@_07829k: #targetaudience #fypシ゚viral #zyxcba #functions

່
່
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 31 October 2026 19:06:09 GMT
5370
470
3
7

Music

Download

Comments

the.unknown626bp
the.unknown626bp :
Ik you were getting lit
2026-10-31 19:24:51
2
_07829k
່ :
yooo the vid got up to 67 likes
2026-10-31 22:51:35
2
To see more videos from user @_07829k, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

  ✍️ተሰቂላ ኣብ መንደቕ✍️ ሕቶ ኣብ ርእሲ ሕቶ የደራርበልኪ  መልሱ ንዘይ ፈልጥ መልሲ ተሃበኒ  ፈዚዙ ከይደብዘዘ እንዳ ጠመተኒ ሕቶ ይዳጋግም ናይ ልበይ ከም ዝሰምዓኒ         ልብኪ ልዕሊ ሰማይ ክነሱ ስፍሓቱ         ኣብ ጭራም ወረቀት ንኡስ ቅርጺ ሒዙ         ፍሽክታኪ ይንበብ ምኮኑ ሰላማዊ         ዓይኒኪ ይጥምተኒ ፍቕሪ ተመሊኡ  ሕቶ ተቀቢሉ  መልሲ ሂቡ ንዘይፈልጥ  ይጥምቶ ይጥምተኒ ተሰቂሉ ከሎ ኣብ መንደቕ  ተዛሪበ ለፍሊፈ ሰማዒ ዘይ ክረክብ ክነሰይ  ኣነ ግና ኣይርብርብን ተዛሪበ ከም ዘስምዕ         ከም ቀደሙ  ኣብ መንደቕ ተሰቂሉ         ግዜ ንግዜ ሸሚቱ ንሱ ግና ከይ ቀየረ ምስሉ        እንተ ኣነ ወዝ ንእስተይ ወዙ ተቀይሩ         ወዝ ትዝታይ ግና ኣሎ ከምኡ ኢሉ  ግዜ ዘይስዕሮ ግዜ ዘይቅይሮ  ፍቕርኪ ናፍቖትክን ልበይ እንዳ ከተሮ  ይመልሰኒ ናብታ ዝተሳናበትክኒ ቦታ  ይመልሰኒ ዝክሪ ናብታ ምንባር ደው ዘበልኩላ         ኣብ ስእሊ ሰፊርኪ  ኣብ መንደቕ ተሰቂልኪ         ጽባሕና ክምቕር ትመጽኒ ተስፍይ ተሸዊቲ        ክጎልጾ ዘይክእል ገጸይ ብሓጎስ በሪሁ        ብተስፋ ጽባሕ ስእልኪ እና ኣማዕደኩ  ይነብር ምስ ጽምዋ ምስ ምስልኪ  እታ ብሓደ ዝተሳኣልናያ ስእሊ ትማሊ  ፍቕርን ተስፋን እንዳ ለገሰት  ኣላ ተሰቂላ ኣብ መንደቕ  by.Fili.tadese

About