@hewi8763n7vxzp: '!ኣምላኽ ኣሚኑ የለን ወዲቁ ዝተረፍ❞ '!ስምኪ ጸዊዑ የለን ዝሓፍረ ማርያመየ❞። ❝ማርያመይ ካብቶም ዝተስየምላ ኣስማት ሓደ ርህርህተ ሕልና ዩ'!።አዚ ማለት ክኣ ኣብዛ ምድሪ ዚኣ ንናይ ደቂ ስባት ችግር ንብዓት ውሽጦም ድልየት ልቦም ኣዝያ ቅርብቲ ዝኾነት፥ ካብ ደቀቅቲ አስካብ ዓበይቲ ችግር ደቂ ስባት ልክዕ ክም ችግራ ትርአይ ስለዝኾነት ዩ አዚ ክኣ አቲ ፍጹም ርህራሄ ዩ። ችግር ደቂ ስባት ብርሕቅ ዝጥምታ ዓይኒይ አየን ዘለዋኣ አዛ ተምሳል ርግቢት❞።❝ናይ ማርያመይ ተዛሪብካ ኣይውዳአን አንድዩ ማራ ዝስደምመኒይ ግን!! ❝ትሕትናኣ ንውላዳ ኣነ ባርያኻ የ ዝበለት ኣደ ትሕትና አያ❞ ❝ተጻዋርነታ ክንድኣ ዝተኽርተተ የለን ብዝሕ ክርተት ዝርኣየት ናይ ውላዳ ግፍዒ ብዓይና ዝርኣየት ኣደ አያ❞። ❝ምስጢራውነታ ንኹሉ ነገር ብምስጢር ትትሕዝ ዝነበረት ኣደ አያ❞።🤎 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #creatorsearchinsights #habeshatiktok

❤
❤"HEWAN"👸🫶🏻"One day"🇬🇧🤝❤
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 31 October 2026 10:15:50 GMT
622
160
5
2

Music

Download

Comments

brq0084
qebaT gal shire🔰 :
ሓላዊትኪ ትኹን ሓፍቲ በይነይ👏👏👏👏👏👏
2026-10-31 12:45:03
1
user35465177186164
ማሂ🎧 ሓፍቲ ደጃን💋 :
🙏🙏
2026-10-31 12:42:04
0
blackgeril0
Abi S.K.M 🤴👸 :
🙏🙏🙏
2026-10-31 11:58:03
1
efdombiniam272
¶፲∞ÅĎÅM©፻👨‍✈️🔐 :
[Pray][Pray][Pray]
2026-10-31 10:23:09
1
fifi.mm5
Fifi Mm :
[Pray][Pray][Pray]
2026-10-31 12:45:03
1
To see more videos from user @hewi8763n7vxzp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About