@user8602543661227: California’s autumn, written in sunlight. 加州的秋, 写在阳光里。 2026-11-02

Nancy
Nancy
Open In TikTok:
Region: US
Monday 02 November 2026 19:50:21 GMT
110
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @user8602543661227, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ብሩኽ ለይቲ ፍቅረይ ናተይ  ክናፍቀካ  እየ ። . . . ሰናይ ለይቲ ፍቅረይ፣  ሎሚ ምሸት ኣዒንትኻ  ክትዓጽው ከለኻ፡ ክሳብ ክንደይ ብዕምቆት ከም እትኽበር ክስምዓካ ተስፋ አገብር። ውዑይ ሓሳባተይ ኣብ ዙርያኻ ዝጠቅለለ፡ ልስሉስነት ሓልዮተይ ኣብ ቆርበትካ ዝዓረፈ። ኣብ ልበይውን አብዛ ዓለም በይንኻ ሓንቲ ለይቲ'ውን ትኹን ከም ዘይትገጥመካ ዝገልጽ ስቅ ዝበለ መብጽዓ ክስምዓካ ተስፋ አገብር።፡  ናይ ሓደ ሰብ ሰላም፡ ናይ ሓደ ሰብ ሓጎስ፡ ናይ ሓደ ሰብ ቀጻሊ ጸሎት ናተይ ምኳንካ ፈሊጥካ ብሰላም ደቅስ፡፡ ከምአውን ኣብ ሕልምኻውን እንተኾነ፡ ፍቅሪ ካብቲ ዝርድኣካ ንላዕሊ አገዳሲ ምኳንካ ከዘኽረካ፡ ቀስ ኢሉ ክስዕበካ ተስፋ አገብር።  ጽቡቅ ዕረፍ ህርመት ልበይ፡ ጽባሕ ኣብኣ ስለ ዘለኻ ክትበርህ እያ፡፡  ሰናይ ለይቲ ሽኮሪና... ከምቲ ኣነ ዝሓልመካ ድማ ሕለመኒ ። ልስሉስ ብዕምቆት፡ መወዳእታ ዘይብሉ ፍትወተይ I love you so much 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ርግጸኛ እየ ከምዚኣ ኢልክን ንኣፍቃሪኽን ይኹን በዓል ቤትክን  እንተድኣ ኣፋኒኽንኦም ሓድሽ ለውጢ ከም ትዕዘባ ። ነዛ መልእኽቲ ዘምበብክን ክኣ ናብ ትፈትዎኦም ምሓዙትክንን ቀረብትኽንን  ክጥቀማላ share share share  👍👍👍👍👍✌️✌️✌️✌️🌹🌹🌹🌹🌹🌹📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚

About