@m916459: ቁረበለይ ደማይ 🤍🫶 ተንበርኪኽካ አብ ቅድሚ መላአኽቲ ✝️🥺 ትሕትና ለቢስካ ኣብ ናእግዚአብሔር ርስቲ👏😌 ኪዳን እትወለይ ቃል ማሓላ ዘልኣለም🫰🤴 ንግስትኻ ግበረን ምንባረይ ይጠዓም😌 ሞቆምያ ኹነኒ ኩሉ ግዜ ክቐንዕ 👏🫂 ማይ ህይወት ኣስትየኒ ኩሉ ሻዕ ክጥጥዕ☺️ ማዕረገይ ኹን ዘዉዲ ድፍአለይ 👏 ሕልመይ ይገሃድ ብብርሃን ቁረበለይ ✝️🥹 ሃምዚ ደማ ንኹን አነን እሰኻይ 🥹🫶 ማዕተብን እምነትን ኣኽሊልን ሽልማትን💒💐
M⃠ዕያል ፈቃር ።❤️💫
Region: SA
Saturday 07 November 2026 03:32:14 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @m916459, please go to the Tikwm
homepage.