@tdf1242: ኣቤት ጭካነ ንዓይስ ሃንጊ 🤔😭 ትማሊ ከቢድ ፈተና ተፈቲነ ብሂወት ዝተረፍኹላ መዓልቲ ነይራ ! ተመስገን ፈጣሪ 🙏 ትማሊ ጥቅምቲ 24 ናይ ምሸት ሰዓት 1:10 ሞባይለይ ክሕድጉ ኢድ ብኢድ ብቶኽሲ ዝተደገፈ ፈተና በፂሕኒ ። ማርያምን ብጣዕሚ እየ ሓዚነ😭 ኣነስ ኽልተ እግረይ ፓራላይዝ ፣ብንውር'ኳ ከይሸይን ብቱቦ ዝሸይን ፣ እዚ ከይኣክል ከም ሞባይል ብቻርጀር ንባዕለይ ቻርጅ እናገበርኹ ዝነብር ሞት ዝፅበ ዘለኹ ኣብ ከበድ ስቓይን ቓንዛን ዘለኹ ሰብ እየ ። ትማሊ ደቂሰ ውዒለ ንፋስ ክውቃዕ ኢለ ሰዓት ሓደ ናይ ምሸት ናብ ሓደ ካፌ ኸይደ ኣብ በረንዳ ምስሓደ ብፃየይ ኮፍ ኢልና ንፋስ እናተወቓዕና ለስላሳ እናሰተና እናሃለና ሰሪሖም ክበልዑ ዝኽእሉ ፀብደል 3 መናእሰይ ብባጃጅ መፂኦም ንዓይ ዓፊኖምኒ 😭 ተመስገን ሳላፈጣርን ሳላኣብ ጎነይ ልነበሩ ሰባት ግን ምንም ኣይኮንኩን ሞባይለይ'ውን ከይወሰድዋ ተሪፎም ። ኣብታ ክባር ዋጋ ዝኸፈልናላ ዓዲ እንድሕር ብሰላም ዘይንነብርስ ናበይ ክንጠፍእ 😭 ናበይ ኸይድና ክንነብር ሐዝስ ጨነቐናኮ 😭 እዚ ነገር ኣብ ብዙሕ ሰብ እዩ ዝፍፀም ዘሎ ። በይዛኹም ዝምልከተኩም ናይ ፀጥታ ኣካላት ኣብዚ ጉዳይ እዚ ትኹረት ሂብኹም ተትሰርሐሉ በሃሊ እየ ።ከምዚ እንተቐፂሉ ግን ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ። ስለኹሉ ገነር እግዚኣብሔር ይመስገን 🙏
the 🦅🦅🦅🦅
Region: ET
Wednesday 04 November 2026 19:33:43 GMT
Music
Download
Comments
brhan :
አምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ
2026-11-05 04:15:13
1
SelamHayleslase :
ብጣሚመሕዘኒ።ፈጣሪይሓሊኩም🙏🙏🙏
2026-11-05 07:48:42
0
sara :
ኣይሰብ
2026-11-05 09:02:27
0
RUTA HAGOS :
ብጣእሚሚሚ የሕዝንን
2026-11-05 08:32:56
0
yaru fkr :
አይዞካ ወለሽ ዞም ጨካናት ፅባሕ ክፈረዶም እዩ ብእግዚአብሄር እምበር ካባካስ ከወሰዱ ዓይኒ የብሎምን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-11-05 02:54:24
0
Yonas Berhe :
Btaemi eyu zhzn
2026-11-05 06:53:28
0
model rahi :
መሕዘኒ 😢😢
2026-11-05 04:08:29
0
Tlaye :
Tigreway kab seb nab ensisa tekeyru mentiew waga zkefele bselam zeynebrela ahhhh
2026-11-05 05:16:30
0
sabi :
መሕዘኒ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን
2026-11-05 01:14:46
0
tsi raya :
yahazn🥹🥹
2026-11-05 05:37:41
0
semu🥰 :
😭😭😭
2026-11-05 04:56:24
0
TSige@ Alemayehu :
እንታይ እሞ ክንብል 🤭
2026-11-05 06:58:50
0
tsge wk :
ወልዱሽይ፣ብስላም፣እንካዕ፣ወፃእካ
2026-11-05 04:08:43
0
alem xewar :
btami eu zehezn ab kemzi wediqa beqa tgray loms kea ab snkulan nay mechereshita alem aba ena bexihna .
2026-11-05 06:49:55
0
abrham 19 :
አጆካ እዝው ክሓልፍ እዩ
2026-11-05 05:58:07
0
semu🥰 :
እዋ መሕፍሪ እዩ ኣጀካ ዝሓወይ
2026-11-05 04:57:08
0
wezamey :
😭😭😭
2026-11-05 06:55:35
0
heri :
🙏🙏🙏
2026-11-05 09:45:06
0
To see more videos from user @tdf1242, please go to the Tikwm
homepage.