@news360plus: #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #tigraytiktok #tigray #tigrigna #ethiopiantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

ዜና 360+
ዜና 360+
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 03 November 2026 17:34:50 GMT
31830
873
13
136

Music

Download

Comments

user3667267449740
ቅድስ ወዲ ድንግል ማርያም :
ሓላፊ:ቤት: ፍርዲ፡ከ?
2026-11-03 18:42:24
1
user6012844201151
bbgg :
ዋውውውውው ኩሎም ንኡስ ወለዶ ደስ በሃሊ ከምዚ ኢና ዝደለና ስለዚ ኩሉ ዝምልከቶ ብቕልጡፍ ናብ ስራሕ ብምእታው ፀገም ህዝብና ክፍታሕ ኣለዎ።ብፍላይ ኣብ ጉዳይ ፀጥታ ዘሎ ሽግር ይስተኻኸል🥰🥰🥰🥰
2026-11-04 07:22:08
0
user446172791559
gidey alemu :
ሰናይ ግዜ
2026-11-04 05:47:56
0
user4666908031925
user4666908031925abrsh :
ንመን እዮም ክመርሕዎ? ንህዝቢ ትግራይ ? አይኽውንን።
2026-11-04 03:32:36
1
m1210476
@M12 :
ታደለ መንግስቱ ግን ናብታ ዝፈትዋ ስራሕ ኣትዩ ቐፅለሉ!
2026-11-03 18:19:45
1
michaelmiky119
Michael :
ንትግራይ ንቅድሚት ከምፅኡ ዝክእሉ አመራርሓ ተመኩሮ መሰረት ዝገበረ ሰለ ዝኮነ ደስ ኢሉኒ አሎ ሰናይ ናይ ሰራህ ዘመን ክኮን ይምነ 1
2026-11-04 04:41:36
0
user8614555387543
2013 :
ፅዓኒ መካይንን ፋዉሪካን ግን አይተመደበን
2026-11-04 04:36:33
0
user5092736791092
@berihun.molla :
ዘይተመደበሎም ብርክት ዝበሉ ቢሮታትን ኤጀንስታትን ኣለዉ። ኣብነት ቢሮ ጉ/ደኣን፣ ር/ህዝቢ፣ ጥዕና፣ እጀንሲ ስታትስቲከሰስ፣ ኢንቨስትመንት ወዘተ...
2026-11-03 19:27:47
0
lidu27313
lidu🌺 :
ኩሎም ሐለፍቲ ፅቡቋት ኩኮኑ ይክእሉ እዮም ግና አታክልቲ ሃይለስላሴ መናእሰይ ብዞባታት እናቃተለ ዝነበረን ክንደይ ዘይባሃል አብሕብረቸሰብ ፀገምዝፈጥር ዝነበረን እዩ ተረጊምና ግዲኮይንና ኩሉ ግዜ ፀገም ዘይፍለዮ ህዝቢ እዩ
2026-11-03 19:39:21
0
sis167.4
sis :
ሃፍተኪሮስ ልረአየ
2026-11-04 06:08:59
0
shambelmehari881
Shambel Mehari :
💪💪💪💪💪💪
2026-11-03 22:25:31
0
ywehnes
ywehnes :
🥰🥰🥰
2026-11-03 17:38:45
0
To see more videos from user @news360plus, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About