ኢሱ🇪🇷
Open In TikTok:
Region: BE
Saturday 31 October 2026 04:03:52 GMT
12050
184
12
81

Music

Download

Comments

user529112814374
user529112814374 :
This will be come for sure
2026-10-31 10:57:09
0
user605524147
Zaki :
ራኢ ኢሳያስ አይርከብን ንሓዎሩ ።
2026-10-31 09:14:17
0
hayle.sara
Hayle Sara :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-10-31 06:52:18
0
hebysweety
sunshinegirl :
waww
2026-10-31 09:36:35
0
frezghi.zeray
filmon zerom :
2026-10-31 06:39:02
0
sometimelov
love2me :
ሕማቕ ሰብ
2026-10-31 06:20:09
0
erey0031
Diamond wedi Erey :
ኢስያስ ፈራሕ
2026-10-31 09:21:30
0
daw8656
Daw genet :
🌹🌹🌹🙏
2026-10-31 08:03:18
0
negusebelay
negusebelaymy :
@❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-10-31 07:24:34
0
fsahaye.grmasten
Fsahaye Grmasten :
🥰🥰🥰
2026-10-31 06:13:05
0
tewolde63
ብርሃነ-Tewolde 🇪🇷 :
🇪🇷💪🇪🇷❤🇪🇷💓🇪🇷🥰🇪🇷🤝
2026-10-31 09:30:49
0
To see more videos from user @haniasli23, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About