@haki.true.ewunet: 😭😭🥹🥹🛑🛑‼️‼️ ናብ ኩሉ አቲ ብግርህነቱ ዝስዕቦም ዘሎ ህዝብና መታን ክበጽሕ share share ግበርዎ⚠️ 🫵👉👉ኮር በል ተገምጠል ኢዩ ነገሩ!!! ዝገርመና ነገር ኣሎ : ኣብ ዓንካ ዘሎ በሰር ዘይኣውጻካ ኣብ ሓውኻ ዘሎ: ነገር ተገልበጥ ኢዩ : ናይ ካምፓላ ዘልዉ ኣገልገልቲ ብፍላይ መራሕቲ ዝብሃሉ: ፓስተር ኤልያስ ዝብሃል ኣሎ መራሒ : ንቡዙሓት ሰባት ብጌጎኦም እንዳከሰሰ ካብ ቤተክርስትያን ንክንደይ ሰጊጉ : ናብ ዓለም ዝተመልሱ : ናብ ካልእ ሕብረት ኬድኹም ኢሉ ከይትመጽ ኢሉ: ከምኡ ድም ነተን ኣብ ካምፓላ ዘለዋ ኣብያተ ክርስትያናት ከም ዘይጥዑያት ኣብ መድረኽን ብግል ይዛረብ ኢዩ:: ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብዓልቲ ቤቱ :ኣገልጋሊት : መራሒት ክፍሊ : ኣብ መርዓ ምስ እቶም ዘይኣምኑ ቅጫ ኣልዕሊ ስሚዒታ ( ታሃና) ብምውጻእ ምስ ካልኦት ብጾታን : እቲ ዝገርም ከምኡ ኣይኮነን: ድሕሪ እቲ ፍጻሜ ተመሊሳ ኣብ መድረኽ ብስብከት(ትምህርቲ) ናብ ህዝቢ ኣምላኽ መጺኣ። እቶም መንእሰያት ዘመርቲ ኣብ ካልእ ቤተክርስትያን ኬድኩም ዘሚርኩም : ብዘይ ፍቃድና ተባሂሎም ኢዮም ተሰጊጎም( ደው በሉ ካብ መድረኽ ) ተባሂሎም። ወይ ንሳራ ክትስዕስዕ ተፈቂድዋ ኢዩ ብማሕበር ። ኣብይ ኣለኩም እቶም ተኣኪብኩም ሰብ ትሰጉ : ብግድለቱ ትከሱ(ከሰስቲ) : ተልኣኣክቲ ከም ብዓል ኣፍወርቂ: ዳኒኤል: ተስፋይ:ሲራኽ: እቲ ቀንዲ ዕርዲ ናይ ፓስተር ብእምነት(ከንኣን ካምፓኒ) :: ኣምላኽ ወገን ቃሉ እምበር ወገን ሰብ ኣይኮነን: ንህዝቢ ኣምላኽ ካብ ቤት ኣብኡ ኣይተባርርዎ። ርእስኹም ፍለጡ መጀመርያ ይቅጽል......... እቶም ካልኦት ድማ ተጸበዩ ከም : ግረይስ: ጴንኤል ካልኦትን ብኣምላኽን ህዝብን ጸወታ የለን
Ar800
Region: UG
Tuesday 03 November 2026 09:47:13 GMT
Music
Download
Comments
Rahwa tikabo :
Entay dea kgbra ab geze hagos mhguas eiu 🙌🏼❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-11-03 17:47:16
7
shalom :
ዘይበለዓኩ ኣትሕከኩ
2026-11-03 18:15:28
3
🛹 :
Koynukum dikum srah sinkum gen 😳
2026-11-03 12:43:01
10
Sirak Tilahun Siru :
ንኽብሪ ኣምላኽ ስለዝኾነ ኣምላኽ ተቐቢሉዎ እዩ እግዚኣብሄር እዩ ናይ ኣምልኾ በዓል ቤት ስሙ ይኽበር ገና ብኹሉ ዓይነት ህርመት ክምለኽ'ዩ
2026-11-03 16:04:52
6
saliem :
egziabiher ko Ms zhgosi tehagosu eyu zbl azmaden tekoynom dea Tay kgebra
2026-11-03 18:09:43
1
🙏🙏🙏 :
n seb hasikum aytexelmu
2026-11-03 14:53:01
0
🙏🙏🙏 :
srah zseanu sebat zeyele tzarebu haki zytzarebu
2026-11-03 14:52:17
0
Simret Beauty Salon :
entay maletika u emo ayranayan des elika da
2026-11-03 15:13:14
2
segen xada :
yehgosa alewa ta xegem alewo
2026-11-03 18:05:41
0
እፍትል :
Ihimo? Bahlen bmmraxen geben geyren?
2026-11-03 15:32:02
0
Abrnyios Asfha :
Aye ezi hezbi segabo zeyswer newram adi seab meskas fechech
2026-11-03 17:39:05
0
🙌 :
I'm catholic but Kzmwa do rekibkumen wela kketla..
Yhgosa eyen zelewa entay emo
2026-11-03 17:53:01
0
Bisrat Yared :
so what? this is celebration. do want her to cry
2026-11-03 18:23:30
0
To see more videos from user @haki.true.ewunet, please go to the Tikwm
homepage.