@carlialves28: Imagina você nessa história, qual seria a sua reação?

Carliane Alves
Carliane Alves
Open In TikTok:
Region: BR
Thursday 05 November 2026 10:13:39 GMT
2930
153
8
2

Music

Download

Comments

marideusa62
Magalhães :
😳😳😳 não consigo nem pesar
2026-11-05 10:53:34
1
vg33368
vg :
toda razão
2026-11-05 13:18:39
1
elda.lima6
Elda Lima :
eu não julgo,não sei se eu não faria.
2026-11-05 17:51:55
0
carolnuogep
carol :
E a frase se cumpriu... ela como mãe Não chorou sozinhaa.. 9 anos sabe muito bem o que esta fazendo.
2026-11-05 11:06:27
4
marlene.brito.gom5
Marlene Brito Gomes :
eu faria a mesma coisa se fosse comigo
2026-11-05 20:05:19
0
sheilla096
Sheila Souza :
eu faria o mesmo 😡
2026-11-08 02:00:09
0
To see more videos from user @carlialves28, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ክፉኣት ሰባት ሱርካ ቈሪጾም ጨንፈርካ ክሓርር እናገበሩ እዮም፥
ክፉኣት ሰባት ሱርካ ቈሪጾም ጨንፈርካ ክሓርር እናገበሩ እዮም፥ "ከምዛ ምንም ዘይገበሩኻ ደሓን ዲኻ ደኣ ገጽካ ጸምልዩ ኣይጠዓኻን ዲኻ፧" ዝብሉ! ገረብ ካብ ሱራ እንተ ተማሕያ ቀጻልነት የብላን፤ ንስኻ እውን ውሽጥኻ እንተ ዓንዩ ኣካልካ ዕድመ የብሉን። ወዝ ናይ ገጽካ ውሽጣዊ ኣካላትካ እዮም—ውሽጥኻ እናቘምሰለ ገጽካ ክበርህ ኣይክእልን እዩ! ገጢሙና ዘሎ እዚ ዓይነት ፈተና እዩ። ኣብቲ ዝነበርናዮን ኣብቲ ዝኸድናዮን ከም ዘይንለምዕ ጌሮም እናቘሰሉና ክነሶም እዮም ከም "ሰራቒ ሞባእ" ባዕሎም ዝለፋለፉ! ሓደ ሓደ ግዜ ደም ስንኻ ውሒጥካ ብሓይሊ ቅብኣት ገጽካ ኣብሪህካ ክትወጽእ እንከለኻ እውን፥ እንታይ ከም ዝገበሩ ስለ ዝፈልጡ ምንም ከይበልካ "ኣይጠዓኻን ዲኻ፧ ደሓን ዲኻ፧" ዝብል ሕቶ ደበና ዘይብሉ ሰርቢ ይዀኑ። እቲ ዝገርም እዞም ከምዚ ዓይነት ሰባት ወነንቲ ክልተ ልብን ክልተ መልሓስን ስለ ዝዀኑ፥ ሓደ ሓደ ግዜ ዘይክነስተብህለሎም እውን ስለ እንኽእል ሰንኪ ዘይምስትውዓልና ደጋጊሞም ክጐድኡና ንፈቕደሎም ኢና! ስለዚ እዩ ድማ ነቲ በዓል መልሓስ ዘይኰነስ በዓል ግብሪ ክንኣምን ዝግበኣና—እንታይ ይብለካ ዘይኰነስ እንታይ ይገብር! ክፉእ ሰብ ብዘረባ ዝሓልየልካ ካብ ምምሳል ሓሊፉ ጥር ትብል ጽብቕቲ ግብሪ ንዓኻ ስለ ዘይብሉ፥ እዚ ሓደ ካብቲ ኣብ ምልላዩ ዝሕግዘካ መንገዲ እዩ። ሓቀኛ ሰብ "እንታይ ኰንካ፧" ብምባል ዝተናዂ ዘይኰነስ፥ እንታይ ኰይንካ ከም ዘለኻ ተረዲኡ መፍትሒ ዝኸውን እዩ! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ንቕሓት #ኮፒሊንክ #ኣይትረስዑ

About