@wedikeshi1212: ሓደ ግዜ ክልተ መነኮሳን ኣቦታት ካብ ገዳም ናብ ዓዲ ንገዳም ዝኸውን ስንቂ ከምጽኡ ተኣዚዞም ናብ ኣብ ጥቓኦም ዝነበረት ንእሽቶ ዓዲ ውዒሎም ክምለሱ ከለዉ ኣዝዩ ከቢድ ዝናብ ሃሪሙ ስለ ዝነበረ ሓያል ውሕጅ ድማ ኮነ ሓንቲ ጓል ኣነስተይቲ ድማ ኣብ ገምገም ቲ ሩባ መስገር ስኢና ተጸጊማ ረኣይዋ ሞ እቶም ሓደ ኣቦ ክንሕግዛ ኣለና ኢሎም ተሰኪሞም (ሓዚሎም) ኣስገርዋ እቶም ሓደ ኣቦ ግን ኣብ ሓሳቦም እዝስ ከምዚ ክገብር እናበሉ ገዳም ምስ ማተዉ እቶም ኣቦ ናብ ሓላፊ ገዳም ከሰስዎ እንታይ ከምዝገበረ ድማ ጠየቕዎ እቲ ድማ ከምዚ ክብል መለሰ እዚ ኣቦ ጓል ተነስተይቲ ሓዚሉ ኣስጊርዋ ክብሉ መለሱ ምንኩስና ከምዘይግብኦም ድማ ወሲኾም ከሰሱ☝️ እቶም ኣቦታት ግን ከምዚ ክብሉ መለሱ እቶም ኣባ ኣብቲ ሩባ ጥራይ ዮም ተሰኪሞማ ንስኻ ግን ክሳብ ኣብዚ ሕዝካያ መጺኻ ኣብ ርእስኻ ክብሉ ካብ መቕጻዕቲ ሱባኤ ክገብር ኣዘዝዎ😢🙏ኣብ ዓይንና ዘሎ ገፈል ከየውጻእና ኣብ ናይ ካልእ ዓይኒ ዘሎ ገፈል ክነውጽእ ኣይንኽእልን ኢና☝️ወዲ ቀሺ የ ሼር ግበሩለይ ይሕዋተይ #ሓጥያት_እምበር_ዘይትፀልእ_ሓጥእ #ኣባገብረኪዳን #ጳጳሳት

ንቑሕ ወዲ ግዜ 🤔🤐🤫👌
ንቑሕ ወዲ ግዜ 🤔🤐🤫👌
Open In TikTok:
Region: UG
Saturday 07 November 2026 11:27:57 GMT
6588
386
32
46

Music

Download

Comments

missyoubaba26
ንሳን ወዳን ዋሕሰይ :
nnay nbsena ngber 🙏🙏🙏🙏
2026-11-07 16:52:06
1
keepgoing420
ሰላም ንኩሉ🙏 :
ya
2026-11-07 21:52:25
0
tomi52480
tomi :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-11-07 23:48:58
0
sara.teklat
Sarity❤️❤️ :
🙏🙏🙏🙏
2026-11-08 08:49:36
0
user167424619193
user167424619193 :
follow kman ywhdeka❤️❤️❤️
2026-11-07 19:09:33
1
sorry.mamay
sorry mamay :
🙏🙏🙏
2026-11-08 07:04:16
0
awet1335
awet :
[Red heart][Red heart][Red heart]
2026-11-07 13:08:27
0
orten3641
ORTEN 🤐😜🤑🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
🙏🙏🙏
2026-11-08 04:35:29
0
mamanatey29
Raki gal faqy❤️‍🩹🫶🤌🫀🫦 :
🙏🙏🙏🙏
2026-11-07 19:45:42
0
user1900763479675
ጸማም ትመርጸሉ ግዜ :
🥰🥰🥰
2026-11-07 19:19:15
0
galegashefeqr
gal gashe fqare 🫰💋 :
🥰🥰🥰
2026-11-07 18:59:35
0
feqarwedigeze
𝙬𝙚𝙙𝙞 mazu 𝚑𝚕𝚊𝚕𝚎𝚢 𝕞 :
🙏🙏🙏
2026-11-07 17:43:56
0
egziabihar_gasayey_eyu
egzaabihre gasayyey eyu :
🙏🙏🙏🙏
2026-11-07 17:30:58
0
yafa35243
hewet echa deya mrecha :
🥺🥺🥺
2026-11-07 17:28:04
0
hyab542
Hyab❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
❤️❤️❤️
2026-11-07 16:54:47
0
user1920273768150
meseret wabay :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-11-07 16:22:44
0
abtanayamialku
Aru :
🙏🙏🙏
2026-11-07 16:10:49
0
hieri79
ጋሻ እየ ንኹሉ 44።❣️✌️ :
🙏🙏🙏
2026-11-07 15:22:18
0
mahlit42
ማህሌት ☦️💝👸 :
🙏✝️🥰🥰🥰
2026-11-08 04:45:09
0
amantekleamantekle
ema :
🙏🙏🙏
2026-11-07 13:00:44
0
miku85343
Miku nail 💞💘💕 :
🙏🙏🙏
2026-11-07 12:25:12
0
mera.mera5064
Fqar eye🌹💫💖🙏 :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-11-07 12:13:10
0
jegena15
ቀይድ በተክ 💪👈 :
🙏🙏🙏
2026-11-07 12:04:40
0
pitidancer
feshkta amlye :
🙏🙏🙏
2026-11-07 11:51:14
0
ho.bel.niusey
((abi ንኡስ🙇‍♂️..............🌿 :
🙏🙏🙏
2026-11-07 11:32:13
0
To see more videos from user @wedikeshi1212, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About