@emindset26: ሰላማዊ ልቢ ዝውንን ሰብ ካብ መንግስቲ ይህብትም። ኣብ ህይወት መብዛሕትኡ ግዜ ንሃብቲ፡ ዓወት፡ ኣፍልጦ፡ ከምኡ’ውን ነባሪ ሓጐስ ከምጽእ ዘይክእል ነገራት ክንሃድኖ ብዙሕ ግዜ ነሕልፍ። ሓቀኛ ሃብቲ ግን ብኽንደይ ትውንኖ ኣይምዘንን፤ ኣብ ውሽጥኻ ክንደይ ሰላም ከም እትስከም እዩ ዝዕቀን። ነተን ንኣሽቱ ነገራት ምምስጋን ተማሃር፡ ነቶም ዝጐድኡኻ ይቕረ ምባል፡ ቅንኢ፡ ቁጥዐ፡ ወይ ጽልኢ ንልብኻ ክቆጻጸሮ ፈጺምካ ኣይትፍቀድ። ዓለም ሕያዋይ ኣብ ዘይትኾነሉ እዋን እውን እንተኾነ ሕያዋይ ኩን። ዋላ ዕብየት ኣብ እትበጽሓሉ እዋን ትሕትና ኩን። ንጉሳዊ ንምዃን ዘውዲ፡ ሃብታም ክትከውን ሚልዮናት፡ ዋጋ ንኽህልወካ ጣቕዒት ከም ዘየድልየካ ኣይትረስዕ። ሓደ ሓደ ግዜ፡ እቲ ዝዓበየ ዓወት ኣብ ህይወት፡ ሰላማዊ ኣእምሮ፡ ዘመስግን ልብን ጽብቕቲ ነፍስን ምህላው ጥራይ እዩ። ካብ ትዕቢት ሰላም፡ ካብ ጽልኢ ሕያውነት፡ ካብ ስስዐ ምስጋና ምረጹ። ምኽንያቱ ሰላማዊ ልቢ ዝኾነ መንግስቲ ክገዝኦ ዘይክእል ሃብቲ እዩ። ኤሊት
ኤሊት 𝐌𝐈𝐍𝐃𝐒𝐄𝐓
Region: CA
Friday 06 November 2026 19:39:29 GMT
Music
Download
Comments
Hafti Henry 🦋🏹✝️ :
2026-11-25 12:46:59
0
MOOTII & SABAAIF :
❤️❤️❤️
2026-11-24 03:12:48
1
ሚሊ🌸∞🦋 :
🥰🥰🥰
2026-11-17 20:49:20
1
Rimey ፍሽክታ አመለይ $ M❤️💞 :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-11-07 10:35:34
1
ሕልና እዩ ሰብኣውነት :
🥰✌
2026-11-24 13:13:25
0
To see more videos from user @emindset26, please go to the Tikwm
homepage.