@lovehowulie: Got any kid church lesson ideas for Psalm 91?🙏

Carissa❤️❤️❤️❤️
Carissa❤️❤️❤️❤️
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 07 November 2026 05:46:39 GMT
403
14
1
0

Music

Download

Comments

tejiriy
TEJIRI ELLA Y. :
My kid Church lesson is Psalm 91: He who seek God with all his mind and heart will receive the who Amor of God's presences
2026-11-07 13:13:45
0
To see more videos from user @lovehowulie, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እቲ መንብሮ በበይኑ ክኾውን ይኽእል እዩ 'መወዳእታ ግን ኩሉ ናብዚ ኢዩ! ካብዚ ዘምልጥ ፍጡር የለን!  እምበዓር እቲ መወዳእታ ምዕራፍ እዚ ካብ ኮነ፦ ሰብ ኮይንካ ምሕላፍ እቲ ዋና ቁምነገር ምዃኑ ኣይትረስዕ። ናይ ኣነባብራኻ ደረጃ፡ ክብ ለጠቕ ዘለካ ትሕዝቶ፡ እትበልዖን እትድቅሶን ፍልልይ ብዘየገድስ፦ ዝናኻ ዓብይ ክኸውን ይኽእል፣ ድኽነትካ እውን ሰብ ዘስካሕክሐ ክኸውን ይኽእል፣ እንተኾነ ግን፦ መወዳእታኻ ኣብቲ
እቲ መንብሮ በበይኑ ክኾውን ይኽእል እዩ 'መወዳእታ ግን ኩሉ ናብዚ ኢዩ! ካብዚ ዘምልጥ ፍጡር የለን! እምበዓር እቲ መወዳእታ ምዕራፍ እዚ ካብ ኮነ፦ ሰብ ኮይንካ ምሕላፍ እቲ ዋና ቁምነገር ምዃኑ ኣይትረስዕ። ናይ ኣነባብራኻ ደረጃ፡ ክብ ለጠቕ ዘለካ ትሕዝቶ፡ እትበልዖን እትድቅሶን ፍልልይ ብዘየገድስ፦ ዝናኻ ዓብይ ክኸውን ይኽእል፣ ድኽነትካ እውን ሰብ ዘስካሕክሐ ክኸውን ይኽእል፣ እንተኾነ ግን፦ መወዳእታኻ ኣብቲ "ዓው ኢልካ ከተስመዓላ ዘይትኽእል ሳጹን" ምዃኑ ኣይትረስዕ። ከምቲ ንበር ከምዚ፡ እዚ ኩሉ ሓዲግካዮ ትኸይድ እዩ። ምስልኻ ዝነግርን ጽቡቕ ዝኽሪ ዝሓድግን ግን—እቲ ዝነበረካ ሰብኣውነት እዩ። ኣብዛ ምድሪ ከለኻ ሰብ'ዶ ኔርካ ወላስ ምስሊ ሰብ፧ "ጽቡቕ ስም ካብ ብዙሕ ሃብቲ ይበልጽ!" ከምዝብሎ ጥበበኛ ሰሎሞን። ነቲ ሓዲግካዮ ትኸይድ ብዙሕ ዘይኮነስ—ነታ ብድሕሬኻን ከለኻን እትዂላዕ ጽብቕቲ ስም ምረጽ። እቲ ዝገርም ኣወዳድኣ ዛንታት ኣብዛ ምድሪ፦ ንፉዕ ክኢላ ንበር፣ ፈላጥ ንጉስ ንበር፣ ጀነራል ንበር ፡ ታራ ሰብ ኩልኻ ነዛ ንእሽቶ ጉድጓድ ምእዙዝ ምዃንካ ኢዩ! ስለዚ ፦ ፈራሕ ክትኮውን ዘይኮነስ 'ፍትሓዊ ክትኮውን ጸዓር! ንቕድሚኡ ዝነብር ዘይኮነ 'ትርጉም ዘለዎ ህይወት ንምንባር ዝጽዕር ኩን! ድላይካ ጥራይ ዘይኮነ 'ድላይ ብዙሓት እውን ተረዳእ! ዕጫ መወዳእታ ወድ ሰብ ሓደ ምዕራፍ ምዃኑ ተረዲኢኻ 'ኣብቲ ከማኻ ፍጡር ሰብ ኣይትጨክን! — ዘፍጥረት

About